ERI SHOW
ERI SHOW
  • Видео 221
  • Просмотров 4 185 517

Видео

poletical and social discussion # to assure fridom of speech !
Просмотров 9 тыс.4 месяца назад
poletical and social discussion # to assure fridom of speech !
political and social discussion # to assure freedom of speech : Part One !
Просмотров 2,3 тыс.6 месяцев назад
political and social discussion # to assure freedom of speech : Part One !
ኤርትራን ኤርትራዉነትን ንምሕማስ ሓድሽ ፕሮጀክት !!!
Просмотров 32 тыс.Год назад
ኤርትራን ኤርትራዉነትን ንምሕማስ ሓድሽ ፕሮጀክት !!!
ሓቂ ንፍለጥ ሓሶት ነወግድ !
Просмотров 11 тыс.Год назад
ሓቂ ንፍለጥ ሓሶት ነወግድ !
ኣበበ ገላው ብዛዕባ ፕረሲደንት !
Просмотров 15 тыс.Год назад
ኣበበ ገላው ብዛዕባ ፕረሲደንት !
ን60 ዓመታት ዝፈሸለ ንኤርትራውያን ንምብታን ድዉይ ኣጀንዳ !
Просмотров 8 тыс.Год назад
ን60 ዓመታት ዝፈሸለ ንኤርትራውያን ንምብታን ድዉይ ኣጀንዳ !
ወደብ ዶስ ቀይሕ ባሕሪ እቲ ሚስጢር !
Просмотров 9 тыс.Год назад
ወደብ ዶስ ቀይሕ ባሕሪ እቲ ሚስጢር !
ወደብ ኣልባ ሃገራት ፣ሕጋዊ መሰል ወደብ ናይ ምርካብ መሰል ኣለወን ዶ
Просмотров 3,8 тыс.Год назад
ወደብ ኣልባ ሃገራት ፣ሕጋዊ መሰል ወደብ ናይ ምርካብ መሰል ኣለወን ዶ
ናትና ዲሞክራሲያዊ ሕቶ ኣብ ናትና ረብሓ ዝተመርኮሰ እምበር ንናይ ካሎኦት ረብሓ መሳሰዪ ክኸዉን ዝተድለየሉ ምኽንያት እንታይ ኢዩ !! 1
Просмотров 777Год назад
ናትና ዲሞክራሲያዊ ሕቶ ኣብ ናትና ረብሓ ዝተመርኮሰ እምበር ንናይ ካሎኦት ረብሓ መሳሰዪ ክኸዉን ዝተድለየሉ ምኽንያት እንታይ ኢዩ !! 1
ካብ ዝሓለፈ ዝቐጸለ ከሙኡዉን እዋናዊ ሓበሬታ !!! 1
Просмотров 2,8 тыс.Год назад
ካብ ዝሓለፈ ዝቐጸለ ከሙኡዉን እዋናዊ ሓበሬታ !!! 1
ሃገረ ኤርትራ ብሞቦቆላውያን ደቀባት ዝቖመት ጥንታዊት ሃገር ኢያ ! 2
Просмотров 4,8 тыс.Год назад
ሃገረ ኤርትራ ብሞቦቆላውያን ደቀባት ዝቖመት ጥንታዊት ሃገር ኢያ ! 2
ሕልሚ ነዳያት ! 1
Просмотров 2,4 тыс.Год назад
ሕልሚ ነዳያት ! 1
ሓድሽ ተጻብኦ ኣንጻር ኤርትራ ወታሃደራዊ ታዕሊም ኣብ ትግራይ ። 1
Просмотров 13 тыс.Год назад
ሓድሽ ተጻብኦ ኣንጻር ኤርትራ ወታሃደራዊ ታዕሊም ኣብ ትግራይ ። 1
ኩሉ ድሕሪ ሃገር ።
Просмотров 667Год назад
ኩሉ ድሕሪ ሃገር ።
ኤርትራ ሃገርና ካብ ማሕንቖ ምዕራባውያን ክትገላገል ኣብ ወሳኒ ምዕራፍ !! 1
Просмотров 904Год назад
ኤርትራ ሃገርና ካብ ማሕን ምዕራባውያን ክትገላገል ኣብ ወሳኒ ምዕራፍ !! 1
ሚድያታትና ኣብ ሽበራዊ ዜናታት ንምንታይ ተጸሚደን ! 1
Просмотров 607Год назад
ሚድያታትና ኣብ ሽበራዊ ዜናታት ንምንታይ ተጸሚደን ! 1
selam 1
Просмотров 717Год назад
selam 1
ድሕሪ ስዕረት ወያነ ሓድሽ ተበግሶ ኣንጻር ኤርትራዉነት !!! 2
Просмотров 11 тыс.Год назад
ድሕሪ ስዕረት ወያነ ሓድሽ ተበግሶ ኣንጻር ኤርትራዉነት !!! 2
ማይክ ሃመር ረብሓ ኣሜሪካን መሻርኽታን ዝሕሎ ኤርትራ ብ ፌደራላዊ ምምሕዳር ምስ ትጎጃጀል ኢዩ ።
Просмотров 4,4 тыс.Год назад
ማይክ ሃመር ረብሓ ኣሜሪካን መሻርኽታን ዝሕሎ ኤርትራ ብ ፌደራላዊ ምምሕዳር ምስ ትጎጃጀል ኢዩ ።
ኤርትራዉነት ክዝሕለካን ክውዕየካን ትገማጥሎ ኣይኮነን !!
Просмотров 2,3 тыс.Год назад
ኤርትራዉነት ክዝሕለካን ክውዕየካን ትገማጥሎ ኣይኮነን !!
ክብሪ ሃገርን ህዝብን ኣብ ዋጋ ዕዳጋ የእቲኻ ዝመጽእ ለውጢ የለን ።
Просмотров 2,7 тыс.Год назад
ክብሪ ሃገርን ህዝብን ኣብ ዋጋ ዕዳጋ የእቲኻ ዝመጽእ ለውጢ የለን ።
ኤርትራዉነት ንምህማሽ ብትግራይ ኢሊት ዝፍተን ዘሎ ህድማ ንቕድሚት ! 1
Просмотров 673Год назад
ኤርትራዉነት ንምህማሽ ብትግራይ ኢሊት ዝፍተን ዘሎ ህድማ ንቕድሚት ! 1
ኣውራጃዊ ስነሓሳብ ን መን የርብሖ
Просмотров 494Год назад
ኣውራጃዊ ስነሓሳብ ን መን የርብሖ
ሕልሚ ነዳያት !
Просмотров 1,4 тыс.Год назад
ሕልሚ ነዳያት !
2ይ ክፋል 1
Просмотров 19 тыс.Год назад
2ይ ክፋል 1
Copy of ሚድያታትና ኣብ ሽበራዊ ዜናታት ንምንታይ ተጸሚደን !
Просмотров 1,8 тыс.Год назад
Copy of ሚድያታትና ኣብ ሽበራዊ ዜናታት ንምንታይ ተጸሚደን !
EmbassyMedia Helen Meles 'Adha'
Просмотров 2,8 тыс.2 года назад
EmbassyMedia Helen Meles 'Adha'
Eritrean classical music
Просмотров 22 тыс.2 года назад
Eritrean classical music

