Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Thanks TH! keep promoting Tigray's agenda & attack enemies conspiracies !Let's put Tigray at the heart of all our endeavors
ትግራይ ከይ ጠፈአት ደቂሶም አይሓድሩን
እሞ ንውድብ ድዩ ተኸፊሉ ትመስዋእቲ
ብንቅር ትበል ጥቅሚ ዘይብልካ መራሒ
ኣለኩ ማለት ጉጅለካ ኮነ ጉጅለ ጌታቸው ኣይተድልዩን
መልእኽቲ ፡ ን ኣቢይን ብልፅግናኡን !ህወሓት ፡ ብደምን ዓጽምን ጀጋኑ እምበር ፡ ብጭቃ ተጠፍጢፉ እተሃንጸ ውድብ ኣይኮነን ❤❤❤
Viva hwehat 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣዛብእ ምዃኖም ኣብ ቅድም ህዝብ ትግራይ ይደግምዎ ን ይደጋግምዎን ኣለው ።እግዚአብሔር ትግራይ ካብዘኦም ይሓልዎ !!God bless Tigray....
ብመንእሰይ ትግራይ ተንጠልጢልካ ናብ ፍርዲ ትቀርብ ኢካ ምስ ጉጅለካ ይኮኖ
ሰራቂወርቂ
ብትንበል
ቀዲምና ክነጥፈአኩም ኢና ረሳሓት ፀረ ትግራይ
ህዝቢ ንምድሓን ዘይኮነ
ጉጅለ ደብረ ፅዮን ዓርባዕተ ዓመት ሙሉእ ካብ ሸርሒ ወፃኢ ህዝብ ይኹን ውድብ ኣየድሓንኩሙን።
ካብ ውድብ ምድሐን አብሰቃይ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ምድሐንዶ አይሕሽን
Sad sad 😭
ኣይ ኣደመ ወትሮ ኣጀዉጀው!
How can you return the displaced people??? No idea! No power! No capacity to lead the brave but depressed people of Tigray
ኣብ ታሪኽ ህወሓት ምንም ዋላ ሓንቲ ግምገማን ውፂኢት ግምገማን ዘይተገበረሉን ዘይተርኣየሉን ጉባኤስ ታሪኻዊ ጉባኤ ገይርና ኢልካ ኣብ መድረኽ ተጠሊዕኻ ምዝራብ ዘይየሓፍር ፍጡር!!!
ዜናኩም ግን ሚዛናዊ አይኮነን እዚ RUclips ናይ ግምት ቁፃር እዩ ዝመስል
ዱሁል ዒንክልል ደብረፅንተት 2012 መወዳእታ ኣክቤ ገይሩ ነይሩ ኣብቲ ኣኬባ እንታይ ንግበር ዝብል ኔሩ መልሲ ካብ ህዝቢ ከመ መንግሲቲ ሃይለማርያም ኣይካኣልኩን ኢሉ ዝወረደ ንሱኩም እዉን ኣይከኣልኩምን ዉረዱ ኢለሞም ኣብዬም ኣፂንቶምና ካንሰር ዝኮነ ስርዓት
Ybojelka .. ...
ደብረ ጽዮን ጉጅለ ዝገብርዎ ዘለው ሥልጣን ወይከኣ ሕንፍሽፍሽ ዝብሃል አታሃሳስበኦም አደብ ክገዝኡ ምግባር ይግባዕ!!!
Danel ...... hasasse denzuzze
ብአኻ ብደብረፅዮን ትድህን ውድብ የላን ። ዐቕሚ የብልካን ህዝቢ ንምድሐን ዘይኮነስ ነብስኹም ንምድሐን ስልጣን ብተንኮልን ብሽርሒን ስልጣን አይጭበጥን ። ባይ ባይ ስልጣን አይትረኽቡዋን አማዕዲኹም ክትሪኡዋ ደአ የለን ይአክል
ጌጋ!* DDR ገና ተጀሚሩ ኣሎ፤ ኣይለመለአን!
