New Eritrean Series movie 2019 1080 part 8/ 1000ን ሰማንያን 8ይ ክፋል

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 18 дек 2024

Комментарии • 1,1 тыс.

  • @aminehabte5670
    @aminehabte5670 5 лет назад +67

    Hiji win degime welday hawey malet derasin director bitami xubuk sirah serihka.tewsaeti win yibel

    • @orangeafrro586
      @orangeafrro586 5 лет назад +2

      Amine habte :- ብጣዕሚ ናይ ደራሲ ( ወልዳይ ) መግለጺ ኢየ ሲኢነሉ። 💕🙏🏽🇪🇷!!

    • @melatyifter
      @melatyifter 11 месяцев назад +1

      ❤❤❤❤❤

  • @ቅዱስኢዩሞቅዱሳንኩኑ
    @ቅዱስኢዩሞቅዱሳንኩኑ 5 лет назад +152

    እዞም ክልተ ደቂሓወቦታት ሲ ደስ ክብሉካ ሓቀይ ፍላይ ኢሳቆ ብጣዕሚ ንፉዕ👍❤❤🌹

  • @selamgualtembien7376
    @selamgualtembien7376 5 лет назад +262

    ንዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ዘለኹም #መሓጎሲኹም ቀዳምና ሰንበት ይግበረልኩም ሰደትኩም የሕፅረልኩም ❤❤❤

  • @ኩሉብትዕግስቲ
    @ኩሉብትዕግስቲ 5 лет назад +422

    ክክክክክ ወዲ ሓዎቦይ ከይትምለስ ንዓድኻ ጽቡቕ ተስሕቐና ኣለኻ እስኪ ንወዲ ሓዎቦይ ዝፈቱ (Like ) ኣግርጭው 100 %%%% ••••√√√√√

    • @Theforeigners24
      @Theforeigners24 5 лет назад

      ማኤል ብትዕግስቲ ruclips.net/video/tNHfFVh6Ats/видео.html&feature=share

    • @nazirhusen4764
      @nazirhusen4764 4 года назад

      10000000

  • @lidulidya8273
    @lidulidya8273 5 лет назад +20

    ኤማ ናይ ብሓቂ ኣንቢዕኻኒ ናይ ብሓቂ ኢኻ ገጸ ባህሪ ትኽእሎ ኣንበሳ ተስፋ ኤርትራ

  • @abraham2254
    @abraham2254 5 лет назад +60

    አዋይ ኤርትራዊ ረኪብዎ ዘሎ ከም በኣል ኤማ ኣብ ስደት ኮይኖም ዝሳቀዩ ዘለዉ ኣምላክ ጽቡቅ ነገር ይፍተረሎም ን ኩሉ ኤርትራዊ ሰላም ይፍተረሉ።

    • @ilovemama5561
      @ilovemama5561 5 лет назад

      Amen

    • @simi118
      @simi118 4 года назад

      Amen!!! Ema made cry a lot. Bezhat kem ema yhwatina alo. Amlak ab zelwuwo ybtshayom. Amen!!!

  • @ማርሻልኣዚን
    @ማርሻልኣዚን 5 лет назад +137

    ንኤማ ዝፈቱ ላይክ ርገጹ

  • @natihawey4018
    @natihawey4018 5 лет назад +202

    እዛ ፊልም ድሒረ እየ ጀሚረያ ብጣዕሚ ንፉዓት ቀጽልዎ ብፍላይ እዚ ኢሳቕ ዝብሃል ካራክተር መቐረት ሂብዋ ነዛ ስራሕ።

  • @ereyshkorasbeco4761
    @ereyshkorasbeco4761 5 лет назад +503

    ያ ን ወዲ ሓወቦይ ዝሕቢ ላይክ ይህረም ኤሪተል ትብሉ ግና ከይትሃርሙ. . . .

