2ተ ዓመት ምሉእ ኣለሻ ፍትሒ ተጋ/ይ ሰለሞን ገብረ (ዶ/ር) ኣበይ በፅሐ? ፃንሒት ምስ ቅዱስ ገብረ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 22 дек 2024

Комментарии • 47

  • @BbbVk-cf1bu
    @BbbVk-cf1bu 9 дней назад +2

    ብጣሚ ዝገርም ኣነ ካብ ዝተረዳእክዎ ሙሉእ ብምሉእ ኢድ ከምዘለዎ ግልፂ እዩ እቲ ብጣዕሚ ዘሕዝነኒ ኩሉ ኣብኢዶም ምኳኑ እዩ ኣጆኩም መዓልቲ ይነዉሕ እምበር ኢቲ ሓቂ ምዉፃኡ ኣይቀርን ፍትሒ ንዶ.ር ሰሎሞን

  • @aklilumulugeta9187
    @aklilumulugeta9187 6 дней назад

    ፅንዓት ይሃብኩም ቁዱስ ሓወይ:: ብጣዕሚ ዘሕዝን:: ፍትሒ ንዶ/ር ሰለሙን! ፍትሒ ንቤተሰቡን መላእ ህዝብን!!

  • @BbbVk-cf1bu
    @BbbVk-cf1bu 9 дней назад +1

    ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንዶ.ር ሰለሞን ገብረ

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ወድኖዋ ኣብ ሰማይ የዋሪስካ😢ፃናዓት ንወላዲ ትግራይ❤🙏ፍትሒ ንዶ/ር ሰለሙን☝

  • @Bekuratubeበኽራቱዪብ
    @Bekuratubeበኽራቱዪብ 11 дней назад +3

    ፍትሒ ንብፃይ ዶ/ር ሰለሞን ገብረ!

  • @BrhaneWeldy
    @BrhaneWeldy 3 дня назад

    አብ ሐዚ ሳዓት ብሰንኪ መራሕቲ ትግራይ ዓድና ክንፅልእ ገርኩምና

  • @gebreslassiekasa461
    @gebreslassiekasa461 11 дней назад +3

    አታኽልቲ እምባየ ሰሎምንገብረ ቀታሊኦም ፀረ ዐጋመ ዘሎ ፀቢብ ሐይሊ ኢዩ

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ

    ኣጀኩም ኣለና ብጣዕሚ የሕምም😢

  • @mizantesfay4259
    @mizantesfay4259 10 дней назад

    D/R Solomonn Sedrabetun Fthi Yefterelkum. Kudus Wen Egziabiher Yehaleka.

  • @nabhade3470
    @nabhade3470 10 дней назад +1

    ጉጅለ ህወሓት ብዙሓት ጀጋኑ ተጋሩ እዮም ረሺኖም ናይ ካልኦት እውን ተሰኒዱ ክተሓዝ ኣለዎ። ኣጆኹም ኣብ ጎድንኹም ኣለና ኣኹሱማውያን መራኸቢ ሓፋሽ።!

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 11 дней назад +1

    Heartbreaking - our hero gave his one precious life defending Tigray. RIP our hero. Justice for our hero Dr Solomon.

  • @addisuyemer3516
    @addisuyemer3516 11 дней назад +3

    ኣብ ትግራይ ብጀኖሳይደራት ጥራሕ ዘይኮነስ ብናትና እውን ዘይተነገረን (ዘይተቃለአን) እምበር ዘይተገበረ የለን። This is the tip of the iceberg. We lost so many Solomon's by ወያናይ ስጉምቲ።

  • @abrahamhagos1938
    @abrahamhagos1938 11 дней назад +2

    I hope the family gets justice, but there is no justice with TPLF leaders.

