Tabino happy new year and happy Christmas (Lidet)to you and your family . Good program I enjoyed it. I love the Horn of Africa and world politics analysis of Pit keep it up
Accepting old age with grace shows fulfilment in life . However, hiding your grey hair is it for the look? or not to accept the natural process of old age that you would not avoid of.
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ወዲ ጣባ ንዓካን ንሙሉእ ስድራቤትካን
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
👍👍👍👍👍👍👍👍👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣነ ከም ርእቶ ዝኾነ ሓገዝ ንኣቢ ሓደገኛዩ ንኤረትራ ምኽንያቱ ተፈትኖምዮም ክፅገሙ ይጉምቡሑ ምስ ፀገቡ ይራግሑ ስለዚ ስምምዕ ፈርማ ውዕል ኣየኽብሩን ኣብ መግዛእቲ ምዕራብ ስለ ዘለው ክንጥቀቅ ይግባእ ዓወት ንሓፍሽ
Welcome wedi Eri Taba keep up Great work Eritrawinet kibur Mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏♥️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏♥️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏♥️🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ወዲ ጣባ ቡቁዕ ትሕዝቶ ምስ ቡቁዕ ትንታነ ኣለካ ነዊሕ ዓመት እየ ተኻታቲለካ ግን ብህልኽ ምስትግርኛ ዝዛረቡ እንስሳ ክትማላለስ ይርኤካ እየ እሞሸለል ለሚድኻ ስራሕካ ስራሕ ክትመጽእ ሃንቀው ንብል ከምዘለና ክትፈልጥ ይግባእ ኣጆኻ በርትዕ 🙏
❤❤ወዲ ጣባ ብዛዕባ ማርኪሲዝም ሌኒኒዝም ክትዛረብ ከለኻ ማራ እየ ደድንቐካ❤❤
ርሑስ ኣውደኣመት ደቂ ኤረይ
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤ viva Eritrea congratulations for the meeting
ሕክያ ኣይትግደፎ ቡዙሕ ነገር ኢኻ ተዘኻኽረና ጡዑም ግዜ መላይን ከፊልካ ዘይምለስ 🇪🇷👍
Thank you Peter. Many blessings to you 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጣባ❤
እቲ መእተዊ በዝሑ ወዲ ጣባ ኣብቁምነገር ሒዝካዮ ዘመጻእካዮ ኣስምዓና ትጽቢት ነውሑና❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤
Wowww Xbkti tmitrtiya ya thanks 😊
መርሓባ ጣቤና
እዚ አፍ ጋብላ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ነይረ ዝብልሲ አበየነይቲ ህዝባዊ ግንባር እዩ ነይሩ?
ህዝባዊ ግንባር እኮ ንአዉራጃነትን ወገንነትን አብ ጐልጐል ሳሕል ቀቢራ ብሄራት ኤርትራ ብሐደ መዝሙር ክዝምራ ገይራ ዞባታት ተኺላ እያ ነጻነት ሒዛ መጺአ። እዚ ሰባ እዚ ግን አበየነቲ ፕላኔት እዩ ዝነብር ዘሎ???
ዓወት ንሓፋሽ ዘላእለማዊ ዝኽርን ክብርን ንስዉአትና!!!
Hawet nhafash
Selam Wedi Taba hawey and thank you 💚♥️💙
ወያነ ዕላማ የብሎምን።ዓቕሞም ድማ ኣይፈልጡን እዮም።
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
Selam..wedi.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Selam wedi Taba wedi Shabya.
Selam wedi Taba jigna memhr edmen tenan naka Ruhus bael ldet❤❤❤❤❤❤❤
Tabino happy new year and happy Christmas (Lidet)to you and your family . Good program I enjoyed it. I love the Horn of Africa and world politics analysis of Pit keep it up
❤❤❤❤❤❤❤
@Tabino...my favourite politician. We learn a lot. 🇪🇷👍
Merhaba daki 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🙏🙏
Tabino wetru zeymno ❤❤👍🇪🇷🇪🇷💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Continue wedi taba 🇪🇷 🇪🇷💚💚🇪🇷🇪🇷💚🇪🇷🇪🇷💚🇪🇷🇪🇷💚
you are right capo
ዋእ! እታ አዉራ ተመቅራ ደአ እታ ብቕድሚት ተምጸአ ሕክያ እንዲያ።
መርሓባ ወዲ ጣባ በዓል መትከል ጽቡቕ ሓበሬታ ይብል ትንተና ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጣቢኖ ነብሲ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ጣቢኖ ኣቲ ሕክያ ኣይተቋርጾ ቡዙሕ ሰብ ኣይ ጽልኦን እዩ ወይ ካኣ ናዓኻ በቲ ባህ ዝብለካ ቀጽል👍💪💯❤🇪🇷🎂🇪🇷🎂🇪🇷🎁
ንሕና ኣብ ዘልኣለም ምንቅስቓስ ዘለና ህያው ኢና ። ንሕና እነገብሮ ስጉምታት ጽልዋ ጉዕዝና ይውስኖ ። ካልእ ደጋዊ ሓይሊ ከምዘሎ ንኣምን ። ther is nothing in this world except mater in motion.
Haqi.
Wedi taba real Eritrean gegna who loves his country and his people l hope some people learn from you.
