You look amazing Hawey. I like your hair cut it makes you look more handsome. Love to watch your videos you are very talented, intelligent keep up the good work 🙏
I noticed that your recording on the screen behind you, I mean your setup is really interesting. I wish that you will have a setup of your choice in Eri soon.
Thanks for watching👍
Don`t forget to 👇
Subscribe (it`s free)🥰
✋ሰላም ኣቤል ኩቡር ሓውና ልባዊ ሰላምታይ ብምቅዳም፥ 🎉 happy new years🎉❤፥ ብምቅጻል ናይዚ ኤፍሬም ዝባሃል ሰብ ኣቀዲምና ነጊርናካ ኔርና ፥ ሓደ ካብቶም ሰብ መስል ተኻሉ"ዩ ክውገድ ወይ ክውገዝ ዘለዎ ሰብ ፥ ሓንቲ ክብለካ ዝደሊ ምስላ ኣቦታትና ኣላ ጽቡቅ ዝተዛረበ ጽቡቅ ይረክብ ንዓካ ውን ጽቡቅ ይምነየልካ ወዲ ኤረይ🇪🇷✅ኾርዒዳ።
Bzaeba Quwam, rule of law ab Eritrea medebat tetekrib sbuk neyru. Ezi tblo zeleka Embassy, responsible aykonen. Quwam malet Mrcha, Iseyas ywred tray aykonen......
ኣቤል ንፉዕ መንእሰይ ጽቡቕ ኣለኻ ኩሉ የጸብቐልካ ወዲ ኤረ❤🇪🇷 ጽቡቕ መደብን መሃርን ኣዘናግዕን መስሓቕን ኣቀራርባ🇪🇷💯🇪🇷💪🇪🇷🙏🇪🇷❤️🇪🇷
እዝግዮ መሀኣረኒ ክርስቶስ ሓገብ ( ካድረ ወያነ ኤፍሬም ) ተሰተር ተናሳሕ በዓል ነጸላ !!
WAI ABUAU N ADIAUN DO AYRANAYOMN AB ASMERA MAIBEL N ERITREA MSKEDE INTAY YBL ALO IZI SEBAY INTEKONE KE INTAY SHEGERO YGERM IYU❤
Abi yexebkelka🎉qdemen Tiqnan yehabka fetari ❤❤❤
Selam..wedi.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ኣቢ ሓውና ሩሑስ ሓድሽ ኣመትን ልደትን ይግበረልና❤❤❤❤❤❤
ኣቤት ግርማ ከምሕረልካ ካብ ሳዋ ዝኣቱ ዘሎ ተምሃራይ መሲልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
😂😂
Tesaka sawa entay tifelto embear kab sawa zimetses kemzi tblo zeleka ymesl eyu🥲
@@kibratesfamichael ንስኻ ጽጉም ኢኻ ንባዕልኻ ኣበይ ምህላወይ ከይፈለጥካ ትዛረብ ኣስተዉዒልካ መልስ ኣነ ነቲ ዘጉሩ ስለ ዝኣለዮ እየ ከምምሙ ዝበልኩ ።
ጽቡቅ ኣበል ሓውና ኩሉ የጸብቀልካ
Efrem xlul tenasah Egzeayo meharena Ageb entay zgeberu sdra men EU mewulka ktbelea temeleska ktzareb nexela gerka Ageb Rukus mejlag kufue treat Ay tfeltomn Eka Sdra meabel Abi info Ageb belwo 👍👍👍
አዝጊኦ ነጸላ ዝተከደኑ ጠንቆልቲ
በቶም ጀጋኑ ከቆሽሹ ዝሕዘን ቅዳማይ ነገር ንማዕበል ሰደሩኡ ከምዚ ከማካ ጠንቆላይ ዝፈለጡ አይኮኮኑን። ሰክ ኢልካ አይትደከም
ጀግና ጀግና ኢዩ ዝወልደ ሪኢካ ማዕበል ከም አቡኡ ጀግና
ተደንግጸ። ሰአሊ ቁዱሳን አብ ደሕረካ ንሰካ ግን። ትጥንቁል ንሰብ
ዘይናቱ ትህቦ ዘይኮነ ትሕሱሕፈር ከይበልካ ደማ ገደደ ነጸላ ተከዲንካ
ኒቲ ሃይማኖት። አይተረሳሐዮ ሃይማኖት ክብር ኢዩ በአካ ግንተዋሪዱ አምላክ በቲ ትገብሮ
ዘለካ ባዕሉ ይፈረደካ ዓገብ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Masalleh abi habibna ❤❤❤❤❤❤
ኩሉ የፀብቀሉ እንተተዋስእ የፀብቀሉ እንተደረፈ እንተሳእስእ ወዲ ኤረይ ❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
Keep it aytebkulo ❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ መቀይሮ ጎበዝ❤🐪🇪🇷🙏💪🌹አዚ ለቃዊስ ኣርተፍሻል ድያቆን ስዲ
Hubushey xaeda ❤ 🙏⛪
Bejaka elfi ajawat humumat ztezarebwo abzi natka medeb aytemxeayo 🙏
ናይ ብሃቂ እዩ ማዕበል እብዑ ካብቶም ዓማጺ ስብ ዝነበር እብ ጎንደር የህዎት ከም ዘለዎ ማዕበል ክፍላይ ባዕሉ ይፍልጥ እዩ100/100👍👍👍👍
So what?