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 5 лет назад +2

      ruclips.net/video/vtRR6Z9fHuI/видео.html

    • @tr_sami3328
      @tr_sami3328 5 лет назад +3

      Wawwww wedi haweboy meqsen derho haridka wn aytklan kkkkkkk

    • @tsegubeyene4167
      @tsegubeyene4167 5 лет назад +6

      ያ ወዲ ሓውቦይ ማራ ኬፍ ኣለዎ ብጣዕሚ ፈትየዮ

    • @ajhbbhd5703
      @ajhbbhd5703 5 лет назад +2

      ❤🇪🇷🌹❤🇪🇷🌹❤🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @helendawit4257
    @helendawit4257 5 лет назад +99

    እንካዕ ብሰላም መጻኩም ሽኮሪናታት ደቂ ኤረይ ነዛ ፍሊም ተርእየዋ ደለኩም ሕሙም ዝሓውየሉ ስደትና ዝሓጽረሉ ገጽ ወለድና ንርእየሉ ግዜ ይምጽኣና ብሩክ ቅዱስን ቀዳመሰንበት ይግበረልና ኣሕዋት

  • @ማዓዛኣዲኣፈታዊት
    @ማዓዛኣዲኣፈታዊት 5 лет назад +41

    ኡፍፍፍ ከም ኤማ ዘደንገፀኒ ሰብ የለን።ከብደይ በሊዑ ክቐትለኒ ኢሉ

  • @samria5260
    @samria5260 4 года назад +19

    እውይ ወድሓቦይ ከማይ ዝተመቸዎ ❤❤❤👍

  • @merihhadgu575
    @merihhadgu575 5 лет назад +100

    ናይ በሓቂ ደስ ተብል ፍልም በጃኩም ደቂ አረይ ኣብ ሶሙን ክልተ ግዚ አንተ ትሰዱልና ጹቡቅ ነሩ አንዳ ነዋሓ ኣብ ሓሳበይ ዝሰማማዕ like habuni

  • @mssarika492
    @mssarika492 5 лет назад +12

    ኢማ በጣም አሳዘንከኝ በጣም ነኝ የለቀስኩኝ ሁላቹም በርቱ ኤሪ ውድድድድ ምርጦች

  • @banarezene8428
    @banarezene8428 5 лет назад +225

    ኣንታ ኣነስ ኢሳቅ ከጸልለኒ እዩ ከማይ ን ኢሳቅ ዝፈትዎ እንተሃልዪ ላይክ ይግበር

    • @menbaraydegemeneu7087
      @menbaraydegemeneu7087 5 лет назад +1

      Eti lemanit hibeki alku 😂😂😂

    • @hawiselam4555
      @hawiselam4555 5 лет назад +1

      nsu edu da zemeqra neza film

    • @fackabworld4916
      @fackabworld4916 5 лет назад

      Bana Rezene hhhhh mas diki texelilki xbkti wahid

    • @ንፍስነዉዘመዴ
      @ንፍስነዉዘመዴ 5 лет назад

      ከይተረዳአኒ ዘፍቅረክዉ አለኩ አነ 😋😁😁😁

    • @mitikuamanumesele3975
      @mitikuamanumesele3975 5 лет назад

      ewaayy guall rezenee..ay kemayn....antaa isakuu maeree kindeyyy khe timuchuu???..hahahahaha......keff zelewaa...wedii... haram..original.....

  • @ወዲፍስሃየ
    @ወዲፍስሃየ 5 лет назад +323

    Aza nay isako character zhbiya ske like agrchiw😉😉😉😆😆
    👇

  • @danielhabtesion2409
    @danielhabtesion2409 5 лет назад +56

    እንቃዕ ብደሓን መጻኩሙና ደቂ ኢረ ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም ንዞም ስነ ጥበባዉያት ዝፈቱ እስከ ላይከ ኣግርጭውለይ።

  • @orangeafrro586
    @orangeafrro586 5 лет назад +7

    እውይ! ኤማ ልበይ ተንኪፉኒ። Nice character 👍🙏🏽🇪🇷!

  • @solisesa6804
    @solisesa6804 5 лет назад +59

    *ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ ኡፍፍፍ ኢሳቅ መቅሰን ነዛ ፊልም'ኮ መረቕ ኢኻ ንስኻ😘 ግን ወዮ መርዓ ኸ ረሲዕካዮ ዲኻ ወድሓቦይ መዓረይ ቅቅ😁😀*
    *ሶ ብሩኽ ቀዳምን ሰንበትን ይግበረልና ደቂ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ💒🙏*

  • @Ämieke-s5f
    @Ämieke-s5f 5 лет назад +217

    ተሳጊርኩሙኒ ኣይ ትሕለፉ like ጌርኩም ርገጹኒ ጸለኢኹም ይረገጽ ደቂ ኤረይ

  • @samrawitgeremeskel1349
    @samrawitgeremeskel1349 5 лет назад +2

    ናይ ብሓቂ ማሃሪትን ኣዘናጋዒትን ብፍላይ ኣብ ስደት ንነብር ይሕዋትኩም ማራ ኣጸሊላትና አዛ ፊልም። thanks ones again for ur hard work!!

