Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ ኢዩ ቀጽልዮ ግን እዚ ወዲ ብጣዕሚ ድሙጹ ትሑት ኢዩ ኣይስማዓን ዘሎ እተተኻኢሉ ኣብ ቅድሚ ካሜራ ከምዘሎ ተርዲኡ ድምጹ እተዝውስኽ ጽቡቅ ነይሩ ብዝተረፍ ቀጽልዎ ❤❤❤❤❤❤❤
ፈተዉቲ ተጋሩ አይትበሊ ፈተዉቲ ይብልናን
ዋይ ጠፋእና ፀላእቲ ትግራይ ድያ ድኣ ክትብል ትደሊ 🤔
ዋ አንታ ክንደይ ትከፍእ ተፈተውቲ እምበር እንታይ ድአ
ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን ዝብል ቃል እንዶ ገደፍወን
እንታይ ደኣ ትብል😅
ብሓቂ ትግራይ ግን ብጣዕሚ እዩ ክባር ዘይትወደአ ገዛ 4.600 አዲስ አበባ ዝተሰረሐ ትረክብ ብዙይ ዋ አበይ ክንነብር ኢና
ይመችኹም እቲ ወዲ እውን ኣገላልፅኡ ሽኮር እዩ እቲ ቀረፂ ለ ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ብዓብዮ ኣቅራቢትና እምበይተና ይመችኹም ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ብዛዕባ ቢዝነሳት ነገር ለ ሼር ግበሩና
ገዛስ ፅቡቕ ነይሩዋ ኣበይሞ ፍሉስ ማፊ ድሕሪ ዓመት ክንገዝእ እምበር ታይሞ ንገብር
🙏🏼🙏🏼🤲🏻🤲🏻❤️❤️🤣❤️
ጽቡቕ ገዛ ሓፍተይ ግን ከቢሩ ሓደ ዝተሃደመ G1 ስደድለይ ገንዘብ ኣካፋፋል ዘለዎ ደልየ ኣለኹ ፍቃድኺ ተኸይኑ ኣራኽብኒ❤።
❤❤❤❤❤
ሰላምኪ ይብዛሕ ሓፍትና❤❤❤
ታሕቲ ዝተወደኤ ሰብዓ ካሬ አምፅእልና ❤❤❤
I am waiting for yr Answer
It’s great that we’re showing properties, but this is not appealing to those who would like to purchase or invest. Let’s reevaluate the real estate industry as there’s a lot of work needed
ዘይተወድአ ገዛ ዶ ይሽየጥእዩ?? ኩላምሉ ዝተወድአ ገዛ ድኣሞ ክንደይ ኢኹም ክትሸጥዎ?
🥰🥰🥰🙏🙏
4.6 😂😂😂😂😂😂
ከንደይ መደቀሲ ይሕልዮ ??
Entay mmlae yedli keme kalea zega konka ktgezea ms tdeli ex eritreawi Tegediski melsley pls
ሰላም ከመይ እስካብ ሐዚ ንካሊዕ ዜጋ ፍቑድ የኾነን ሓዱሽ ነገር ተሓልዪ ክነፍልጠካ ኢና
🫏🦍
Please can I get your phone??
0914726888
I have tried to call you on this number it's not going through unfortunately
Nrnd number

Entay mmlae yedli keme kalea zega konka ktgezea ms tdeli ex eritreawi
Tegediski melsley pls