@ ስቅ በል ውዲ ፋታዊት ፍርንጭት ውልቀ መላኺ።
♥️🇪🇷🎄ኣቤል
ክላእ እዚ ሰብኣይ በዓል መጠምጠምያ ጋኔን፡ በዓል እዚኣቶም ኣብ ሃይማኖት ተኸዊሎም ዝነብሩ ኣዛብእ፡
ኤፍሬም እኮ አገልጋሊ ሰይጣን እዩ መንፈስ አምላኽ ዘለዎ ሰብ አይሐሚ አይጻረፍ አይዝንጥል ካብ አፉ ሕማቕ ንኸይወጽእ ዝፈርሕ እዩ ሰይጣን ግን ሐሳዊ አቦ ሐሶት ይብለና ቃል አምላኽ ምሕረት የውርደሉ
Hji seb mesilka
ዉህብቶ አምላክ ዝባሃል እኮ ከምዚ እዩ።
🇪🇷🙏👋
እንታይ ጮግርኻ 30 ድቂቅ ዝወስደልካ ቢጎዲኒ ዲኻ ትገብር ኔርካ?🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣😷
Happy new year Abel Hawna
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ezom anjal ekebekab menenet kelewelaw zelow ajefe jef eze derby keshe elu nebsu kezew kehfer alow hade metaleli be zeba Maebel kezareb lezei funfun🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
Wow you are amazing thanks abale you are so funny and so sweet 😂😂😂😂❤❤🎉happy new year 🎉 congratulations 🎊 🇪🇷 👏 💐 🥳 god bless to you 🇪🇷
እዞም ክሽነ ክንአቱ የብልናን ዝብሉ ሁኩያት እዮም ቴክአወ ዝለመዱ እዮም ክሸነ ሰበይትካ እንተ ተጸጊማ ክአ ትሕግዛ እምበር ብፍላይ አብ ውትድርና ዝነበርናስ ባዕልና ኢና ንሰርሖ ዝነበር❤🌹🎁🎂🥂
Lomes keai nay Life skill Memher mesilkley Abi🤩🤩 Merry xMass kea zearkey👌👌
You look amazing Hawey. I like your hair cut it makes you look more handsome. Love to watch your videos you are very talented, intelligent keep up the good work 🙏
😯🥰🥰🥰👍
Thank you Abeley ❤❤
Xibik konika Abu haway hije hiring kone ❤️🇪🇷💕
𝕐𝕘𝕖𝕣𝕞𝕖𝕜𝕒 𝕦 𝔸𝕓𝕚el ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥹
Good job bro
Nufu abeil 👨zupuk gerica jgurica amararicayo💯🇪🇷🕊🤝🇪🇷🇪🇷
Bitami tsibuk konka wonder full
Ab 2025 Seb adimka interview indageberka medebatka kitebio tesfa alona 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ብሉጽ ሰብ ብሉጽ ሓሳብ ይሓስብ ይብሉ ኣቦታት ክብሪ ይሃብካ/ኪ ኣነ ይሓስብ ኢየ ፈጣሪ ተፈኢድዎ ዳኣ
YOU LOOK AMAZING 🤩 ABEL
Happy new year you looking good nice one Abiti 👍 👌
አብ ዓድና እዚ ቀረባ ግዜ ወለዶ ደቆም ይሐቅፉ ቀደም ሐቋፍ ቆልዓ ከይበሀሉ አይቀርብን
ብራቮ ዝኮንካ ሓውና ብኩሉ ኣቀራርባካን ሓገራውነትካን ቀጽሎ ኤርትራውያን የሕዋት ብላይክ ሸር ነተባብአዮ ኩሉ ኤርትራዊ ሚዲያ ዮቱፕራት ነተባብዕ ❤
Bravo
ነፋጥ ብሕጋዊ ድዮም ከይዶም ኤምባሲ ክትዓበቀሎም ደንቆሮ
ጓል ከለኪ ክንድዚ ጸርፊ ኣይከብደክን ግን 🫢😯
Thank
Merry Christmas Abel u look handsome ur already handsome I Like it cute.