  • @crouch1236
    @crouch1236 5 лет назад +59

    ኣዋልድና ብሩካት ጨጎራ ሂዙ መጽዩ ሰሪሓ ኣብሊዓቶ#like ሃቡለይ።

    • @fiorinatu7330
      @fiorinatu7330 5 лет назад

      Bezi zelewu ka qusli koynomna 😢😢😢

    • @crouch1236
      @crouch1236 5 лет назад

      @@fiorinatu7330 kkkk nabay mxi mara ye lewah

  • @ዮኒእንቢበልንመላኺ
    @ዮኒእንቢበልንመላኺ 5 лет назад +26

    ኤማ ሓወይ ኣጆኻ ኣይኮነን ዶ ኣብ ኣፍሪቓ ኣብ ምዕቡል ሓገራት እንዳ ነበሩ ከለዉ ሕማቕ ሂወት ዝነብሩ ኣለዉ ዘይ ሓልፍ የለን ተስፋ ዘይምቑራጽ ጥራይ

  • @azebhadish2568
    @azebhadish2568 5 лет назад +31

    እንቃዕ ብድሓን መጻኩም ደቂ ኤሬ ጸዕዳ ሎሚ እየ ቀዳመይቲ ዝጽሕፍ ዘለኩ ላይክ ሃቡኒ እስኪ

  • @natiwedimati3834
    @natiwedimati3834 5 лет назад +25

    ሰናይ ቀዳመ ሰንበት እናበልኩ ነዞም ደቂ ኤረይ ሙቁራት ካ ኣይትረስዑለት
    ኣብዚኣ
    👇

  • @Gemshoorn
    @Gemshoorn 5 лет назад +133

    ክክክክክክክክ ወዲ ሓዎቦይ ሽኮር ግደፍ ሕጽይትካ ትሕሸካ ዓድካ ተመለስ! ሃኒ ኮ ሓትነኻ ከተረሰዓካ ያ። ናይ ወዲ ሓዎቦይ ዝፎቱ like ስከ@@###

  • @tesgeredagezahy2118
    @tesgeredagezahy2118 5 лет назад +9

    ዋው 8 ክፋል ኣዚያ ደስ ትብል ኢሳቆ ብሕልፊ ኣብዚኣ ዋው

  • @ድምጺልቢ
    @ድምጺልቢ 5 лет назад +6

    ደራሳይ ውድእቲ ፍልሚ ቀዳማ ንስካ ኢካ ክትምስገን ዘለካ ።
    ዲሒሩ ኢሳቆ ሓዱሽን ቡሉጽን ተዋሳኣይ ኣጆካ ቀጽሎ ወዲ ኤረይ ።

  • @michaelmelake9719
    @michaelmelake9719 5 лет назад +21

    ኤማ ሃወይ ከብደይ በሊዕካኒ

  • @degneshtades9752
    @degneshtades9752 5 лет назад +4

    እዋይ ሞስባ ኤማ ምስ በከየ ናይ በሃቂ መስልኒ ማራሓዝነ ተሰምዕኒ ኣጀካ ኤማ የሓልፍ እዩ ኩሉ

  • @SamiSami-yx7fd
    @SamiSami-yx7fd 5 лет назад +7

    ያ ኤማ ዝብሃል ወዲ ከደንግጸካ ምስኪናይ ክንደይ ኣለው ከምዚ ከምኡ ኣብ ስደት ተዋሪዶም ዘለው

  • @mickymedea6963
    @mickymedea6963 5 лет назад +5

    ደስ ብሃልቲ ኣጆና ኢስከ፡ ዋና ዘይብልና መናአሰያት ኤርትራ፡

  • @ftsumtsegay1225
    @ftsumtsegay1225 5 лет назад +41

    Kkkkkkk ኢስቆ ሽኮር የሕጉስካኒ ኣጆኩም እስኪ ደቂ ኤረ ሽኮኩር

    • @Theforeigners24
      @Theforeigners24 5 лет назад

      Ftsum Tsegay ruclips.net/video/tNHfFVh6Ats/видео.html&feature=share

  • @binijoy9670
    @binijoy9670 5 лет назад +28

    መጀመርታ ከመይ ቀኒኩም ፍትዋት ደቂ ኤረ ካብእ ብምቅጻል ነዛ ፊልም ዝርእያ ዞሎ ሰብ ፍቅሪ አይዛቢሄር ኣብ ነብሱ ይንገስ ❤️❤️🇪🇷 ስደትኩም ይሕጸር

