Either PP or TPLF has to go! They can’t work together! Derg and TPLF didn’t work together. HGDF has the upper hand while Ethiopia is in war amongst OLA, Fano, PP, TPLF.
Unionists dawit and alula preaching against and reproachment between Tigrayans and Eritrea as this will be a threat to the Ethiopian federal government ... this is a well orchestrated program by Dawit Kebede ....alula is here to tell Tigrayans not touch shabiya not even with 10 foot pole!
Excellent Alula Solomon.
Thank you Alula Solomon. Keep going. I appreciate you deeply
Kuinat bahlaei xewetana eyu. kdmi kuinat znebere kal alula kezekreka.
ኣሉላ ፅቡቕ ኣገላልፃ
ኣላ ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸምዎ ገበን ምንም ከም ዘይፈጸሙ ኮይኖም ይቀርቡ፡
ብህደፍ ተሓፅበ ሓንጎል ምስ ሓቂ ዝተፋትሐ'ዩ::
ዝተወልደ እምበር እንታይ ዝተሓጽበ@@haileabay4021
Amazing analysis of Geeral Alula.
A revealing discussion indeed!
It was an interesting, insightful analysis, discussion.
ገፅኩም ይከወል
ኣሉላ ስራሕ ይሰርሕዶ ወይስ ወረ እዩ ስርሑ ? ዝገርመኒ እታ ናይ መከተና ልሳን ዝኮነት TMH ምምራሕ ኣብያቶ ዝበተነ ወዲ ፖለቲከኛ መሲሉ እንዳሃውተተ ዝውዕል እንታይ ይበሃል ?
ጀጋኑና ነመስግን ንእትገብርዎ ዘለኹም መንቅሒ ትንተና ❤❤
Egziabher. Ferad. Dem. Tigray. Selhm. Tigray. ☝️😢🙏✔️
Tekekel. Eyu. Ahwatey. ☝️🙏✔️
Eritrea is the 1 threat to Tigray. The leadership of Tigray must get the shit together & prioritized the people of Tigray.
* ምስ ኣሉላ ኣብ መብዛህቱ ሓሳብ ይሰማማዕ - ኤርትራውያን ተጋሩ በዲሎምና ወያነ ገፊዖምና ንብል ሰባት አይኮናን * ዕንኮ ጸለዒ ዘለና ዲክታቶር ኢሳያስ ሸይጣን አዲ ሓሎ ጥራይ'ዩ ዎላ ምጥራዝ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ከምዚ ህግደፍ ዝብሎ ዘይኮነስ ናብ ኣድና ኢና ተመሊስና ነመስግነኩም ድማ ! * ይኹን ዕምበር ኢሳያስ ጸላዒ ተጋሩን ወያነን ከምዝኾነ ዕንዳፈለጥኩም ንኣና ( ደላይ ፍተሂ አንጻር ህግደፍ ) ንዝኾኑ ውድባት ንምድጋፍ ድሌት