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abelll lebammm I like your Programm
Efrem jana himam nebsi zitsawetelu zelo amilak mihret yewrdelka ,kadre weyane
ዓሽሽሽሽ!!!! ኢለከ ኣለኩ ፥ ኣዚዩ ብሉጽ ድምጺ ኣለካ👍
ኮመዲ ውን ብሉጽ ኢዩ ተለንት ኣይሰሓተን ደርፊ ክውስኸሉ ኣለዎ በል Maybe ኣብ መንገዲ ይህሉ ይከውን ተለሃያይ ውን ኢዩ
I noticed that your recording on the screen behind you, I mean your setup is really interesting. I wish that you will have a setup of your choice in Eri soon.
❤❤🎉❤❤
Schöne frisur Abielino👍
Ruhsh ኣውዳኣመትት ✅✅✅❤️
❤❤❤❤
You look good abi bro❤🎉🎉🎉
ንስካ ትገድድ ንዕኡ ትደግም፣ ብዓል ነጸላ ማለት እየ
ዲቁ በሎ ኣይ ንዮው ኣይ ነጆው ግበራ ኣቤል ምርቅሰን
Abelino Azmarino 🎉🎉🎉
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
مشاءالله تبارك الله منور
Haxir yexebkelka
You loke very good ❤
Oh thank you!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Very cute
Thank you! 😊
You look nice jambo mesilka 😂😂
Thanks 😅
❤🎉
ጁግኑ እኳ ኢሎምኻ ጅግና
ኣቢ እዚ ስነ ጥበባዊ ሓዉና ኮመዲያን ጥራይ ኣይኮነን ደርፍታት ኣለዎ ምናልባት ዘይረኣኻዮ ከይትኸዉን።
Nice hair cut, but u never answered about kalab singer ☝️☝️☝️😉🫡🫡🙏🏼
ናይ ኣብኡ ንማዕበል ትርጉም የብሉን፡ ማዕበል እንታይ ይሰርሕ ወይ የበርክት ንሃገሩ ኢዩ! ኣቤል ገጽ ኣይትሃብዎ እዚ ጦንቃላይ ጽሉል መልኣኹ ዝሃደም ዕቡድ፡
ሐሳዊ ንማዕበል ክንድኡ አይትአክልን ኢኻ ንኩር ወላዲኡ እውን አይትፈልጦን ኢኽ ኢፍረም ጉዳይ ሂወት ግበር እዚ ወደይ።
You look good, buddy. Welcome to Gents haircut. Nomore nay himamey haircut.
ኣቤል መባዝሒ ማሽን ዲኻ? ጉዳይ ቀለኣብ እንዳ በልካ ከም ሕማም ኮቪድ ኣባዚሕካያ ሕጂ ድማ ብጉዳይ ማዕበል መጺኻ? ሰብ ዱኳናት ከም ክንቲት ትፈኹሱ ኣለኹም።
ማስ ሜድያ ማለት እኮ ዝረከቦ ዜና ናብ ህዝቡ ዘቅርብ ማለት ኢዩ ስለዚ ከምዛ ዝበልካኒ መባዝሒ ማሽን ኢየ ዳሓር ድማ ናይ ቃላኣብ ዝበልካዮ ዘይተፈስወ ኣየጭነኩክምን ወዲ ዓሚ 😊
Abitu
Wow u look different my son.
