ናይ ውግእ ደበና እንደገና
HTML-код
- Опубликовано: 7 янв 2025
- ናይ ውግእ ደበና እንደገና ጽማቕ ፈነወ፡
12/22/2024
ኤርትራውነት፡ ብናይ ቀረባ ጎረባብቱ ህዝብታትን ሃገራትን፡ ጽልእን ቅሚን ተመርኲሱ፡ ዝተሃንጸ መንነት ኣይኮነን፣ ብመስርሕ ናይ ገዛእ ርእሱ ታሪኻውን ኣህጉራዊ ሕግን መተከላትን ዝተሃንጸ እምበር።
1. ንወስታ ውራር ኢትዮጵያ ንኹንኖ፡
2. ውዑል ኣልጀርስ ደበናብዘይ ወዓል-ሕደር ይተሓንጸጽ፡
3. እቲ ብደም ዝተነድቀ ናጽነት ኤርትራ፡ ኣይተንከፍ! ኣይሸረፍ!!
4. ብዘቤታዊ ጸገምና ኣሳቢብካ ንናጽነትና ምግሃስ ፡ ብትሪ ንነጽጎ፡
5. ምድንጓይ ዘቤታዊ ምትዕርራይ፡ ሳዕቤኑ ኲናት ምዃኑ ንገንዘብ፣
6. ዲክታቶርያውያን ስርዓታት፡ ንስልጣኖም ከዕቑቡን ከናውሑን፡ ኣብ ህዝቢ ዘይምርግጋእ፡ ኣስገዳድ፡ ጎነጽን ሓይሊን፡ ብኢሳብኣዊ ኣተሓሕዛን ከምኡ`ውን ውግእን ናይ ውግእ ሃዋሁው ብምፍጣርን ኢዩ።
ለላም ክቡራት ኣቦታት እንኳዕ ብድሓን መጻእኩም፥ የቐንየልና።
ይክደነና ካብ ውግእ !
ዎላ እንዳ መጸ እቲ ዝፍራሕ ዘሎ ውግእ "አምላክ ሐግዘና ንብል " ተስፋ አይንቆጸርን።
ንስካትኩም (2ቲኩም) ተስፋ ካይቆረጸኩም ነቲ ካልእ ስብ ንክበራበር፣ ብዛዕባ ሃገር ምሕሳብ ጥራሕ ዘይኾነ፤ ግብራዊ ስራሕ ትገብሩ። ወጺኹም ዓው ኢልኩም ርእይተኩም ትህቡ ብሐባር። የቀንየልና።
ስላም ን - ኤርትራ
ስላም ን - ኤርትራውያን
ካብ ካልእ ውግእ ኣድሕነና።
ውግአ አንተሃለው ትአምኖ ሊአኽካ አንታ ተረፈኒ አይተበል አዩ።
ሃገር አብ ትሕቲ ከማኹም ሃደምትን ፈተወቲ ነብሶም አይከነትን ዘላ።
Tsbuk tntena endiu tekonegn Eseyas bzaeba hzbi khasb ykeldo malet gn gega bzeba hzby gudayu aykonen.