ትግራይ ኣትያቶ ዘላ ኹሉ ሽግር በኣኻትኩም ኣብስልጣን ነበርኩም ብዝፈፀምኩሞ ድኽመት ምኻኑ ኣይስቖረኩምን ? ብዙህ ጊዜ ተነጊርኩም ን ህዝቢ ትግራይ ይቕረታ ሓቲትኩም ስቧኤ እትዉ ዘይግባእ ህውኸት ኣይትፀውዑልና ንዚ ጀግና ህዝቢ ዚ ደቑ ክንዲ ዝሃበ ደቑ ነዓኩም ሐንጊሮም ኣውፂኦም ንሳቶም መስዋእቲ ኸፊሎም ኣካሎም ኸፊሎም ግን ሰበስልጣናት ረሲእክሞ ስልጣን ነዓይ ነዓይ ክትብሉ ናብ ዝ ከፍአ ተጽድፉና ኣለኹም ህዝብና ለባም ኢዩ ዝሓለፈ ይ ኣ ክ ል ንደብሪፅ ስልጣን ንምምላስ ናብ ሕውከት ዛትው ህዝቢ ኣይክህልውን ኹሉኹም ተጋሩ ኹሉኹም ሕዋሕት ተኺእልኩም ተሓጋግዝኩም ስርሑ ተዘይኮይኑ ደብሪፅ ብዙሕ ብጌጋኻ ዋጋ ስለዝኸፈልና ይኾኖ ሕዚ ዘሎ ክንሪ ኦ ኻብ ዕግርግር ነፃ ኾይንና ደጊፍና ንር ኣ ዮ ናኣንቀፍካ ምውቃስ ይከቢድ ኢዩ ኣነ ኣነ ኣብ መረፃ ምስበፃሕና ይኹነልኩም
እዚኦም ምስ ጉጅለ ኢስያስ ዝሓበሩን ፥ ህዝቢ ትግራይ ዘባዕዱን ዘለው ሸፋቱ፥ ስለ ዝኮኑ ዕጫኦም ምስ ጉጅለ ኢስያስ ሓቢርካ ምጥፍእ ዩ
ውድብ፡ አህያባት።
ወድዛ ረሳሕ ንውድብ እሉ ኣይኮነን ተዋጉኡ ውድብ ውድብ ኣይትበል ዓሰርተ ግዜ ረሳሕ
ግደፎም እዞም ደናቁር ።
ምሳኻ ዘለው ተግርኛ ተዛረብቲ ጸላእቲ ስጉምቲ ውሰድ መጀመርያ ጸላእቲ ምሳኻ እናሃለው ነዚ ዝግበር ቃልሲ እንቅፋት ክፈጥር ይክእል እዩስለዙይ ደብሪጽ ህሰበሉ።
እዛ ሓደ ሓደ 'ኣፍካውያነሰ ኣሕባይ ኢኹም" ዝብሉና ጌጋ ድያ????
ንሳኻ ንባዕልኻ ብልጥጌ ኢኻ ቀፅለሉ
እዚ ሚድያ ናይ ግምት ግድዩ።ጉጅለ ደብረፅዮን ዘይኮነስ መራሒ ኦርጅናል ህወሓት እዩ።ህወሓትደብረፅዮን ፈጢርዋ ጌታቸው የጥፍኣ ኣሎ።
ዘይምልከቶ ዘረባ
ብዝደኸመ ውድብ ዝጠንከረ ቃልሲ ኣበይ ተገይሩ ይፈልጥ!ቅድም ሐዚ ታይ ዕሞ ዘይበልኩም ኣጀውጀዋት ካድረ ደረፍቲን ዘረፍቲን!
ወሬ.ብቻ መድሐኒት ተዛረብ😅
መራሒ ጉጅለ እንተይኮነስ አቦወንበር ህወሓት እዩ ዕሱበይ።
This media is toxic
ሓሰውቲ ናይ ስለ ም ቃልሲ እዩ ዝበለ
Merahi eti gugelie aitebele presidente woiane hezebi Tegrai bel keletie woiane zebahale yielen etom mecheberebereti esubate be seme woiane kechederu keaferune mene eyou kesebom zekieseru eyom.
ደስ ዝብል መድረክ
ዓመፅ ዶ እልክሞ ሰለማዊ ቃልሲ እዩ ዝበለ ኣይትሓስው
This guy must go away from leadership! He can counsel younger leaders. But, not to Getachew Reda and his team.
ገፅካ ይርሓቅ ለማስ:: ሎሚ በይንኹም ኢኹም ትሞትዋ ዕሸላት ኣትግብሩን ዝሞተልኩም መንእሰይ የለን::
ኣቱም ረሳሓት ደብረፅዮን ጅግና እንተኮይኑስ እቲ ብሰንኪ ውድቀት ደብረፅዮን ዝበዝፅሖ በደል ዳኣ ክትበፅሐኩም እያ ሱቅ በል ኣፍ ሽራራ ደብረፅዮን እተቅንዖ ዓዲ የለን እንትርፊ ዕንወት
ህዝቢ ትግራይ ዘፅነተ መልሓስ ጌታቸው ረዳ እዩ።
@@kiduteklebrhane62ደብረጸየን ብሐቂ ድዩ ወዲ መዲሕን በራድ ከድሕኖ
ክውር ኣያናጅግና ዶክተር ደብረፅዮን በርትዕ ናይ ጀጋኑ ጅግና❤❤❤
ንኣምላኽካ ንደብረፅዮን ስገድ፣
ሓሳዊን ቆርበትን እናሓደረ....
ኣይትተርባዕ ቀዳድ ትርቡዕ ሰላማዊ ቃልስና ነሐይል ምባልስ ዓመፅ ምፅዋዕ ዝኾነሉ ብምንታ ቋንቋ እንተተርጉሙ'ዩ? ዘርባዕ መደናገሪ።
ሓሳዊ።ዓመፅ ተፀዊዑ?