ከጸብቀልካ 👍
ሰላም አቡ ናይ ማዕበል ይሓይሐይሽ ንኩቡር ፕሬዘዳንት ኢሰያስ አፎርቂ 33 ቆልዑ ካብ 33 አንስቲ ወሊዱ ኢልዎ እሞ አይትሰከፍ በናይ ማዕከል ።
ኣይኮነን ዲያቆን መዘምር ከማን የብሉን ጭው ዝበለ ምእመን እዩ
ኣቢተይ ጉዳይ ክሽነ ዶ ኣምጺካ ኣነ ከኣ ነዚ ናትካ ቻነል እንዳ ተከታተልኩ 4ድስቲ መግቢ ጣጣዕ ኣቢለ ኣብ 21፥21 ይሰርሕ እንተ ኢለካ ክትግረም ኢካ
Dyakon dekones setanaw wicara bhirytu zereif ilom delukuwo danelil bhimki getgzeif bsemaim bel
ማሕጋጽ ክፍእ ተካል በአል ነጸላ ርኩሰ ወዲ ርግምቲ እቶም መላአክቲ ይግብኡካ
Abi aysemaekayon enber hadr klte derfi alewo.
Mleso chegurka abi😂😂😂
Abel hawey ktxebki konkav
Ezi dyablos sebay hde recht eu
😅😅😅😅 guday wxat da
ክሽነ ዘይምእታው ሕምቀትካ እዩ እቲ ኽሽነ ክትእትው ዘህፍርካ ስብ ግን ገና ኣብ ድኹም ዓለም እብቲ የጋርዮሽ ትነበር ዘለኻ ስብ ኢኻ ።
Gignu dea haku endy 17 kbexh😂
ኢስያስ. 2025. ብሓቂ. ዝምዘንላ ዓመት ኢያ. ብኹሉ መንጽር. ሕጂ. ኤርትራ. ምስ ፋኖ, OLA, TPLF ደብርጽዮን GROUP ርክብ ኣለዎም. መንግስት ኤርትራ ዝለዓለ ኢድ ኣለዎ. ዝኾነ ሀገር ኣብ ዉሽጢ ኤርትራ ዝሕግዞ ተቃዋም የለን. ኤርትራ ብ ውሽጥን ደገን. SECURE ኢያ
ኢሰያስ. ድልየት ሕዝቢ ቁጠባ ስራሕ ሙኻኑ ተርድኡ. ምስ USA ን EU. ጽቡቅ ዝምድና እንተ ዘይገይሩ. ቁጠባ ክዓቢ. ኻብ. ኩሉ ኻብ usa eu ዝመጽእ ተጽብኦ ደው ክብል. ክሰርሕ ኣለዎ ግድን compromise. ክገብር ኣለዎ
እት ዝሓትዎ ሕጂ ፍሉጥ. ን. ፍትሓዊ ኢዩ
1, ቅዋም
2, ምርጫ. ዲሞክራስ. ሕዝቢ ዝመርጾ መራሒ. እዚ ቀሊል ኢዩ ኸም.ኩሉ ኣፍሪቃ ንሱ ኢዩ ክምረጽ ዝስግእ የለን
እዚ እንተኾይኑ. ታጽብኦ ደው ይብል. USA ን EU. እገዳ ደው የብላ. ቁጠባ ኤርትራ ይዓቢ
ድልየት ሕዝቢ ኤርትራ ቁጠባ ቁጠባ ቁጠባ ስራሕ ስራሕ ስራሕ ገዛ ብ ፍትሓዊ ክራይ ኣስጴዛ እኩል ፍትሓዊ ቀንዲ ስራሕ ደሞዝ ክመሓየሽ እይ ህዝቢ ዝደሊ
እዚ ድልየት ሕዝቢ ዘይገብር. ኣብ ድኽነት ክነብር. ዝደሊ ክይኑ. ሓልዮት ሕዝቢ ዘይብሉ መራሒ. ቂም ጽልእ ኣብ ልዕሊ ሕዝቢ ዘለዎ..ድልየቱ ጥራሕ ክግብር ዝደሊ መራሒ ኢዩ
ኩል ሕጂ ምጭኡእ ኢዩ. ዝምድና ምስ usa ብሕልፊ ናብ normal ክምለስ ይክኣል ኢዩ
Embassy ኢሰያስ እምበር, embassy eritrea ድዮም???
Anta hswey mabe fltwo sderb alwo kamy dblwo .mabel fltwot sderbt eoum
ኢስፓጎ ሳጛ ደሞ አውጺኢኹምሉ ኒወዲ አማረ
😯😂😂😂ትፈልጦ ዲካ
Ata wedey arestka kalie tkrbo kalie
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abelo Ruhus Beol tsibuk Geberka Merhaba Merhaba