  • @kidusmichael9267
    @kidusmichael9267 5 лет назад +1

    ኤማ ኤማ ሓልውለይ ። ኤማ መቐረት ዩ ሓልውዎ። ወላዲትኩም ደቀይ ያ ትብል ዘላ ስለዚ ትሓጋገዙ ። ብናይ ኤማ ዝሰማማዕ ላይክ እስከ ቡሩኻተይ

  • @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ

    ኤማ ኣደይ ምስበለ ነቢዑ ኣንቢዑኒ በቃ ጀረብረብ ኢለ

    • @samigosb8538
      @samigosb8538 5 лет назад +2

      ደጋፊ ያቆብ ዳዊት ደጋፊ ያቆብ ዳዊት omg nbatey wedia 😢😢😢😢

  • @yosefabrha7351
    @yosefabrha7351 5 лет назад +9

    I love Issac he is such a character. Well done man

  • @ዓደይዩክብረተይ
    @ዓደይዩክብረተይ 5 лет назад +48

    ሽልማት እንተዝሕሉዋ ንኤማ ምተዋህበት ብሓቂ ንፉዕ

    • @abasshamie916
      @abasshamie916 5 лет назад +1

      Bhaqi aman esaqn eyu. Zgbe

    • @samigosb8538
      @samigosb8538 5 лет назад +1

      ፈታዊ ሓቂ kem lomi bekye ayfeltn ema abkiyuni

  • @yoniyoni7247
    @yoniyoni7247 Год назад

    Dehri 3 amet film yrie aloku dehri 1080 film zelo koynu aysmaenen zraekma degimkum ab 2023 like gberu ♥️♥️♥️♥️👌👌👌

  • @ጋልሳዕሲዕፃዕዳእምባ

    እዋይ ደቂ ገጠርስ የዋሃትን ገርህታትን ጌሩ ፈጢሩና ወዲ ሓውቦይ ወዲ ገርሂ ልባ ከማይ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኢረ

  • @יעקבאוזן-ק3צ
    @יעקבאוזן-ק3צ 5 лет назад +30

    ኢሳቆ
    ሕነቆ
    ውድእቲ
    ስራሕ
    ኣጆኹም
    በርትዑ
    ልምዑ
    ሰስኑ።
    ኣመና ፈትየኩም! ስኒትን ራህዋን ጥዕናን ቅሳኔትን እምነየልኩም! ናይ ዚ ወቅቲ ብልጽቲ ስራሕ።

  • @ማርሻልኣዚን
    @ማርሻልኣዚን 5 лет назад +69

    ኣታ ንኤማ ኣይተጋፍዕዎ

    • @nardoskiros7735
      @nardoskiros7735 5 лет назад +2

      ማራ ከብድካ ይበላካ

    • @Samar-hl2pk
      @Samar-hl2pk 5 лет назад

      Nay bhaike hawey

    • @simi118
      @simi118 4 года назад

      Eti zelo haki eyom zeryuna zelwu.

    • @azmarakedane3274
      @azmarakedane3274 4 года назад

      @@nardoskiros7735 ewe galey mehzen mearey

  • @sporttime5745
    @sporttime5745 5 лет назад +7

    Respekt to Ema bro,,,,wala film dea ykun enber i belive this life 🙏🙏🙏

    • @seblomi6791
      @seblomi6791 5 лет назад

      Chat show Eritrea
      Ya ya Respekt to ema
      Masker hinxa kemza natu hiwet yehlife nere 2013 🙏🙏🙏

    • @sporttime5745
      @sporttime5745 5 лет назад

      @@seblomi6791 agatami u ane keman hnxax e neyre ane keman kab nay Life yehlife e gn amlak ymesgen ab hager germen bselam atye