የብልኩምን ዕዚ ድማ ንወያነን ህዝብ ትግራይን ዎጋ አኽፊሉ'ዩ ! * ተጋሩ ህጂ ውን ጌና አይተማሓርኩምን ክንዲ ምስ ብርጌድ ንሓመዱ ሓቢርኩም ነዚ ተመን ወዲ ተምቤን ክንዲ ምጭፍላቕ - ኮንትሮባንድ ወርቂ ኣብ ምሻጥ ተዎፊርኩም ንምንታይ ? * ካብ ህዝብ ኤርትራን ትግራይን ሰላም ንላዕሊ ወዲ ሓወቦኹም ንኢሳያስ ወጊንኩም አለኹም ዕዚ ድማ ካልኣይ ሂወት ከክፍለኩም ከምዝኾነ ፍለጡ ✅ 💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏
ኣሉላ ብጣዕሚ ኣይትጋገይ ከብኻ ኣይንፅብይን ጌጋ
ሕወሓት ዝፈጸምዎ ገበናት ጌና ኣይተወራረደን ዘሎ።
አነ እኮ ዝገርመኒ ዓዲ ሀሎን 4 ኪሎን እንታይ ኢዩ ዝፈላልዮም ያው ክልቲኦም ሓደ ኢዮም ከም መማረፂ ግን ዝቀርበና ሸዓብ ኢዩ ፖለቲካ ግልብጥብጥ ኢዩ አይነካብዶ
ምሕዝነት ምስ መፍለስ ነየብልዕ ሸዊት ክጻወተልኪ'ዩ ሓንጎል ናይ ጨቐዊት። ወያነ ምስ ሻዕብያ ዕርክነት ንረብሓ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን እንተኮይኑ ግርም። እንተ ንረብሓኽን ህግደፍን እንተኮይኑ ግን ግናይ።
አውራምባዎች በአንድላይ የተሰባሰቡ ህብረተሰብ ናቸው የስራና የአንድነት ፍቅር አላቸው እምነት የላቸዉም እንደኔ አረዳድ ነው
እኔም በጣም የሚገርመኝ ሻእቢያ ለወያኔ እኔ ነኝ አራት ኪሎ ያስገባኅት ይላሉ ታዲያ ለምን30ዓመት ጨረሰበት ለምን ወያኔ ለምን17 ዓመት ወሰደበት ስለዚህ ሻእቢያ ወያኔ ባያገኝ ንሮ በምንም ተአምር ኤርትራ መያዝ አይችልም ስለዚህ ተባብራቹሁ ነበር ያሸነፍቹሁ ግዜ ተቀየረና ሻእቢያ ከአራት ኪሎ ተባብሮ ትግራይ በላ አሁን ደግሞ እናያለን ምን እንዴሚፈጠር ኤርትራውያን ትህትና ተማሩ ትእቢት መጨረሻው ውድቀት ነው
መጠየቅህ ጥሩ ነዉ ።መልሱ ቀላል ነዉ የሚከብደዉ 20 አመት ሙሉ የወያኔን የዉሸት ጀብዱ የሰማ ብቻ ነዉ ።።።90 % የሚሆነዉ የደርግ ሰራዊት የነበረዉ ኤርትራ ዉስጥ ነዉ ።።ወያኔ ጎርፍ ነዉ ያመጣዉ ያለዉ መንግስቱ ሃይለማረያም ለዚሀ ነዉ ።።።ወያኔ ከደርግ ጋር ሲዋጋ እስኪ አንድ video አሳየኝ ።።
ሁሊ ይደጋገማል ይሀ ንግግር ላስረዳህ ሻብያ 30 ኣመት ኣልተዋጋም የሻብያ አድሜ ቢሆን 18 ኣመት ነዉ በፊት ጀብሃ የሚባል ነበር ሻብያ አንደ ቀዳማይ ወያነ ሊባል ይችላል
ኧረ ዴቭ ዓባይ ትግራይ አውራምባ ተጠቓልል እያ😂😂😂
ኣሉላ ኩሉ ግዘ ይከታተለካ እየ ቡሱልን ፍትሓውን ዝኾነ ሓሳብ እይኻ ተቕርብ ብፍላይ ሕዚ ቡዙሕ ስብ ናብ ዝነፈስ እናነፈስ ንህዝቢ ኣብ ምድንጋር ይውዑሉ ኣለው ን ናይ ባዕሎም ክብሪ ክከላኸሉ ሓንቲ መዓልቲ ክውዑሉ ዘይኽእሉ ቡሱላት ዝሞሱሉና ዝነበሩ ናይ ሚድያ ስባት ብድፍረት ስብ ውዕለታት ተቓለስቲ ኣብ ዘይተጨበጠ ብስማበለ ናብ ምዝላፍ ዝኣቱሉ ዘሎ ግዘ እዩ እሞ ነቲ ሚዛናዊ ሓሳብ ናይ ምቕራብ ቓልስኻ ቐፅሉ ምስ ዳዊትውን ፅቡቕ ሓቢርኩም ንትገብሮ ዘይ.