  • @yeshem
    @yeshem 11 дней назад +2

    Justice for Doctor

  • @LetushGeremariam
    @LetushGeremariam 10 дней назад

    ፈትሒ ንደኩተረ ሰሎምን 😢😢😢😢

  • @haileatsbeha5697
    @haileatsbeha5697 10 дней назад +1

    There is no identity difference for justice. What are human right concerned for justice for human rights

  • @haileatsbeha5697
    @haileatsbeha5697 10 дней назад +1

    It is sad, panic, horrific , and the like when you see an honest and professional guy killed

  • @Selamhagos-u6l
    @Selamhagos-u6l 11 дней назад

    ፊትሒ ን ዶ/ር ሰለሙን ገብረ😢😢😢💔💔

  • @Gulomukadwit
    @Gulomukadwit 11 дней назад +1

    Fthi ni D/r selemun gebre😢😢
    Lewah hawey fetari ta zfeseset demka af awxia tzareb💔ember tigrays nay wulke sebat eiya😭
    Nebska bselam teref jignay🙏😭

  • @MdKhan-jm5uu
    @MdKhan-jm5uu 5 дней назад

    Ayzani wedi amoye mearey amleka alo maleti yenwha embru haki tdfin aytrufin zhawey mearey ajoka bazh dkumo eko ethulewa gin demo amleka kehgzke eu ny jegen hawni haki kemzy kiyn aytrufni eu ena Ayzan zhawey mearey 💔🙏💔

  • @michealkebede950
    @michealkebede950 9 дней назад

    😢😢

  • @Ewg-e1g
    @Ewg-e1g 10 дней назад +1

    ናይ TDF ተጋደልቲ ክትፈልጥዋ ዝግባዕ 😮ዝግፍዒ እዙይ አብ ደ/ር ሰሎሞን ጥራሕ ጠጠው ዝብል ከይመስለኩም አብ 17 ዓመት ዝስአናዮም ብሉፃት ተጋሩ ቁፅሪ የብሎምን ፅባሕ አብ ሕድሕድ TDF ክትበፅሕ እያ!

  • @RobilRobil-t9w
    @RobilRobil-t9w 8 дней назад

    😭😭😭

  • @alemtesfamichael2121
    @alemtesfamichael2121 11 дней назад

    ዝሓወይ ንስድራ ፅንዓት ይሃብ እንተ ፍትሒ ግን ትረኽባ ኣይመስለንን ምኽንያት ፈሊጡ ዝደቀሰ ተነቕነቕካዮ'ውን ኣይትስእን እንተ እቲ ስውእ ንዘልኣለም ክዝከር'ዩ ኣሕ መሕረሪ!

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees 10 дней назад

    ካብ ህወሓት ፍትሒ ካብ ምጽባይ ካብ ደርሆ ጸባ ምጽባይ ይቐልል

  • @haileatsbeha5697
    @haileatsbeha5697 10 дней назад

    Justice under the law

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 11 дней назад +1

    ግደይ ግን ናይ ደክቶር ሰለሙን ሲ ኣይሰማዕካንማለት ኢኢ 2ዓመት 3ዓመት ኮይኑስ ኣይሰማዕካን ኣይሰማዕካን ኣይሰማዕካን ????ወዲራያ ተዛሪብሉ ነይሩ እንድዩ ሕጂ ክገሃድ ምስ ጀመረ ትዛረብ ኣለካ ትገርሙ ኢኩም💔

  • @yeshem
    @yeshem 11 дней назад

    Well come

  • @safiaden693
    @safiaden693 11 дней назад +1

    R I p

  • @Uealisreal
    @Uealisreal 9 дней назад

    Kudus kem shimka ab goni aboka koynka ketali hawina selomun akurubulna nay zi wedi aghina u kab kulu bhzbu zhamim seb imo mis belhu btami lbey demu.💔💔💔 ajokum bhayli genzeb ab gonkum

  • @michealkebede950
    @michealkebede950 9 дней назад

    ወይ ጉድ፤ እዚ እኮ ካብ ቀደም ኣብ በረኻ ዓቅሚ ዘለዎም ህዝባዊ ኣተሓሳስባ ዝወነኑ ተቀንጺሎም እዮም፤እዞም ኣረሜኔታት ጊዜ ክፋረዶም እዩ፥ሓወይ ጽንዓት ንመላእ ቤተሰብ please እቲ ሓቂ ኩሉ ብመጽሓፍ ጽሓፎ😢