Комментарии

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 18 секунд назад

    Yes, don't compare between Apples and Citron.

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 2 минуты назад

    Eritrea forever

  • @elenamik9214
    @elenamik9214 5 минут назад

    Buon Natale Tabino🎉❤🎉❤🎉

  • @meletekashai1234
    @meletekashai1234 11 минут назад

    🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🎳🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍

  • @meletekashai1234
    @meletekashai1234 15 минут назад

    ❤❤❤

  • @selamasrat8462
    @selamasrat8462 Час назад

    ❤❤❤❤❤

  • @RobelAmare-n1n
    @RobelAmare-n1n 2 часа назад

    እቲ ካልእ ሃለውሎው ገዲፍካ ሓንቲሲ፡ ንወዲኣፎም ትናፍቑሉ ግዜ ከይመጽእ ትብል ቃል ልብኻ ትትንክፍ። ቅድሚ 20 ዓመታትውን እቶም ሃገራውያን ንብሎን ንዛረቦም ዝነበርናን ዘለናንዩ። ህዝቢ ሊቢያ ንርእዮ ኣለና። ባእሎምቶም ንጋዳፊ ዝጨፍጨፍዎ ህዝቢ ሊብያ "" ኣቦስ ኔርካና ንሕና ግን እሙናት ኣይኮናን ጽቡቕ ኣይፈደናካን""" ኢሎም ብጣዕሳ ኣብ ዘይወጽዎ ጸበባ ኣትዮም ስለዘለውዮም። ስለዚ ነዚ ክቡር ፕረሲደንት ሃገረ ኤሪትራ ኣቶ ኢሳያስ ወርቂ ዝናፍቐሉ ግዜ ክርይመጸ ሕጂ ሕጂ ሕጂ ያ ታግዜ ንጠንቀቐላ ንሓስበላ ንጥቀመላ ንረብሓላሞ ንዓቅቦ ከይንጠዓስ ከይንጠፍእ ፋሕ ከይንብል ሓደራ። ❤❤❤❤