Tosekito yer ma non trovato perché grazie
❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏
🙏🇪🇷👋
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብዛዕባ እዞም ዝጠፍሹ ኣይንዛረብ ዋጋ ዝሃብናዩም እዩ ዝመስሎም ክም መንግስትና ስቅ ንምረጽ ስቅ ንባዕሉ መልሲ እዩ
Tabino meksen btaimi hkya zeyblu cew yeblun
ወያነ ንኤርትራ ከም ልኡላዊት ሃገር ኣይኣምኑን እዮም።መቕጸልታ መሳፍንቲ ኣቦታቶም እዩ።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ርሑስ በዓል ልደት ወዲ ጣባ ምስ ስድራቤትካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
اهلا وسهلا الف مرحبا ودي طابا
Accepting old age with grace shows fulfilment in life . However, hiding your grey hair is it for the look? or not to accept the natural process of old age that you would not avoid of.
❤️🇪🇷❤️🇪🇷🎉🌹🥂🍾
🌷🌾💐🌹🇪🇷💐
Temesghen
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😢🎉🎉🎉🎉🎉
እቲ ጸገም አንስቲ ንምርካብ ሽበት በራሕ ሽግር አሎ ስለዚ ምኽኒያቱ ሰበይቲ ንምርካብ እዩ
🇪🇷🇪🇷❤️❤️🎄🎄⚘️⚘️👍👍
Tabino abi seb
Btami tsibuk metewi zereba ybel wedi seb kemesgn alewo n amlak hiyab amlak eu adime
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤
ደረት ኣልቦ ስፍሓት ልቢ እንተሃልዩካ እዚ ብዙሕ ክትስጉም ዕድላት ይህበካ ኢዩ። ኣተሓሳስባኻ ድሩት ኮይኑ ንድሕሪት እንተተመሊስካ ግን ኣብ ዝበጻሕካ ብጻሕ
ኩሉ ድሩት እዩ። ሰለዚ ንድሕሪት ኣይንጠሚት ታሪኽ ሃገር' ኣልባንያ እንተ ሪኢና ዓቅሚ ህዝብና ክእከብ ኣገድመሲ ኮይኑ ይስመዓኒ. ኩሉ ሰብ ንነብሱ ክመስል ንሃገሩ ከማዕቢል መታን.
Nkewadhuna iyu hlamhom.
Gigna Awel fetfitu fltet zelewo kdanagher aykhln iyu.
በቦታትና ብጉጂለ 15 ክትዛረብ ብቕዓት የብልካን ትም በል መሕፈራት ከመይ ዝበሉ ኣርካናት ጀጋኑስ ባዓል እስካትኩም ኣብ ዝናእመኦም ዝሓድሩ ሰባት ክትንተኑ..ምጾታት ኢዩ።ትም ኢልካ ብጽቡቅ ናይ ኤርትራ ጥራሕ ተዛረብ ንሱ ጥራሕ ኢዩ ዘድልየና!!!!!
@@HaraGhirmai እስኻ ኸ መሰል ኣለካ ዶ?
ጉጅለ 15 ሸያጢ ሃገሩን ኩርኩር ምዕራባዊያን ክንከውን ኢና ዝበሉ ወይጦታት ሰራዊት ኤርትራ ምሰ ወያነ ሐመድ ዳተላሐሰ ብዛዕባ ኮሮሻ ሰልጣን ንምሐዝ ሕጂ እያ ትጥዕመና ኢሎም ንህዝቢ ኤርትራ ዝከድዑ እዩም ጉቡእ ቦትኦም ሒዞመ አለው ቻው ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማእታት ዓወት ንሐፈሸ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ጣባ ኢዲዩ አይኮነትን
ግሕሓት ትበሃል ካልኣይቲ ውድብ ትግራይ ኢያ ብወያነ ተሓሪዳ
ወዲ ጣብ እቲ መንደላይ ዝበልካዮ ወዲ ሰውራ እዩ አነ ብድምጹ እየ ፈሊጠዩ ውዲ ሰውራ ማሕራይ እዩ ሽሙ አብ ዲሲ ይቅመጥ
ነቶም ካብ ሓሳባትካ ከዛናብሉኻ ዝለላ ዝብሉ ዝለሎም Game Over በሎም ።
Debrichey 😂😂😂 ye kebele likemenber. Tsadekan lezebegnanet enquan aybekam sayew endew yasazenegnal lemagn selemimesil::
ኤርትራ 3ጊዜ ደም ተከፊሉ ንኢትዮጰያ ካብ ምብትታን አዲሂናታ ኢያ በአንጻሩ ንሸተይ ምሰደልደሉ ንኤርትራ ንምጉባጥ ኢዮም ዝጋዮ ንህና ጥራህ ከይኮና ጓራራብቶም ባል ኬኒያ ጀቡቲ የደህኖም አኔ ከም ኤርትራው ብሰላም እረፈ ኢሌ ናብ መቃብሮም ይፉነው ኢዬ ዝብል
Great ❤🇪🇷 ruclips.net/video/BjYAD6IsbQI/видео.htmlsi=cb2oi83KFAqr5Y37
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኤርትራ 3ጊዜ ደም ተከፊሉ ንኢትዮጰያ ካብ ምብትታን አዲሂናታ ኢያ በአንጻሩ ንሸተይ ምሰደልደሉ ንኤርትራ ንምጉባጥ ኢዮም ዝጋዮ ንህና ጥራህ ከይኮና ጓራራብቶም ባል ኬኒያ ጀቡቲ የደህኖም አኔ ከም ኤርትራው ብሰላም እረፈ ኢሌ ናብ መቃብሮም ይፉነው ኢዬ ዝብል
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