  • @ዩርዳጋልኤረይ
    @ዩርዳጋልኤረይ 5 лет назад +24

    ሞይተ ኡይይይይ ክክክክክክክክክ ኢሳቆ ኣለኩ ኣይጠፋኩን ክክክክክ ያ ውዱእ ኣጆካ ኣመቂርካያ ኮ እዛ ፊልም

  • @debesayzeray6130
    @debesayzeray6130 5 лет назад +1

    እዋይ ንስኹም ሲ መቕሰናት ማራ ጹቡቕ ስራሕ ቀጽሉዎ ሓላላተይ ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም።

  • @semereshambel4340
    @semereshambel4340 5 лет назад +40

    ኣደ ሓላል እወ ኣዴካ ዳኣ ኤማ ጾሎት ትገብረልካ ኣላ ይጥዓሞ እዚ ወደይ ኢላ

  • @ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ

    ቆሲለ ሎምዓንቲ ወዲ ሓወቦይ ኣበይ ሓዲርካ ክክክክክክክክክክክ እዋይ ብኮፈይ ጠፊኡ ክክክክክክ ኣለኩ ኣነ ኣይትሸቀሸቅኩን ክክክክክ ከመይ ገይረ ድየ ዝቆጽረን ነይረ እተን ኣጣለይ

    • @ድምጺልቢ
      @ድምጺልቢ 5 лет назад +5

      ክክክክክ ዋላ ኣነ ጋሻ ክንሱ ውዱኡእ ስነ ጥበባዊ ክክክክ

    • @ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ
      @ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ 5 лет назад +4

      @@ድምጺልቢ ናይ ብሓቂ ግርማ ዘለዎ እዩ

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 5 лет назад +1

      ruclips.net/video/vtRR6Z9fHuI/видео.html

    • @gauldnglmaryam.4780
      @gauldnglmaryam.4780 5 лет назад +1

      @@ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ ዋላ ኣነ ማራ ኬፍ ኣለዎ ከስሕቀኒ ማዓት ፈተዮ ኣለኩ ክክክክክክ

    • @SaraAhmed-yb6wn
      @SaraAhmed-yb6wn 5 лет назад +1

      Kkkkkkkkkkk

  • @zeresenaytekle4818
    @zeresenaytekle4818 5 лет назад +29

    ሳሚ ፕሊስ ነዚኣ ሽኮሪና ቆልዓክ ኮይስ በላ ከምቲ ዝቦሎቶ እቲ ጊዜ ጊዜ ኣማናጣል ዩ ክክክክክክ ኣየ ፍቅሪ ሓበሻ ኣብኡ ኮሎኩ ክኣ ኒ ኢሳቅ ዝሕቢ ካብቲ 3 ዝወሃብ ሃቡኒ

  • @naybesalh4707
    @naybesalh4707 2 года назад +1

    Aseyyyyyy mukratey iza film 4 gize ydegma aleku 2022 zrakaya like

  • @meroneyob3808
    @meroneyob3808 5 лет назад +7

    አረ ናይ ወዲ ሓወበይ ካራክተር ኬፍ ዘለዎ ❤

  • @eyerusaraya8656
    @eyerusaraya8656 5 лет назад +1

    ዋዉ ደስ በሃሊ ቀፅልዎ ደቂ ኤሬ ብጣዕሚ መሃርን መሳጥን እዩ👍👍👍👍👍

  • @efremmichael6534
    @efremmichael6534 5 лет назад +6

    ኑፉዓት ቀጹሉዎ ኣጆኩም ደቂ ኤረይ

  • @salehseid5734
    @salehseid5734 5 лет назад +1

    ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ፍልሚ ኣጆኩም ኣይትሕመቁ # አንታይ አሉዋ #ካብ ንብልዕ ዛይንበዕ ይበዝሕ !! ኣየ ትንብራና ናይ ብሓቂ ንብራ ሂወት ኤሪትራዊ ትገልጽ #በጃኩም አልናኩም ዓድና ንመልስ በጃኩምምምምምምምም

  • @emamedia5051
    @emamedia5051 5 лет назад +62

    ብሃንቀወታ ክጽበያ ጸንሐ
    ላይክ ጽፍዕኩምኒ ሕለፉ

  • @abimoke7309
    @abimoke7309 5 лет назад +1

    ኣምላክ ምሳና ይኩን ኣብ ስደት ዘለና, ዓቢ ትምህርቲ እዩ, Nic job ጽብቅቲ ፊልም, ኣምላክ ይሓግዝ, Thank you ....