  • @RobelAmare-n1n
    @RobelAmare-n1n 2 часа назад

    ዝገርም ሓቅን ቅንዕናን ዝሓዘለ ምኽሪ ንዝርደኦን ንዝሰምዕን ንተጋሩ ። ትምህርቲ ንወድሃገር ድማ። ❤ Thank you Tabino the great.❤ ❤❤❤❤

  • @dddwww1948
    @dddwww1948 2 часа назад

    I think Eritrea should ask Russia to build nuclear energy so that Eritrea could build big industry.

  • @semiraawelkhar601
    @semiraawelkhar601 3 часа назад

    Ertirawent kubur meninet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤

  • @semiraawelkhar601
    @semiraawelkhar601 3 часа назад

    Wedi taba jigna 🇪🇷👌🤣🤣🤣🤣🤣🇪🇷😘

  • @YoditGe
    @YoditGe 4 часа назад

    Wawww amazing Eritrea 🇪🇷

  • @YoditGe
    @YoditGe 4 часа назад

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 4 часа назад

    kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk❤😂

  • @HagosBerhane-ne1om
    @HagosBerhane-ne1om 4 часа назад

    Tabino ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dejenhagos2682
    @dejenhagos2682 4 часа назад

    ኣነስ ደዊለ ኣይፈልጥል እንድየ እዚ ቀዳማይ ዝደውለ ወዲ ከም ልበይ ኢለዮ ኣለኹ በቃ ከሙኡ ዩ ሓሳበይ። ወዲ ጣባ ከኣ ንበረልና እስኪ ሓቀና ኤርትራዊ።

  • @elsag2834
    @elsag2834 5 часов назад

    መርሓባ ጣቢኖ ወዲ ኤረይ መመሊስካ በርትዕ እዛ ኤረና ስ ሰብ አልዋ♥️🌹♥️🫶

  • @RobelAmare-n1n
    @RobelAmare-n1n 5 часов назад

    HAPPY X-MASS TABINO ASMARINO. GOD BLESS U AND YOUR WHOLL FAMILLY.❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @berhaneasmelash5398
    @berhaneasmelash5398 5 часов назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