ዴቭ ረክቢ ዝተገብረ ምኳኑ እንታይ መረጋገፂ ኣለኩም ? መላምት ምቅማጥ ፅቡቅ ኣይኮነን መግለፂ ብኣሰና ወይ ብደደቢት ዝሓልፈሉ ምክንያት ሚድያ ሲኢኖም ክኮኑ ይክእሉ እዮም ።
ሞራል ዘይብሎም ተጋሩ
Minilik ዲዩ ትስእሊ ዴቭ ?😀
Sharnia ketali hizbna e u
Either PP or TPLF has to go! They can’t work together! Derg and TPLF didn’t work together. HGDF has the upper hand while Ethiopia is in war amongst OLA, Fano, PP, TPLF.
ተዘይተጋግየ ኣሉላ ማለት ነታ ቡዙሕ ዝተደጋገመት ኣነዋሪት ቃል ማለት ተጋሩ ኩናት ባህላዊ ጸወታና ኢዩ ዝበለ ሰብ አንዲዩ ሓቀይ?
ትግራይ መንሽሮ ናይ እዚ ዚባ ኮይኖም ኢዮም ጸኒሖምምም
ብጨርርታ ዚተሰነየ መጥባሕቲ ምግባርር ናብ ደረጃ ሉሙሱነት ደረጃን ጺላለን ኣውሪድናያ ኣለና።
ድሕሪ ሒጂ ዚግበርር ዉግእ እንተፈቱንኪን ካኣ
ናብ ጋዛ ምቕያራ ኣጽዋርና መራኽብና ዉግእን ነፈርትን ድሪናትን ኣብ ተጠቀቕ ኣለና።
ኢርትራዊ ሃገራዊ ድሕነት ሕድገት ኣይፈቅድን ኢዩ።
ኢርትራ ምስ ሓንጨ መንጪ DDT ብምግባርር ጥራሕ ተቕህሞም።
ኣታ ሓውና ሽሮን በርበነረን ኣይትግዝኡ ዝብል ሸዊት ፖሎትካካ, ገዲፍካ ብዘሎ ዘርብሕ ኣሰላልፋ ምሕሳብ. ዩ እምበር ዘይታዓጻጸፍ ፖለቲካ ኣሪጉ ዩ. እቲ ናይ ውልቂ ረብሓካ ገዲፍካ ምስ ሓዲኦም ሓቢርካ ምስራሕ ምሕሳብ ይሐይሽ, ወያነ ስልጣን ኣይሀበትንን ይትረፍካ!
ሻዕብያ ብመጽናዕቲ እዩ ኣትዩ ናብ ትግራይ ኣብ ናውቲ ሕርሻ ምዕናው ጥዕና ጣብያ ምፍራስ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ስነ ኣእምራዊ ጸቅጢ ምውራድ ቀንዲ ሃንዳሲ ሻዕብያ እዩ ኔሩ ህውሓት ግን ካብ ሕሉፍ ጉድለታ ትምሃር ውዱብ ኣይኮነትን ንሻዕብያ ተጎንቢሓ እያ ደክረኒ እንዳበለት ንህዝባ የሕሊፋ ትህብ።
ruclips.net/video/IpmozonSDvw/видео.html&lc=Ugyy3AfnHz9TVTMQ3154AaABAg&si=gn66kIg5H0io6m-O
ምስ ኤሪትራ ብቕሬታ ዝሕለፍ አይኮነን ሕሳብና ከነውርድ አሎና፣ ዝተወሳሰበ ዘረባ ተንገድፎ ዝሓሸ እዩ።
P.I Kuinat ayedlyekumn eyu.🫡
Dr.Debr aytkewnn eya🤡
one year later uyyyyyy genocide shabyakum hazulna mengergeri kabtom zengergeru dika 😂
እኔ ፓለቲከኛ ወይም ምሁር አይደለሁም ግን የትግራይን ህዝብ ኢንተረስት እና የትግራይ ፐርስቤክትቪ እደግፋለሁ፡፡ ኢሳያስ ይሁን 99% ኤርትራዊ ትግራይ ላይ ለተደረገው ጄኖሳይድ ደጋፊ እና አስተባባሪ ናቸው፡፡ ኤርትራያኖች ከበፊት ጀምሮ ትግራይ ችግር በሚገጥማት ወቅት በደል ሲፈፅሙ የነበሩ ናቸው፡፡ ኢሳያስም ይሁን የሚበዛው ኤርትራዊ ተኮልፍና ያሉት የትግራይ ስቃይ ለምን ቆመ ብለው ነው፡፡ እንደ እኔ ለኤርትራ ልዑአላዊነት እከራከራለው ለኤርትራ ጠበቃ እሆናለው የሚል ሰው ካለ በኤርትራኖች ለተጨፈጨፍ ህዝብ፡ ለተደፈረ ህዝብ፡ለተዘረፈው ህዝብ፡ እሰይ እንደማለት ነው፡፡ ኤርትራም ትሁን ብልፅግና እስካሉ መቼም ለተጋሩ ይሁን ለትግራይ ሰላም አይሰጡም፡፡
እወ ሻዕብያ በዲሉና እዩ ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝጋበዞ ።
ኢትዩጵያ መሪትትግራይ ወሲዳ ዓሚጻ ደፊራ አማዛቢላ
ስለዚ ከመይ ጌርና ትዲፈ ddr ንብል ?