  • @AaronZeraiMilyoab
    @AaronZeraiMilyoab 5 лет назад +3

    ክብረት ኣማረ ብሉጽ ኣርቲስት ተስፋ ዘለዎ መምእሰይ

  • @amlakfkrieyu.meriy.7906
    @amlakfkrieyu.meriy.7906 5 лет назад +1

    ኢሳቆ ጅግና Mara kef aleka ቀጽሎ።
    ከይትምለስ ሕጸ ባዕሉ ይፈልጥ ነዛ Film nska eka temekra zeleka" ንኢሳቀይ-#like#ሃብሎይ እስከ።

  • @ቸልሲቸልሲ
    @ቸልሲቸልሲ 5 лет назад +23

    ኤማ ነቢዒካ ኣንቢዒካኒ

    • @godislord7762
      @godislord7762 5 лет назад

      Nay bahqi ab ethiopian zelo hiwet btaemi eka thzen

  • @eritreagreatgezavideos7683
    @eritreagreatgezavideos7683 5 лет назад +11

    ወዲ ሓወቦይ ማራ እዩ ኬፍ ዘለው ውድኡ ውዲ❤ ሃኒ ቀዲምክኒ ክምጥለኪ እየ እዲስ መጽኣ ሎሚ እማናጣል እያ 😃😃😃😃🤣

  • @ትግራይዓደይመለይኣለኩልኪ

    wawwww ኢሳቆ ቆንጆ ማራ ኬፍ ኣለካ
    ቀፅለሉ

  • @yemanesbhatu2351
    @yemanesbhatu2351 5 лет назад +10

    ኣንበሳ ወድ ሓውኣቦይ ብሩር ትመስል ቆልኣ ድኣ ከመይ ኣቢልካ ክትገድፋ ኣብዘለካዮ ርገጽ ኣጆኻ ፍቅሪ ሓያል ዩ

  • @MKT199
    @MKT199 5 лет назад +11

    Enka dahen maxkuem kxbyakum xenhe esk kmy wedi haboy zaftu like please 🇪🇹🇪🇷
    👇

  • @ynwaliverpool37
    @ynwaliverpool37 5 лет назад +10

    Wellcome Deki Eriy Yaho Ne Isako Seftu like

  • @kemlbeylbey715
    @kemlbeylbey715 5 лет назад +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኣዘናጋዒትን ምሃሪትን ናይ ብሓቂ።

  • @shushayadane4242
    @shushayadane4242 5 лет назад +4

    ዋው ደስ ኢሉኒ እምበር ቀልጢፍኩም ደበኽ 😍😍😍😍😍😍😍😍🌷🌷🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌹

  • @asterarayaaraya6943
    @asterarayaaraya6943 2 года назад

    I love issack and I feel bad for Ema and the best movie of the year 💕 bravo deki erey 🇪🇷❤️❤️❤️

  • @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ
    @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ 5 лет назад +117

    ከማይ ሑጉስ ሲ ኣብ ዓለም ይህሉ ዶ ይኸውን።

    • @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
      @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 5 лет назад +10

      ኣይትናወጽን'ያ ተዋህዶ *ሓጎስኪ መሊሱ ከም ማይ ይዛሪ*

    • @wediere4539
      @wediere4539 5 лет назад +1

      Alku Baley ሰብይተይ dihri 3 አመት tense ila tni maraye tehaguse lezoku

    • @janeetjaneet8531
      @janeetjaneet8531 5 лет назад

      @@wediere4539 waw enkae des belka mearey ane ewun hgusti eye e.r ymesgen

    • @rahsienterteiment1491
      @rahsienterteiment1491 5 лет назад

      Kulatna xbkti hagoski

    • @makdanatan1179
      @makdanatan1179 5 лет назад

      Ane alekulka😀😀😀😀😀😀

  • @selameytesfu5847
    @selameytesfu5847 5 лет назад

    Betami Abo kulu nger eyu .nebatey aykalkuin sedet Ak .bzukone Danke xebuk serah

  • @fre8932
    @fre8932 5 лет назад +4

    እዋይ ኣደይ ምዓረይ ጨጎራ ሒዙ መጺኡስ
    ፓስታ ቀሪባትሉ ክክክክክክ

  • @Henzepato
    @Henzepato 5 лет назад

    ኣታ ዛወዲ ሓዎቦይ ከተጸልለኒ ደልያ መሊሳ ዳመቀረት ትመጽእ እዛ ፊልም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ኣጆኹም ጥራይ

