Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ታሪክ ናይ ኩላትና ዩ ሞ ብተስፋ ንጽበዮ ኣብዝመጽእ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዮኒ ምስ ጅግና ተጋዳላይ ዘቕረብካዮ ገድላዊ ሂወት ታሪኻዊ አዝየ ተመሲጠ ❤❤❤❤❤❤❤
God bless you Eritrea people and President Isaias Afwerki Amen Amen 🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you Yonas our brother thanks. Please we are waiting for 3rd part of Tegadaly Mesfen thanks for sharing us.
እዝዎን ሓሊፋ ስለ ሃገር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ኣይትደንጉየና ኣቶ መስፍን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኣቦ ናጽነት ኣቦና ተጋዳላይ ውጻአ ማዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።የቀንየልና ዮናስ። 3 ክፋል ንጽበ ኣለና።
Aye ewe huluf teresai kndey shgr halifu hzby Eritrea .I am one of them.
ሰላም ንኩሉኩም 🎉 ዉልቃዊ አይካነን አነ እዉን 1975 ዘተካፈልኩዋ ሽጊር እዩ የቀነልና ናይ ሐባር ሽጊርና እዩ እዋይ ዘለሐለፋናዮ ገዛና ገዘ ባንዳ ጥልያን እዩ አባይ ጀጀ ብርሃነ እባሀል 😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉❤❤❤
🇪🇷🇪🇷❤❤,jeganu abotatna,eziomsi,enqae rehaqulna,rgumat gorobet,kndey ewe halifu
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዋሕዚ ኣገላልጻ እንቋዕ እዚ ኣይሓለፊኒ ።እዚ ሰንድ እዩ ገላጺ
ዋዉ ዝግራም ታሪኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯✅
ኣቤት እወ ህዝቢ ኤረትራ ዘሕለፎ ግፍዒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 እንቃዕ ኣምላኽ ኣውጸኣኩም 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Aye Eritrawiyan xela e kum hilm ybel awet NEHAFASH ❤
Welcome haw yona mes edum gashka jegna Tegdly
👏👏👏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amen. Amen🙏⚘️🐪
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ተጋዳላይ መስፍን ተስፋይ እንቛዕ ብሰላም መጻኻ፡ መሳጢ ኣዛናትዋ ቀጽሎ። ውልቃዊ ታሪኽ ኢልካ ኣይትሰከፍ፡ ውልቃዊ ታሪኽ ተ ኣኪቡ ኢዩ ሃገራዊ ታሪኽ ዝኸውን።ኣቀታትላ ኮረኔል ቡሹ እውን ኣልግብ ኣቢልካ ነዚ ንኡስ ወለዶ ኣዘንትወሉ፡ ኣብ ወርሒ 4፡ 1976 መስልኒ በቶም ምዑታት ፈዳይና ዝተቐንጸለ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤
አዚዩ መሳጢ ዛንታ የቐንየልና ዮናስ ሓውና።
ብሐቂ ጽቡቅ ተዘክሮታት ብዙሕ እዩ ሐሊፋ ብጃንሆይ ጊዚ ገብሪፎኮ ካብ ሰዐት ሕላፍ ምውጻእ የለን ሐደ ጊዜ ጎረቤትና ነይሩ ጭንቀትዝሐመመ ኪዳነ ይብልዎ ንገዝኡ እንዳመጸ ከሎ ቁም አንተ ኢሎሞ ንሱ ደው ምስ በለ ረሺኖሞ አብ ከረን እዩ አብ ጁፋ ዝብሀል እውን ከባቢ ከረን ክንደይ ሰብ ሐሊቁ ዮናሰይ አብ ጁፋ ከድኩም ጊዜ እንተረኸብኩም ዘይተበርበረ ከቢድ ታሪኽ አሎ ከካብ ገዛውቶም ወሲዶም ረሺኖሞም ከምኡ ውን ጀንገረን ዖና ተኾንቢያ ከአ ብደብዳብ ነፈርቲ ጸብጺብካ አይውድእን ናይ ህዝቢ ኤርትራ ህልቂት መወዳእትኡ ግን ሳላ ጀጋኑና ቀሲና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዮናስ የቀንየልና ገገጋሻኻ ብዙሕ አዘኻኺርና ካብ 1974 ንነጀው እዚ ህዝቢ ሰላም አይቀረበን.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Yonas ellalka nafikeyoo
🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
ኢድሪስ 😢 ዳኛ 😢
እታ ዝወዲ ትግራዎት ማለት ታይ ማለት እዩ ብዚ እድመ ታይ ይብል አሎ ኤርትራዊያን ተጋሩ ናይ ስርናይ ዝብሀሉ ዶ ይኮን? ወይ ፅልኢ ይዘርእ እዩ ዘሎ ግልፂ ይግበሮ ባእሉ ከም ትግራዋይ ዶ ይሀስብ?
መኣረምታ ሜጀር ጀነራል ተሾመ ዕርገቱ ህዳር 21 1970 ኣብ ባልዋ ብድብያ ተቀቲሉ ።
ኢድሪስ ዳኛ ብደርጊ ዝተረሸነ ። ንስድራ ቤት ኢድሪስ አዛርብዎም 😢
ኢድሪስ ዳኛ ናይ አኽሪያ ፍቱዉ ኢዩ ነይሩ ይብሉና ስድራና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yonas hasawi - he is double faced - he let Wedi Jenkins down before- I don’t trust him at all
Entay gerka,nska enber hasawi
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ታሪክ ናይ ኩላትና ዩ ሞ ብተስፋ ንጽበዮ ኣብዝመጽእ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዮኒ ምስ ጅግና ተጋዳላይ ዘቕረብካዮ ገድላዊ ሂወት ታሪኻዊ አዝየ ተመሲጠ
❤❤❤❤❤❤❤
God bless you Eritrea people and President Isaias Afwerki Amen Amen 🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you Yonas our brother thanks. Please we are waiting for 3rd part of
Tegadaly Mesfen thanks for sharing us.
እዝዎን ሓሊፋ ስለ ሃገር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ኣይትደንጉየና ኣቶ መስፍን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኣቦ ናጽነት ኣቦና ተጋዳላይ ውጻአ ማዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
የቀንየልና ዮናስ። 3 ክፋል ንጽበ ኣለና።
Aye ewe huluf teresai kndey shgr halifu hzby Eritrea .I am one of them.
ሰላም ንኩሉኩም 🎉 ዉልቃዊ አይካነን አነ እዉን 1975 ዘተካፈልኩዋ ሽጊር እዩ የቀነልና ናይ ሐባር ሽጊርና እዩ እዋይ ዘለሐለፋናዮ ገዛና ገዘ ባንዳ ጥልያን እዩ አባይ ጀጀ ብርሃነ እባሀል 😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉❤❤❤
🇪🇷🇪🇷❤❤,jeganu abotatna,eziomsi,enqae rehaqulna,rgumat gorobet,kndey ewe halifu
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዋሕዚ ኣገላልጻ እንቋዕ እዚ ኣይሓለፊኒ ።እዚ ሰንድ እዩ ገላጺ
ዋዉ ዝግራም ታሪኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯✅
ኣቤት እወ ህዝቢ ኤረትራ ዘሕለፎ ግፍዒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 እንቃዕ ኣምላኽ ኣውጸኣኩም 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Aye Eritrawiyan xela e kum hilm ybel awet NEHAFASH ❤
Welcome haw yona mes edum gashka jegna Tegdly
👏👏👏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amen. Amen🙏⚘️🐪
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ተጋዳላይ መስፍን ተስፋይ እንቛዕ ብሰላም መጻኻ፡ መሳጢ ኣዛናትዋ ቀጽሎ። ውልቃዊ ታሪኽ ኢልካ ኣይትሰከፍ፡ ውልቃዊ ታሪኽ ተ ኣኪቡ ኢዩ ሃገራዊ ታሪኽ ዝኸውን።
ኣቀታትላ ኮረኔል ቡሹ እውን ኣልግብ ኣቢልካ ነዚ ንኡስ ወለዶ ኣዘንትወሉ፡ ኣብ ወርሒ 4፡ 1976 መስልኒ በቶም ምዑታት ፈዳይና ዝተቐንጸለ።