  • @RobelAmare-n1n
    @RobelAmare-n1n 6 часов назад

    ብዛዕባ እቲ ድም 0:24 0:25 ጺ ህዝበይ ክኸውንየ ዝደሊ ዝበለ ኣብቲ መወዳእታ ዝደወለ ግን, ,,,ግን,,,,,,,ግ 1:05 ን,,,,,😂😂 ሓደ ነገር ክነግረካ ጣቢኖ። ስማዕ ስማዕ ሳልሳይ ግዜ ስማዕ,,,,,,,, መንግስትን መሪሕነትን ኤርትራ ፡ ጸገም ህዝቢ ወይ ንህዝቢ ኤርትራ ጎዲሉዎ ዘሎ ወይ ንህዝብና ዘድልዮ ኩሉ ካብ (ሀ) ክሳብ (ፖ ) ኣዳዕዲዑ ዝፈልጥ መዓስን ኣበይን ንምንታይን ብኸመይን ዝብል ሓበሬታውን ካብ ማንም ኣብ ደገ ይኹን ኣብ ውሽጢ ዘሎ ዋላ ሓንቲ ንሃገር ዘወፈዮ ዘይብሉ ዘህተፍትፍ ሰብ፡ ወይ ካብ ጸላእቲ ንዕላማ ዝተላእከ ሰብ ፍጹም ፍጹም ኣየድልዮንዩ። እዚ ኩሉ ንኹሉ ሰብን ዜጋን ክፍለጥ ኣለዎ። ህርመት ልቢ ናይቲ መሪሕነት ግን ምፍላጥ የድልሎ። ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ ናጽነት ኣምጺኡን ዓቂቡን ንዝተፈላለየ ናይ ደገን ናይ ውሽጥን ፈተናታትን መኸተን ሓሊፉ ብዓወት ናብዚ ዝበጽሐ ውድብን፡መንግስትን መሪሕነትንዩ ዘለና። ንኩሉ ዘጀመሮን ጀሚሩ ድማ ኣብዚ ዘብጽሖን ዘወደኦን ናይ ገዛእ ርእሱ መለክዕን ሚዛንን ከኣ ኣለዎ። ማንም ክውስኸሉ ክነግሮ ይኹን ዝሕብሮ ፍጹም ፍጹም ኣየድልዮንዩ። እሞ ድማ ሕጂ ኩሉ ወዲኡ ብ ኣርባዕተ እግሩ ደው ዝበለ መሪሕነትሲ ጸሓዩ ምስበረቐት ሎሚ ኣኸረቱ ንህዝቢ ዝሓለኻ መሲልካ ምቕራብኮ፡ ጸርፊዩ ነቲ መንግስቲ ፡ ከቢድ ጸርፊከማን ዘይሕከኽ ስምብራት ዝገድፍ ውርደትዩ እዚ። እዚ ትፈልጡዶ። የፍርደካውንዩኮ። ስለዚ ንነብስና ንሕለ ክብረትና ንሓሉ። ክብረት ናይቲ መንግስትን ተጋዳላይን ሓልዉሉ፡ ኣበይ ኔርኩም። ብኣፍካ ዝግበር ቃልስን ሓልዮት ጅዝብን ኣበርክቶን የለን ። የፍርድዩ ድማ። እዞም ዘይተጋደልና ኣብ ዲያስፖራ ዘለና ብፍላይ ክብረትና ንሓሉ። ክሳብ ዝዛረቡና ወይ ክዳብ ብሃለውለውና ንፍረድ ኣይንጸበ፡ ምኽንያቱ ማንም ከይሓገዞ ኣብዚናይ ዓወትን መድረኽን ዘብጽሖን ናቱ ናይ ገዛእ ርእሱ ኣሰራርሓን ምሉእ ተሞክሮን ኣለዎ። ሕጂ ንመንግስቲ ኤሪትራ ክትሕብሮ ክትነግሮ ወይ ሓልዮት ንህዝቢ ብዝመስል ብጸላእቲ መንግስትን ህዝብናን ዝተላእከ ዋይጦ ለዘይዘይ ምባል ናይዞም ለዘይቲ ፡ ፋይዳ የብሉን ፡ ዕላማኡ ድማ ንጹር ስለዝኾነ ብዙሕ ምጥንቃቕ ከድሊየካዩ ጣቢኖ። ንስኻ ክትጥንቀቕ ዘለካ እዚኣቶም፡ ኣብ ሞንጎ ህዝብን፡መንግስትን ዘየድልየካ ኣርእስቲ ከፊትካ ምስ መንግስትኻ ክትባኣስ ( ከጥፉኡኻዩ ) እቲ ዝድለ ዘሎ ጣቢኖ። ልዕሊኦም ንራቐቕ ንማራመር ህዝቢ ኢና። ጣቢሞ ሓያል ካድር መዘና ዘይብሉ ዓቕሚ ዘለካ ሰብ ምዃንካ ፍለጥ። ስለዝኾነ ድማ ነብስወከፍ ትድርብያ ቃል ወይ ትምህርቲ፡ ከም መንደራጉሕ ኣብ ርእሶም፡ትሃርሞምማላ። እንጽርጽሮት ድማ ንዓኻን መደብካን ሓለይቲ ህዝብን መሲሎም ይመጹኻለው። ግደፍ ኣስተውዕል። ሰብ ኢኻ ክትጋገ ንቡርዩ ግን ምኽሪ ፈተውትኻን ሃገራውያንን ስማዕ ፡ ህቡብነት ዘጋገዮም ስልጣን ዘስከሮም ብዝመስል ኣብ 1998 ክሳብ 2015 ዓ ም ዝነበሩ ሰበስልጣናት ሪኢናዮ ኢና ። እሳቶምውንኮ ብኸምዚ ዓይነት ዓሻ ድፍረትዮም ኣቡኡ በጺሖም። እቲ መንግስትን ህዝብን ሃገርን ባንዴራን ግን ጸዋርዩ ትዕግስተኛዩ ክሳብ ሎሚ ድና ንኹሉ ኣሕሊፉ ክሳብ ሎሚ በጺሑ ኣሎ። ስለዚ ኣብ ዘየድሊ ኣርእስታት ኣእትዮም ከየንደልህጹኻ ተጠንቀቕ ተጠንቀቕ ተጠንቀቕ። ክሓተካሲ፡ መንግስትን መሪሕነትን ኤሪትራ ፡ ኣይፈልጥንዲዩ ነዚ ኩሉ ጸገም ህዝቢ? ብቐንዱኸ ክገብሮ ስለዘይደለየዲዩ ስቕ ኢሉ ዘሎ? ወይ ዕላማኡ ነዚ ዘሎ ጸገማት ህዝቢ ንምስሳይዲዩ ኔሩ ካብ ፈለማ? መልሰይ ኣይፋሉንዩ።❤❤❤ ስለዝኾነ ። እዚ ናይ ጸላእቲ መደብን ኣርእስትን ምዃኑ ፍለጥ። ተዛሪብካ ኣይተዛቲብካ ዘምጾኦ ለውጥውን ፍጹም የሎን። ግን፡ ዋይጦታይ ፡ "' ተዛሪበ ኔረንዴ ወይ ሬአኹም ኣነ ሳላ ዝጎስጎስኩዩኮ ከምዚ ተጌሩ ንምባል። በቲ ሓደ ። ንመንግስቲ ኤርትራን ውዕለቱን ንምፍራስን ምስ ህዝቢ ድማ ጽልኢ ንምጉስጓስን በቲ ካልእ ፡ ወዘተ ወዘተ ዝዝረብ ዘሎ ሕሱር ናይ ደመኛታት ህዝብና ዕላማዩ። እዚ ፍለጥ። ብቐንዱ ግን፡ ነቲ ህ,ግ, ንልዕሊ 50 ዓመታት ዘሕለፎ ቃልስን መኸተን ውዕለትን ከም ምድምሳስን መሰሉ ምግሃስን፡ በቲ ካልእ ድማ ሓንቲ ዘየወፈኻ ክነስኻ ነቲ ኩሉ ተጋዳላይ ዝወዓሎ ውዕለት ንምቅላል ኣብ መወዳእታ መጺኻ ኣሽካዕላልን ላግጽን ምልጋጽዩ እዚ። እዚ ድማ የፍርድ ኣብ ሕቶ ምልክት ድማ የእትወካ ስለዝኾነ ልዑል ጥንቃቐ የድሊሎ። ❤❤❤ ብሓጺሩ ኣብ ሞንጎ ህዝብን መንግስትን ኢድኩም ኣይተእትውውውውውው። ኣይምልከተኩምንዩ። ብቐንዱ ድማ ናይ ጸላኢ ኣርእስታትዩዚ። ንዓኻ ኣንፈትካ ንምስሓትዩ ዝግበር ዘሎ ኣስተውዕል ጣቢኖ በጃኻ። ለምቕነ ጽቡቕ ፕሮግራማትዩ ቀንዩካ። መሳጢ መሃሪ ኣራሚ። ሕጂ ኣንፈትካ ክትስሕትዩ እዚ ሕጂ ብዋይጦታ ዝወሃበካ ዘሎ ኣርእስቲ። በጃኻ በጃኻ ተጠንቀቕ።ብዛዕባዚ ዝበሃል ዘሎ ኣርእስቲ ተዛሪብካ ፡ ህዝቢ ትጎድእምበር ኣይክትጠቕሞን ኢኻ። እሞ ነዚ ዲኻ ትገብሮ? ልዑል ፍቕሪ ሃገርን ህዝብኻን ስከዘለካ ትገብሮ ኣይብልንየ። ብዝተረፈ ጅግና ቀችሎ በርትዕ ቃላት ዘይኮነ መዳፍዕ ናይ ርእሲዓዲ ኢኻ ትትኩሰሎም ዘለኻ። ከምቲ ናይ ሰማንያታት ናብ ኤርፖርት ተጋደልቲ ዝትኩስዎ ዝነበሩ ጣቢኖ ፈናን ኣዝማሪኖ፡ በሊሕ ሰብ። ሓጆኻ ኣጆኻ በርትዕ። ❤❤❤ Love U realy Tabino the great. U R so very very very smart V,I,P simply.❤❤❤ God bless U and your beautiful family❤❤😢 0:25

