Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዝኹነታት ስለዝተፈጠረ ኩሉ ትግራዋይ ንዓደይ ኣብ ዓደይ ክብልዩ ኢልኩምስ መሬት ይኹን ገዛ ሰማይ ሰቂልኩሞ በሉ ባዕልኹም ደቅሱሉ
ምልዮን ዘይብልኹም ጥፍኡ ኣብስደት ዘለና ሓፉስና ነምፀኦ እዩ ኾ ዝመስሎም😢😢😢
ካሜራ ማን Please ነዖዖም ጥራሕ ኣይኮንካን ተርኤና ነቲ ገዛ ፅቡቅ ጌርካ ኣርኤና ካብ ኡ ኻኣ ክንደይ ብኽንደይ ምዃኑ ሕተትዮ እቲ ሳሎን ት መደቀሲ ኩሉ ወላ እቲ ሽንትቤት❤
des behali srah eyu katsililu sis nbuzuh seb ztekm aberta eki tihbi zeleki❤❤
ሰላም ሓፍትና ድምፀመ ፈፂሙ ኣይስመዓናን ዘሎ በተለይ እቲ ወዲ ዝዛረቦ ብጣዕሚ ዝተሓተ እዩ ድምፁ ዋላነሃትኪ ዓዉ እልኪ ተተመሓልፍልና ደስይብና ጓል ዓደይ
Please slki sdedelna
❤❤❤❤
Kalamino area 250 k.m tirihu meret please 🙏
ሒዝኽምዎ ዘለኹም ስራሕ ፅቡቅ እዮ ግን ናይ ቤት ማዛጋጃ ፕሮስስ ግን ከቢድ እዮ እሞ ተሐሳቢ እናገበርኩም
ካርታ ዘይብሉ ሰብ ከመይ ኣቢሉ ኣሚኑ ይገዝእ እሞ ኣብዚ ሕማቕ ጊዜ
I agree ☝️
አረ ነፃ ቦታ ኣምፅእልና ካብዚ ልቀነሰ
ምእትን ኣርባዓን ካርየ ናፃ መርየት ኣምፅእልና ቀልቀል ደብሪ ወይ ዳዕሮ ወይ ኣይናለም ክልተ ነጥቢ ክልት ንትሓቲ
V kemey contact ngebrekum
ኣብቲ ቪድዮ ኣሎ ስልኪ ቑፅሪ
i need G+3 Mulue bmulue ztewedea
👍👍👍🥰🥰🥰🥰🥰
don't be lie there is no 3M at all. 3.7 is not 3M
It’s too small
ይሞችኪ ባይዘወይ
Aynalem malet dyu
No
ጽቡቕ ገዛ ኔሩ፥ እንተኾነ ግን ዓንዲ ተሰካሚ ውሒድዎ
ስልክኽ ለጢፊ
Slkka sdedelne
you are very beautiful
ልዕሊ ምልየን ብር አይተምፅእልና
😂
😂😂😂😂😂
4M hibu seb adisaba condominium zey edg
ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ዓመታት ካኣ ጥራሓካ ይሰዱኻ ቄሮ; malgette abbaco embbuko affanko. ዓሻ ትግራዋይ ደ ኣሎ እዩ ኣብዚ ግዜ
እዚ 70 ካሬ እዩ ዘዋፅእ ካብ ኮንደምንየም ምኽንይቱም መሬት ናይ ባዕልኻ ኩሉ ናይ በይንኻ።
ንምንታይ ኣብ መቀለ ኸ?
Tirah zebanka yesduka dehri geza kab heluf zeytmhar 😡😡
Bitaemi eyu lehimin mekelle bitaemi eyu wesiku ziserekiwo genzeb eyu
4,7 ሚሊዮን ማለቱ ኢዩ ዘይተወደኧ ገዛ ብ$ዶላር ብጸሊም ዕዳጋ እንተተሸሪፉ 470,000ሺሕ ዶላር ማለት ኢዩ ዝገዝኦ ሰብ ኣይርከብን ካብ 50,000$ ንላዕሊ ኣይግብኦን ኣብ ትግራይ ውሕስነት ጸጥታውን የለን።
ብምንታይ ዓይነት ሒሳብ ኢዩ ሓሲብካዮ 4 ነጥቢ 7 ሚልዮን ናይ አመሪካ ዶላር 39800ኢዩ ዝኸዉን ስለዚይ ሒሳብካ ኣስተኻክል ሓወኒ
4,700,000/115= ክንደይ ዲዩ???
እታ ሳልሰይቲ ገዛ አበይ ሰፈር እዩ መልስለይ
70 ካሬ መቐለ
እሱማ 70ካሬ መቐለ ምዃኑ እኮ ፈሊጠ እየ አበይ ሰፈር ልምባል ደልየ ወለላይ
ታይ ደኣ 3ሚሊዮን ትብሊ
ዋላ ኣነ🤔
ታማ 3 ሚልየን ኢልኺ ፅሒፍኺ ሓፍተይ ። ንመን ተደንግፂ ?
3milion zebelkeyo ema abey eniho?😂
Kaliay geza Tay dyu Aytriey dika
😅😅😅😅😅😅😅
ሓሰዉቲ 3ሚልዮን ደኣ ኣበይ ኣሎ
ኮለን ብዉሽጢ ልምንታይ ዘይህብእዎ? ናተይ ገዛ ትሰርህ ተለኩ ኮለን ኣብ መንዲቅ ብዉሽጢ ኣይርኸይን።
This the most ugly and it looks grave house
አብዚ ሕዚ እዋን ገዛ ኾነ ንብረት አብ ትግራይ ምግባር ዕሽነት ጥራይ ይኸውን፣ ዘየታአማምን ሃገር ሒዝና ክልል ድያ ክትከውን ወይካአ ሃገር ትግራይ ዘየፍለጠት ናበይ ከነቋምት። ገንዘበይ ንብላሽ ነኸጥፍእ 2 ጊዜ ክሓስብ ይግደድ።
ቀውስ ውሻ ሸርሙጣ
አንተ እብድ ጠኔኛ ነህ