  • @እምና0530
    @እምና0530 5 лет назад +73

    አ ረ,, ወ ን ታ,,, ስውር,, ስ ፈ ት,, ጠ ፍ አ ኩ ም ና,, ዋ አ

    • @Yurda-uu6wn
      @Yurda-uu6wn 5 лет назад +1

      የቀኒየለይ ከይትሰንብድ ስዉር ሰፌት ጠፊአ እናበልኩ ብምዝካርካ የመሰግን

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 5 лет назад

      ruclips.net/video/vtRR6Z9fHuI/видео.html

    • @fatemaq9450
      @fatemaq9450 5 лет назад +1

      ሰውር ሰፈት ዘረኣይኹም ዓይኑኩም ይብራህ ወንታ & .....l.miss you

  • @senaynkulusemeyawi3564
    @senaynkulusemeyawi3564 5 лет назад +1

    Wedi hawebey 2 kumu shikorinata nice character keep it up I am so proud of you guys

  • @eritreahagerey6425
    @eritreahagerey6425 5 лет назад +17

    ኤማ ከብደይ በሊዕካኒ ለሚ'ስ፡ ኢሳቅ እሞ ነዛ Film መቀረት ከይንዋ ኣሎ።

    • @habunicefashionmodel5493
      @habunicefashionmodel5493 5 лет назад

      Nay bhaki anes anbieni 😢😢😢

    • @rvgfvhh5857
      @rvgfvhh5857 5 лет назад

      Meraka gdefo keytkeyd msana yhseheka Sdet

    • @orangeafrro586
      @orangeafrro586 5 лет назад

      Eritrea Hagerey ናይ ብሓቂ ኣክተር 'ዩ። እምበር፡ ብቐሊሉ 'ዶ ይንባዕ ኢዩ።

  • @eyasuteklit3733
    @eyasuteklit3733 5 лет назад +2

    Wedihaweboy mara eza film axebkiwa keep going bro

  • @عليعلي-د7ي2ج
    @عليعلي-د7ي2ج 5 лет назад +3

    ዋ እስኩም ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም እምበር ካልእ በዘየጣራጥር ። ምናዳ ዊንታ ሽኮር ዉድድድ በልሎይ

  • @ቃልኪዳን-ቀ2በ
    @ቃልኪዳን-ቀ2በ 5 лет назад +4

    እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ሙቁራት

  • @thegoal5873
    @thegoal5873 5 лет назад +3

    I love this film so much ❤❤❤❤😂😘😍🙏🙏🙏

  • @samitigray4537
    @samitigray4537 5 лет назад

    ወዲ ሓው ኣቦይ ኬፍ አለዎ ደቂ ኤረ ፃዓዱ ብትክክል ማራ እየ ዘድንቀኩም like እስከ በሉና

  • @ራህዋይምሰበልኩእንድየ

    ስላም ደቂ እሬ እዛ ዊንታ ክትፍተወካ መዓት የሆሽ ጣፍጭ ነሽ

  • @dawitraesu2011
    @dawitraesu2011 5 лет назад +1

    Ema nay bhaki serhiwa nice

  • @tatihara5892
    @tatihara5892 5 лет назад +7

    ዋው እዛ ፊሊም እዚኣ ከተጸልለኒ ደልያ ተዋሳእቲ ሓደ ካብ ሓደ ዘይበላለጹ ማራ ንፉዓት 100% ኢሳቅ ናይ ሕማመይ ግን ብሕጊ ከሓተካ አየ ብሰንኪ ሰሓቅ ድኻም ልቢ ኣለካ ተባሂለ ክክክክክል