እንተኾነ ከም ተጋሩ ልእላዉነትና ይከበር ህዝብና ናብ በትኡ ይመለስ ብምባል ክንሰርሕ ይግባእ።
እሉላ ነብሱኩም አይተታሉሉ ኲሉ ኤርትራዊ ሻዕቢያ እዩ
Tell us what choice we have
You don’t now Shabiya yet you just dreaming 🛌
መን መርዓት ምስበለክን ትዃሓላ ድዩ ዝተበህለ ፡ ትግራይ ምስ ኤርትራ ዝበሃል የልቦን ፡ ደሊኽን ሰላም ግበራ ኣይደለክን ድማ ኪዳ ቆዝማ ፡
ምስ ሻዕቢያ ምስራሕ ብተጋሩ ምስማዓ ፍፅም ክሕደት እዩ
ሻዕቢያ ፅረ ተጋሩ እዩ ፍፅም ዘይቅየር መትከላዊ ፅልኢ ዘለዎ ጨካኝ ስርዓት
ተጋሩ.ንየነይቲ ትግራይ እኩም ለለ.ትብሉ ዘለኩም እስኩም ኣብ ላይፊ.ወጺእኩም መመርጺኩም ትዛረቡ ኣብ ትግራይ ግን.ኣለኩም ዲኩም ኣክባ ሃየ ዘተ ትግራይ ሃየ በሉ ሱቁ እልኩም ኣቶቆዚሙ ትግራይ ኣብ ክልተ ክት መበል ኢያ ፊርቃ ንምሓራ ዝትረፈት ንምሓራ ደግም ዘረባ የለን ዒም እንት ኢልኪን ናፓል ክክስከሰኽን እዩ ዒም ዘለ.እትሓጎም እዩ መልስና
ታይ ሓደ ዳኣኾኑይ ህወሓትይ ሻዕብያይ ልዩኖቱ ህወሓት ስልጣን ሲኢና አምበ ያዉ ምእሳርይ ምቕታሊ ማኣዘ ደዉ አቢሎም?
Tonkol gedifkum Ethiopian koynkum kidu
Enda agame meshaqat men eyu msakum kserh 😂
መሪት ትግራይ ክዘምቱ ድኻ ትብል ዘለኻስ ዋላ መሪቶም ክመልሱ????
ምዕራብ መሪት ትግራይ መሪት ትግራይ ዶ አይኮን???
ኣሉላ ናይ ጥፍኣት ልኡኽ ኢኻ
💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛⚫⚫⚫⚫⚫❓❓❓💔💔💔
Ab semay zelo mebrahtie
ኣሉላ ዝጠቕሶ ዘሎ ናይ ባዕኸር መኻይን ዝምልከት ጌጋ እዩ፡ እየን 84 መኻይን ስኣን ገናሕቲ መኻይን ኣይኮናን ንሻዕብያ ተዋሂበን፡፡ ኣብ ትግራይ ቀዋሚ መዋፈሪ ስለዘይነበረና ኢና ሂብናዮም። እቲ ሕቶ ዳሓር ከ ተመሊሰን ዶ ?