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 9 дней назад

    መሕዘኒት ትግራይ ! ደም 3ይ ወለዶ መጢጦም ዘይጸግቡ አረሜናት ! ልመርገም ህዝቢ ዝተፈጠሩ ሰይጣናት

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees 10 дней назад

    ህወሓት ካብ ታሪኻ መሰረት ገይርና እንትንዛረብ ምሁር፣ ጅግናን ግዱስን ትግራዋይ ከምዘይትፈቱን ብዙሓት እንዳቐንጸለትን እንዳባረረትን እያ መጺኣ። እዚ ውን ናቱ መቐጸልታ'ዩ

  • @BrhaneWeldy
    @BrhaneWeldy 3 дня назад

    ሓደ ነገር ፍትሒ ንዝጥይቅ ማንም ቢህር ክጥይቅ ይክእል እዩ
    ሃለ ማለት ድማ ናይ ሕዋሓት ታሓላቃይ እዩ እዚ ዓንጃል

  • @baherunegash6934
    @baherunegash6934 10 дней назад

    This group have been doing this kind of killings. Independent Law professionals especially in diaspora organized yourself to those deserve fairness.
    ብመጀመርያ ልስድራ ዶክተር ስለሞን ፅንዓት ይሃብኩም እብል።
    ኢዙይ ኢከይ ግብሪ ልዘመናት ክገብርጎ ልነበሩ ጀጋኑ ግንባሮም ሂቦም ብድሕሪኦም ብወገን ልተረሽኑ አብሽንጥሮታት ወዲቆም ቃርዮም።
    ፍትሒ ትግራይ ልቅድሚት ብዙሕ ኢዩ ልፅበ።
    ብነፃ ትሓስቡ ስብሞያ ተውዲብኩም
    ፍትሒ ልምርካብ ናይህዝብኩም ሓገዝ ጠይቅኩም ተንቀሳቀሱ።

  • @hbber5548
    @hbber5548 10 дней назад

    ኣብዚ ጉዳይ ቅትለት ጋዜጤኛታት TMH እውን ኢድ ዘለዎም ኮይኑ ይስመዓካ፡እንታይ ማለት ዩ ሰራዊት ትግራይ ኢሉና ማለት እዚ ነቲ ገበን ንምሽፋን ንኹሉ ሰራዊት ጸሎሎ ምልካይ ይበሃል።