  • @grmayzemichelzemichel3230
    @grmayzemichelzemichel3230 6 часов назад

    ወዲ ታባ ጽቡቅ ገርካ ገሊጽካዮ ቀዝሎ❤❤❤

  • @mebrattesfay5436
    @mebrattesfay5436 7 часов назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💐💐🌲🌲🌲🌲🌲✨✨✨

  • @joneande1537
    @joneande1537 8 часов назад

    Good 👍 job 👌

  • @joneande1537
    @joneande1537 8 часов назад

    ❤❤

  • @elenamik9214
    @elenamik9214 8 часов назад

    Grande Tabino🎉🎉❤❤

  • @semaiabraham4972
    @semaiabraham4972 8 часов назад

    Merry Christmas Wedi Taba🌲🇪🇷🎉🌲🎉

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 8 часов назад

    መርሐባ ጣቢኖ አዝማሪኖ ርሑስ ቅንያት ሐድሸ ዓመት ንመላእ ሕቡን ኤርትራዊ ይግበረልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @RobelAmare-n1n
    @RobelAmare-n1n 8 часов назад

    ዋው ዋው ዋው ክቡር ሓው ጣቢኖ ምሰማዕናዮ ነዚ ናይሕጂሲ፡ ዕድመሃብካ ደው በለልና ኢልና ብልቢ ብዘይቃልዓለም። ብፍላይ እቲ መርገጺኻ ብዛዕባ ኢኮኖምን ጽዓትን ኣካይዳ ኡይኹን ጻዕሪን ፈተናታትን ናይ ቅድምን ድሕርን ናጽነት ኤሪትራን ተጋዳላይንሲ ጸባ ዝጥዕም ውዱእ ዝኾነ ሓበሬታን ርድ ኢትን ሂብካና። ተዓወት ጅግና ጣቢኖ ኣዝማሪኖ፡ !፡ ብፍላይ ተጋዳላይ ብሽምዓን ላምባዲናን ተጋዲሉዩ ሃገር ኣምጺኡ፡ ብናይ 24 ሰዓታት ዝበርህ ሉቸን ኤለክትሪክን ዝበልካዮ ልቢ ዝትንክፍ ወዘተ ዝገርምዩ ኩሉ እቲ ቃላት። ግን እቲ ከምዚ ኣይትበል ንብለካ ንምንታዩ? ንዝብል ከምቶም " ተጣላቒናዶ ዋላ ኣጣላቕዮምናዶ " ዝብል መንግስትን ህዝብን ዘቐየመ ዘየድሊ ቃላት ተዛሪቦም ኣብ ምልክት ሕቶ ዝ ኣተው ከይትኾነና፡ ሓልዮትን ሻቕሎትን ዝወልዶ ዘሎ ምድንጋጽዩ። እምበር መሰል ወይ ናይ ምዝራብ ናጽነትካ ንምብዳህ ወይ ንምኽላእ ኣይኮነን። ትርደኦ ይመስለና ክቡር ሓው። ፍቕሪን ቀጻልነትን ናይቲ ኣገልግሎትካን ናትካዩ ንሓልዮት ዘዛርበና ዘሎ ። ወይ መፍቶ ጸላኢ ህዝብን መንግስትን ሃገርና፡ ከይትኸውንዩ ጅግና ሓው። ኣነስ ከምዚ ምስቶም ናይ ሰብዓታትን ሰማንያታትን ተጋደልቱዶ ተጋዲሉ ኔሩዩ ኢለ ይገርመኒዩ ኩሉ እቲ ብግዜን ቦታን ኩነታትን ትትንትኖን ትፈልጦን ሓበሬታታት ክሰምዓካ ከለኹሞ እዚዩ ሃለውለው ዘብለና ዘሎ። ብዝተረፈ በርትዕ ኣጆኻ ንብለካ። ብሉጽ ካድር ብሓቂ ናይ ዘመንናን ዞባናን ንብል።❤❤❤❤

