Ato Mekonen Tesfai Kab Hiji niniw you must participate in political stage. You are fit on the political stage. Two good political leaders from Aboy Tesfai kkkk Your translation is great Thank you!
ab 2018 shifta iseyas ni abi ahmed netom zikawemuka eserom belom , ab miricha adenagirom eliwo eti wixiet kea nirieyo alena . jewahir gidef mis belo ni amet ziakel asiriwo.
ጽቡቕቲ መጽሓፍ እያ ትመስል እሞ ሃየ ቐጽለላ።🙏🙏
ዋዋው ቲብዓት ዚተሓወሳ መጽሓፍ አያ ቲመስል ፥መምህር ድማ ይበል ኣቀራርባ ።
Bhankewta knxbe ena kubur memhr...cheers!
መርሓባ ክቡር ሓወይ። ህርኩትን ጻዕረኛንን ስራሕካ በርትዕ ቀጽሎ። ኣጆኻ። ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልካ። ኣብ ጎንኻ ኣለና።
ጽብቅ መግለጺ
ክብረት ይሃብልና ክብሩ ሓው
ጽቡቕ ስራሕ መም መኮነን።
አቀራርባን ስለቲ ልዑል ፍቅሪ መጽሓፍ ዞላካን ኣዚየ ከመስግነካ ባህ ይብለኒ።
Thanks memhr
Tsbuq aQerarba thank you so much
Thanks bro🎉
የቀንየልና እትህባ ማሃሪ መደባትዃ ቀፀለሉናይመፀሐፍዉ ዉሽጣ ዘሎ ወርቀ ሐሳባትዉ ንረክብ ንከዉን ንኤሪናን ንዓለምን ሰላምን ራህዋን🎉🎉🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ጽቡቅ መደብ❤
Ato Mekonen Tesfai Kab Hiji niniw you must participate in political stage.
You are fit on the political stage.
Two good political leaders from Aboy Tesfai kkkk
Your translation is great
Thank you!
🎉
Thanks memhr ❤
ብጣዕሚ የቐንየልና መምህር ሞኬ እንተኺኢልካ ኩላ ነታ መጽሓፍ ብትግርኛ እንዳተርጎምካ እንተተቕርበልና ጽቡቕ ኔሩ
Welcome 🎉🎉🎉
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤
Merhaba memhr xbuq nbab qexlelna tanks
ውውው ገለ ዓይነት ኣቀራርባ part 2 ክንጽበ ኢና
የ ኣፍሪቃ መሪዎች ከ ወምበር እስከ መቃብር ..
እዛ መጽሓፍ ኣብዚ ግዜ ብብዙሓት ኣዛራራቢት ከምዘላ ኣብ ገጻት ፌስቡክ ንመምህር ጽሒፈሉ ኔረ ከም ቃሉ ድማ ርእይትኡ ክህበላ ምኻኑ ቃል ኣቲሉይ ኔሩ ።ብደስ ዘብል ኣጋላልጻ ደማ ቀሪባ ሞ ደጊመ የቀነልና መምህር።
ab 2018 shifta iseyas ni abi ahmed netom zikawemuka eserom belom , ab miricha adenagirom eliwo eti wixiet kea nirieyo alena . jewahir gidef mis belo ni amet ziakel asiriwo.
100 ero ድሽየጥ መጽሓፍ ይገርም
እዛ መጽሓፍ ኣበይ ንረኽባ?
Kubur seb kbret yahabka
ካብዚ ሓጺር ንባብ ክግንዘቦ ከምዝኽኣልኩ ፡ ህዝቢ በብሄሮም ክወደቡ መሰል ክህልዎም ኣለዎ ኢሉ ክድግፍ ከሎ ወዲ መሓመድ ግራኝ ፡ ነቲ ወያነ ዝተኸለቶ ሃገር ኣዕናዊ ፈንጂ መመሊሱ ከዛይዶ ውጥን ከምዘለዎ እዩ ዘመልኽት ፡፡