  • @beredu7426
    @beredu7426 10 дней назад

    እታ ሰራዊት እናረአየ ስቅታ ሐዚ ዝመረፀ ፅባሕ ሓዊ ኮይኑ ነቶም ገበነኛታት ከቃፅሎም ምዃኑ ኣይትጠራጠሩ

  • @gideyhaila5302
    @gideyhaila5302 10 дней назад

    ሰጋብ ሕጂ ክለተ ዓመት አብ ሚድያ ዘየቅረብዋ ሰለምንታይ ካብ አምሐሩት ሚድያ ዘይትማሀሩ ((ናይአምሐሩት ሚድያ ሎሚ ሞይቱ ብፅባሒቱ እዮም ዘቅርብዋ ንፉዓት እዮም ((እታ ብቀዳማይ መርዓት ዝሞተት ሊድያ ((ካብአዲስ ከይዶም ሚድያ ጠይቆም ንቶም ሰድራ ክሕፈረካ መርዓት ሞይታ ብሰብአያ ((ሚድያታት ትግራይ እንታይ እዮም ስርሖም )ነታ መርዓት ካብአዲስ ከይዶም ጠይቆም ንስድራ ((ነዚ ጀግና ተጋደላይ ሰለሙን ድማ ሞይቱ ሐደ ሚድያ ከይዱ ንስድራ ዝጠየቀ የለን ሰለምንታይ ስጋብ ሕጂ ክለተ ዓመት ዘይተጠየቀ ክትሐፍሩ ይግባእ እቶም ሚድያ ትግራይ ((እቶም ድምፂ ወያነ ሸይጣናት ንህዝቦም ሐልዮት ዘይብሎም ፅባሕ ወያነ ምሰወረደ ሕነ ክንፈድይ ኢና ምስ ህዝብኩም ዘይትኾኑ ነዚ ጀግና ተጋዳላይ ሰለሙን ሐደ ሚድያ ዘይጠየቆ ስጋብ ሕጂ )) ከመይ ጌሩ እዩ ፅንዕት ዝህቦም ሰብ ዝቀተሎ እቶም ሰድራ ብሐደ ሽፍታ ሰራቂ ተቀቲሉ ይከዉን ((ብአምላኽ ተዝመዉት ፅንዓት ይህቦም ኔሩ ሕጂ ድማ ፍትሒ አብ ትግራይ የለን ((ሐደ ማዕልቲ ካብ አምላኽ ይርከብ ይከዉን ፍትሒሒሒሒሒሒ

  • @BrhaneWeldy
    @BrhaneWeldy 3 дня назад

    ህወሓት በላዒ ሰብ ምኮኑ እኮ ፍሉጥ እዩ

  • @ዮሴፍየውሃንስ
    @ዮሴፍየውሃንስ 10 дней назад

    THIS IS TGRAY

  • @yennygebre6305
    @yennygebre6305 10 дней назад

    Shame on you, the brother of our hero Dr. Solomon, and the hateful Gidey for politicizing his ultimate sacrifice😡two evils! Rest in peace Hero😢

  • @kibreabkidane6260
    @kibreabkidane6260 Час назад

    ከምኘዝ ሓሽምን ንቀሰ።

  • @alemalma6841
    @alemalma6841 10 дней назад

    So sad🥲🥲🥲 justice for Dr. Solomon will insure justice for those killed during “Hinfishfish”✌🏽✌🏽✌🏽

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees 10 дней назад

    ሽሕ እኳ እቲ ዝገበርዎ ናዕቢ ኣንጻር ትግራዋይ ዝነበረ ይኹን ምበር መንኣሰይ ኦሮሞ መንኣሰይ ብሄሰባት ብቕልጽሞም ካብ ህወሓት ሓራ ወጺኦም እዮም። ኣብ ኦሮምያን ቤኒሻንጉልን ዝገብርዎ ዝነበሩ ናይ ወርቂ ጉሕለት ውን ብሓይሎም' ዮም ደው ክብል ገይሮሞ። ፈሪሕካ ዝመጽእ ፍትሒ የለን። ዝኾነ ይኹን ጀነራል ናይ ህወሓት ደጋፊ ወይ ኣባል እንተኾይኑ ንዓይ ጀነራል ዘይኮነስ ሽፍታ እዩ። ምኽኒያቱ ህወሓት ናይ ሸፋቱ ጉጅለ ስለዝኾነት

  • @HaimanotBrhane
    @HaimanotBrhane 10 дней назад

    እዋይ ክልተ ሞት ቀተልቲ ጀግና ሐውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ እንተ ቶም ቀተልቲ?

  • @MdKhan-jm5uu
    @MdKhan-jm5uu 5 дней назад

    Nza mdymo demo yenyleyn kem seb entiy alo bamblo ewani amleka yhba

  • @michealkebede950
    @michealkebede950 9 дней назад

    ወይ ጉድ፤ እዚ እኮ ካብ ቀደም ኣብ በረኻ ዓቅሚ ዘለዎም ህዝባዊ ኣተሓሳስባ ዝወነኑ ተቀንጺሎም እዮም፤እዞም ኣረሜኔታት ጊዜ ክፋረዶም እዩ፥ሓወይ ጽንዓት ንመላእ ቤተሰብ please እቲ ሓቂ ኩሉ ብመጽሓፍ ጽሓፎ😢