  • @senaitfoto-cx4kz
    @senaitfoto-cx4kz 9 часов назад

    THANK YOU WEDI TABA HAWEY! FOR YOURS HARD WORK 🙏✨️💚♥️💙

  • @habtearaya2980
    @habtearaya2980 9 часов назад

    ጣቢኖ አብየት ጥርንቅ ዘለ ፍልጠት🌲🇪🇷🌲💐🇪🇷🇪🇷🌷🌹🍄

  • @habtearaya2980
    @habtearaya2980 9 часов назад

    ዋዉዉዉዉዉ ጣቢኖ ነዞም ሐሳደት ጎረቤት ትግራይ ዝግብኦ መልሲ ትቦም አለኻ ንበር አርሐ ዳኛ ፖለቲካ 🇪🇷✊🇪🇷🇪🇷🌹🙏🇪🇷💪

  • @samsonrusom3492
    @samsonrusom3492 10 часов назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AregashHaile
    @AregashHaile 11 часов назад

    MERRY CHRISTMAS WEDI TABA HAWEY❤❤❤❤

  • @meashoaynom4207
    @meashoaynom4207 11 часов назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @almazberhe2535
    @almazberhe2535 12 часов назад

    🇪🇷🌹💐🌹🇪🇷👍

  • @bereketrussom9444
    @bereketrussom9444 12 часов назад

    wwwwwww nay lomi btaemi xbuk , agaysh reyto zhabkum kea ybel bsulat ekim,

  • @zeeMe2323
    @zeeMe2323 13 часов назад

    ERITRIA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ERITRIA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ERITRIA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ALL MERRY CHRISTMAS 🎅🎄🙏♥️🙏

  • @maihalibzekarias8213
    @maihalibzekarias8213 13 часов назад

    God bless Eritrea ❤❤❤❤❤❤

  • @DFWPUBLICDIPLOMACY
    @DFWPUBLICDIPLOMACY 13 часов назад

    10000000% true Tabeno

  • @amanuelyemane8653
    @amanuelyemane8653 13 часов назад

    አታ ወዲ ጣባ ነብስኻ አይትፈልጣን ዲኻ ንስኻ ደአ ከመይ ገርካ ብዛእቡኡ ክትዛረብ እዚ ሰብ እ ብዛእባ እታ ናይ አረዛ ዝበልካያ እዩ የእሌለሞ ዘለው

  • @jonahabgi9125
    @jonahabgi9125 13 часов назад

    *Bejwka kab Deqka mebel 7y Qutsereni": endabele nzlmneka Gorobet Lemanay: "Aydelyekan: Yirdaeka" ente'elkayo: selah elu kikedelka trah eyu zelewo! Aykonen? Absolutely!

  • @Bereket-vj1dg
    @Bereket-vj1dg 13 часов назад

    🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪

  • @Bereket-vj1dg
    @Bereket-vj1dg 13 часов назад

    መርሓባ ጣቢኖ ርሑስ ሓድሽ ዓመት እንቋዕ ናብ 2025 ኣብጸሓና

  • @jonahabgi9125
    @jonahabgi9125 13 часов назад

    Correction "Meqemecha" = Amharic. "Meakor" = Tigrina.

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 14 часов назад

    ወዲ ጣባ ኢትዮጵይ ትፈርስ አላዶ ይመስለካ ኦሮሞ ዝንቃሳቀስዎ ዘለዉ ናብ ምግንጻል ገጾም እዮም።

  • @yemaneokubazghi1118
    @yemaneokubazghi1118 14 часов назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 15 часов назад

    ማዕበል ንቅሐት የብሉን መትከለኛ ከአ አይኮነን።

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 15 часов назад

    አብ አሜሪካ ንሐንቲ ማይል ሰለስተ ሚልዮን ዶላር ትዉድእ።

  • @ጓልባሕሪሰገንኤርትራ
    @ጓልባሕሪሰገንኤርትራ 16 часов назад

    I like your political views a lot, but I can sense you trying to manipulate other people’s media narrative indirectly. Please don’t envy their success on their platform. Do your best and one day you will have as many subscribers as them. Envy to put other channels isn’t a good quality. Thanks!

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 16 часов назад

    ብጣዕሚ ሊቅ ዝኾነ ኤረትራዊ እዩ።መድህን ምስ ኮነረል ብንይም ዝገበረቶ ቃለ መሕተት ይዝከረኒ አብቲ ግዜ ዉግእ ዐቁሑቶም እንዳደርበዩ ሻዕብይ ክጎየና እንዳበሉ ክስሕቁ ብዝገበርዎ ህድማ።