Izi tigebriwo zelkum ni menisey Tigray dagmay ketelalu delikum hiji zishewu aymeslenin miknyatu beabu abu sile zinebru
ኤርትራ ጽቡቅ ጉርብትና ሰላም ድአ እምበር ምስማንም ፖርትነር ክህልዎ አይትደልን እያ እሞ ክአ ምስወያነ ,, ቆዎሚ ጸላኢ ወይድማ ቆዎሚ ጸላኢ ዝብሃል ስለዘየለ ዝምድና ርክባት ክግበር ተክእሎታት ክህሉ ይክእል እዬ not partners 😂😂😂😂
Alula kab schaabya endabelka thwtt bzaaba hzbka zey tzareb tm elka thwtt mhur donkoro zbhal kemz kemaka ab eritrea zeleka xli aydenew hlmka anxar hzb eritrean tgrayn mkanka meagrger feks eka
መዕቀኒኻ ግፍዒ እተኾይኑ ምስ ሻዕቢያ ምዕራቕ ካብ ምስ ብልፅግና ምዕራቕ እንታይ ይፍለ?
Gana maskum hassab alna qondafat
Dawit kebede higi nieki ina b ezniki wetitna kem sibHat nega n Adi halo ki wesdeki
men meriat ms belekin tikohala.men eyu ke msakum kinserh zbelekum hiwtatyat
Sumal ka Ethiopie da nara ????
Ab hlmi kab mnbar wxu usubat art kilo konkum tnebrwa
Alula, double standards behavior, in fact, your political character is more than any rengedes
Betemi xebuk tentena ab haki zetderke nay behaqi.
😂😂😂😂😂😂😂
Unionists dawit and alula preaching against and reproachment between Tigrayans and Eritrea as this will be a threat to the Ethiopian federal government ... this is a well orchestrated program by Dawit Kebede ....alula is here to tell Tigrayans not touch shabiya not even with 10 foot pole!
Shabiya is evil.
Kunst bahlina iyu kkkkkkkkk
kondafat nay mentay yekerta
😅😅😅😅
ለማኒ ስደተኛ ሰብ እየ
ጓሓፋት
አሉላ ከረጢት ክድምና።
ምስ ሻዕብያ ክንራኸብ ኢና ዝበለ ሕውሓት ኣምፅእ። ተዘየለ ህዝቢ ኣይተደናግር። ምስ ሻዕብያ ዝግበር ርክብ ህዝቢ ትግራይ ኣይቕበሎን። ምስ ህዝቢ ኤርትራ ግና ርክብ የድሊ።
ሕልኩስ መራሕትኻ ኣብ ኢድ ሻዕብያ ወዲቆም ይልምኑ ኣለዉ ።
@@simonteclesenbet ሓቂ ይሃብካ
ክሕደት ይፍፅሙ አለዉ ንስልጣን ክብሉ እንዳ አደመ
ታሪካዊ ስሕተት ምስ ሻዕቢያ ምስራሕ ንዕንወት ትግራይ
ንስልጣን ጉጅለ አደመ
ሻዕብያ ሻዕብያ ' ምባል ገድፍኩም ምስ ሻዕብያ ዝምድና ጌርኩም ናብቲ ናይ ግዜ ሰውራ ዝነበረ ዝምድና ክምለስ ጸዓሩ። ሕደጉ ኢድ ሻዕብያ ሪኢኹማ ኢኹም❤
ጃህራ ጥራህ፣ ምስ ኢትዮጵያ፣ አማራ፣.... ኮይንኩም ንምንታይ አዲ ግራት ምዕታው አይካኣልኩም?
@@eyobyatman kalkilna serkan afthna ab melqss kam tenbra gernakn
Alma what you say is worse then what happened to the Eritrean and Tigray people you not helping at all 🩵🩵🩵🩵💙💙💙💙💙💙💙💙💙🩵🩵🩵🩵🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
1976.amete.mehret.eu.neyru.80.mekayne
ruclips.net/video/IpmozonSDvw/видео.html&lc=Ugyy3AfnHz9TVTMQ3154AaABAg&si=gn66kIg5H0io6m-O
ruclips.net/video/IpmozonSDvw/видео.html&lc=Ugyy3AfnHz9TVTMQ3154AaABAg&si=gn66kIg5H0io6m-O