  • @haregu1237
    @haregu1237 5 лет назад +6

    ዋውውው ያቆባ ግን ከፍ ኣለዎ ብሉጽ ተዋሳኣይ ኣበይ ኢዩ ነይሩ ወደይ ተሓቢኡ ነይሩ ወደይ

    • @haregu1237
      @haregu1237 5 лет назад

      ሶሪ ወዲ ሓውበይ ክብል ኢየ

  • @merhawiseltene3018
    @merhawiseltene3018 5 лет назад +3

    ኒ ልዋም ዝፈቱ ላይክ ይግበር like

  • @mekelleuniversity5095
    @mekelleuniversity5095 5 лет назад +1

    እዋይ ኣታ ከመይ ክጽብቁ like ግጨዩኒ ናይ መጀመርያይ እዩ

  • @ሓውሳሮንቁንጂተይ
    @ሓውሳሮንቁንጂተይ 5 лет назад +10

    ኩልኹም ፍትዋት እንዲኹም ከም ኤማ ጌረ ዝፈትዎ ካራክተር ግን የለን።

  • @eritreaforeritreanonly4280
    @eritreaforeritreanonly4280 4 года назад +1

    I just 😢 cry when Ama he cry 😭😭😭

  • @vivaeritrea8257
    @vivaeritrea8257 5 лет назад +10

    ኣታ ብሳሓቅ ቆሲለ ኢሳቅ ጽሉል ጌርካኒ በይነይ ይስሕቅ ኣለኩ ክክክክ

  • @merrymerry2356
    @merrymerry2356 5 лет назад +1

    ኤማ ብጣዕሚ ንፉዕ ኢካ 😍😍😥

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 5 лет назад +20

    እንካዕ ብሰላም፡መፃእኩም
    ደሃይ ስውር ስፌት ዝፈልጥ ዶ አሎ?

  • @herangaltigray8632
    @herangaltigray8632 5 лет назад

    ሃሃይ ኣታ ወዲ ሓወቦይ ሰሓቅ እኮ ቀቲልካና
    ማራ ኬፍ ዘለዎ ወዲ በል በል እዛ ንዓደይ ግልብጥ ክብልየ ትብል ዘረበካ ኣይትረሰዐያ መርዓካ ክንርእ እኮ ሃፂፅና
    🙏ብዝተረፈ ሰላምን ቅሳነትን ኣኣብ ዘለክምዎ ንኩለኩም ተከታተልቲ ነዛ ድራማን ሰራሕታን🙏

  • @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
    @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 5 лет назад +6

    *ወልካም ደቂ ኤረይ እንቃዕ ደሓን መጻኩም ንፍቅንፍቅ ኣብለኩም ቀንየ*

  • @liber1218
    @liber1218 5 лет назад +1

    Ama btami eza nay ade bahqi agoka kexlo btami xbuk serah

  • @adhanomgerye3622
    @adhanomgerye3622 5 лет назад +6

    ኢሳቆ ሞሕጎል ክክክክክ ንሃኒ ከይተፋርጋ ያ ኬፋ ኣለኩም ደቂ ሓዎቦታት

  • @nigistyhelibhalibi8319
    @nigistyhelibhalibi8319 5 лет назад +2

    Babaya mes bellkis nebea babaya my every thing my dad my life .my eyes .he is my every thing .sekorina you sayed the write thing.

  • @henyemu6044
    @henyemu6044 5 лет назад +8

    እቲ ኤማ ዝባሃል ሲካብደይ በሊዑኒ

  • @tsdatheshe9
    @tsdatheshe9 5 лет назад

    ያኣኪ ንደቂ ሓወባይን ሃኒ ዝሕቢ ላይክ ይህረም

  • @gghvvh2491
    @gghvvh2491 5 лет назад +10

    Wel Come ደቂ ኤሬ ፃዕዳ እንኳዕ ዳሓን መፃኩም #ንዊንታ ሽኬር ዝፋቲ like ሃቡኒ
    "" አረ ዊንታ ሱዉር ስፋት ደንጉክምና ዋእ ተሻቅልና ኮእ

  • @majorzekarias9854
    @majorzekarias9854 5 лет назад

    Wwww betima xubq tewsa so hiwet kema u gal yebka gal ka yebka so thanks

  • @ተስፉዝዓበየራኢዩ
    @ተስፉዝዓበየራኢዩ 5 лет назад +12

    ኤማ ማለት ናይ ብሓቂ ንጥበብ ዝተፈጠርካ ከይ ኮንካ ኣይ ክትተርፍን ኢኻ።

  • @EriMBH
    @EriMBH 4 года назад +1

    Senu is the best. I like her actions