ህዝቢ ኣብክንዲ ብብሄሩ ፡ ብዜግነቱ ክትሃንጾ ምስራሕ ፡ ከፋፊልካ ኣብ ነሓድሕዱ እናባላላዕካ ፡ ንስኻ ምስቶም ዘኽቡቡኻ ስልጣንካ ኣደልዲልካ ሃብቲ ህዝብን ሃገርን ምምዝማዝ ቀዳማይ ምርጫ ናይ ተቋመርቲ ፖለቲከኛታት ሙዃኑ ኣብዚ ዘበን እዚ ዘይርደኦ ፍጡር ክህሉ ኣይኽእልን ፡፡
ኣብዘይጥዕመካ እዋን ከኣ ልክዕ ከምቲ ጃንዳ ወያነ ዝገበረቶ ንቕድሚት ብምህዳም ኣብ ዑና ደደቢት ዝተሓባእቶ ፡ ንሱ'ውን ኣብ'ቲ ክሕበኣሉ ዝኽእል ዑና ምሕባእ እዩ እቲ ናይ መጠረስታ ሕሳብ ዓባይ ኦሮማ ሒዝካ ንቕድሚት ምህዳም ፡፡
ግን ጀዋር መሓመድ ግራኝ ምስ ጃንዳ ወያነ ሕግብግብ ዘበሎ ዘሎ ቀንዲ ምኽንያት እንታይ ኮን ክኸውን ይኽእል ኢልና እንተሓቲትና እቲ መልሲ ንጹር እዩ ፡፡
መቸም ንዓሻ ደርጒሓሉ ፡ ንለባም ድማ ኣምተሉ እንዲዩ ፡ ክልቲኦም ማለት ጀዋር ከም ውልቀ ሰብ ፡ ጃንዳ ወያነ ድማ ከም ዝጠፈሸት ነጋዲት ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘልዎም ክቱር ጽልኢ ሕነሕነኦም ንምውጻእ ስሙር ግንባር ፈጢሮም ኤርትራ ከዳኽሙ ተኺሎም ግርም ፡ እንተዘየሎ ከኣ ደጊም እኔሀልካ ደኣሲ መመረበቶም ሒዞም ክቕጸሉ እዩ እቲ ምስ ወያነ ተዛራሪብናሉ ዝብሎ ዘሎ ከርሲ ነገር ናይ'ቲ ርክብ ፡ ካብዚ ወጻኢ ካልእ ክኸውን ኣይኽእልን ፡፡
እዚ ከኣ ዋላ'ኳ እንዳ ወያነ ኢትዮጵያውያን ኮይኖም ክቕጽሉ ዝጽየኑን ስግድግድ ዝብሎምን እንተኾነ ፡ ንረብሓይ ረብሓኻ ግን ዋላ'ውን ግዜያዊ ይኹን ሓቢሮም ክሰርሑ ከምዝኽእሉ እዩ ብመንገዲ መጽሓፉ ገይሩ ዘነጽረልና ዘሎ ፡፡
ይኹን'በር ከምቲ ውጥኖምን መደቦምን እንተዘይሰሊጡ ከኣ መምስ ብሄሮም ተሓቚፎም ካብ ርሑቕ ተማዓዳድዮም ክነብሩ እዩ መፈጸምታ ናይ'ቲ ፖለቲካዊ ትያትር ክኸውን ፡፡
እዛ ሕሳር ወያነ ብዘለዋ ነቓጽን ዓሻን ኣረኣእያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ፡ ምስ ኩሎም ናይ ፖለትካ ሓይልታት ኢትዮጵያ ተወሺማ ከተገልግሎም ከምእትደሊ ስለዝፈልጡ ክሳብ ትላሹ ከም መሳርሒ ክጥቀሙላ ኣብ ምጒያይ እዮም ዝርከቡ ፡፡
ዓወት ንሓፋሽ ኣታ ፡ ዓወት ንሓፋሽ ! ! ! !
© ጸዓተ 2025
Kubur memhr ab juba sauth sudan mexahfti yelen ezi mexahfti ezi ab juba ente zmexe xbuq neru mknatu ab juba zelo seb eti zbezhe eyu .
መጽሓፍ ተደሊኻ ዳኣ ነቲ ኤምባሲ ናይ ህግደፍ ኣብ ጁባ ሃበኒ በሎ ተዓጠቅ ዝብል መጽሓፍ ክበካ ዩ ህግደፍ ኢኻ ትኸውን ኢለ የ ኣይትሓዘለይ ግን
😂😂😂 ሃበኒ በሎ ደኣ ቀሊል እንድዩ ኣብዚ ኮንካ : ኬድካ ካብ ኤምባሲ ኣምጺካ እንተተቐብሎ እዩ እምበር ፡
ብዝኾነ ድሌት እንተኣሎ ካብ ዩጋንዳ በለው አሕተምትን አከፋፈልትን ወይ ዉን ካብ ዝኾነ ዓዲ ከፊልካ ክስደልካ ይከኣል እዩ።
ኤርትራ ሓደ ከም ጀዋር ጅግና ስኢና!😢 ኩሉ ብኣዋራጃ ዝብላዕ ጸቢብ ህዝቢ፡ ጥራይ ሒዛ ተሪፋ!😢
Wufuy aleka kem jewar
Mknyatu nezi kulu texabo nay hgdef segiru
@@gebrihiwotwoldu5121 ውፋይ ጸቢብ'ዩ ደቂ ዓዱ ጥራሕ ከም ዝስዕብዎ ጌሩ ኣባኣ ተሸጉጡ ኣሎ!
@@gebrihiwotwoldu5121 ክንደይ ትደፍር! ንውፉይ ምስ ጀዋር ተወዳድሮ! ውፉይ ለፍላፊ ከም ዋይፋ መዓልታዊ ኣብ ዩቱብ ዝልፍልፍ ካድር ሲ ምስ ጀዋር! ኣብዚ ሕጂ ግዜ ከም ጀዋር ጅግና ኤርትራዊ የለን! ብሕጂ ክፍጠር ንትስፎ!
ውፉይ ምስ ጀዋር ክወዳደር ይትረፍ፡ ክንዲ ሕጻብ ጫምኡ ኣይመጽእን እዩ። @@gebrihiwotwoldu5121
😂
You guys are busy on Ethiopian politics! Why?? 😂😂