ደነዝ ሕወሓት እምበር ግዝያዊ ግምት መአዚ ጉባኤ አካይዱ
ንምንታይ ኢኻ እቲ ጉጅለ ኢልካ ትፅውዖ?
ትደልዮኦ ሞ ይዝንጋዓክን ኣቢይ ሓመድ ሲ ዓቕሉ ጸቢቡዎሎ ፋኖ ኩለን ከተማታት ተቛጻጺሩ ሓንቲ ሱጉምቲ ንቕድሚት ያ ተሪፋቶም ዘላ ሕጂ ቦሮም ቦጣዕ ኣይትበል። እንተተዓዊታ ጉጂለ ዶ/ ደብረጼን ያ ክትዕወት ጌታቸው በሎ ጻድቃን ንህዝቢ ትግራይ ደይኮነስ ናይ ኣቢዪ ከደምቲ ከምዝኾኑ እዩ ዝፍለጥ። እንተ ኒ ኤርትራ ግና ወስ ዝብላ ወይሉኡ። 😮😮😮😮😮❤🎉!!!
ፋኖ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ኣሕዋትናን ኣሐትና ዝፈፀሞ ግፍዒ ብሓድሓደ ሕማቓት ተጋሩ ዝተደገመ እንተኾነ እኳ ናይ ፋኖ ግፍዒ ግን ተጋሩ ኣይንርስዖን።
ምስ ፋኖ ይኹን ምስ ሻዕቢያ ዝሓብር ትግራዋይ እንተሃሊዩ ፍፁም ፀረህዝብ ትግራይ እዩ።
ሓቁ ገታችውማ ክሕዲናኮ
ሀሳዊ
መስዋአቲ መናኣሰያትናን ህዝብናን ንኮንቱ ኣይከውንን ዩ ህጂ ውን ትግራይ ትስዕር ሕወሓት መድሕን ህዝብና ኣጆኹም ሃገረ ትግራይ ሕዚ ያ ክትገሃድ ኣብ ጎንኩም ኢና ። ብልጽግና ምስ ኮራኩሩ ካብ ገጽ መረት ክጽረግ ኣለዎ
ናብቶም ገስረጣት ሚድያታት ትድመር ኣለካ ዓርስካ ክኣል ናይለክባጣትን ረሳሓት ወገን ከይትከውን
ኣንቱም ሰባት ሰለማውን ፖለቲካውን ቃልሲ ታይ ማለት ድዩ? ግደፍዶ ካሊእ ትርጉም ምሃብ። ብፍላይ ተማሂሪና ወይ ሕጊ በዓል ሞያ ኢናትበሉ????
እስኪ ነፃ ኮይንካ ዘግብ ዕሱብ
መዓዝ እዩ ናብ ዓመፅ ንእቶ ኢሉ መግለፂ ሂቡ? አረ ዜናኹም ኣስተኻኽሉ።ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልሲን ዓመፅን ኮ ይፈላለዩ እዮም።
ሓሳዊ በሎ ኢኻ ንሱ እዩ ዓመፅ ዝእውጅ ዘሎ ከዳዓት ንኸብድኹም ትሓድሩ
ዳኒኤል ብርሃነ እኮ ሓሽከር ጌታቸው/ምስሌነ ኣራት ኪሎ/እዩ። ከመይ ጌርኩም ከምንጪ ሓበሬታ ትገብርዎ?ጊዝያዊ ምምሕዳር እኮ ምስሌነ ብልፅግና እዩ። ኣምሓሩ ብዝበለፀ እናዓጠቁ እኒ ጌታቸው ድማ ንትግራይ ዕጥቂ የፍትሑዋ ኣለው።
ከማኻ ዝበለ ገልጣም ሪአ ኣይፈልጥን ሓሳዊ ናይ ቮድካቸው ጥራይ ካብ ተዳምቕ ድምፂ ህዝብኻ ዘይትኸውን ካሕዳም ተሓቢእኻ ዘይራእካ ሻዕብያዶ ገለዶ ካብ ትብል እቲ ብሄራዊ ክሕደት ዝፍፅም ዘሎ ካሕዳም ጉጅለ ፃድቃን ዋግኡ ክረክብ እዩ።
ኣይተሓስው ሓሰውቲ ብዛዕባ ሰለማዊ ፖለቲካዊ ቃልሲ ዝምልክት እዩ ዝተዛረበ እምበረ ብዛዕባ ዓመፅ ዝብል ቃል ዘረባ ኣይተዛረበን ሰለ ህዝቢ ዝተፋናቐከን ዝተሰደደን ምዝራብ ማለት ዓመፅ እዩ ድኹም እትብልዎ ዘለኹም ሰለ ዝኾነ ኣይትሓሰዊ
እቲ መልእኽቲ ስለ ዘይርደኣካ እዩ፣
ኣጀዃ ኣብ ጎንኻ ኣለና ናይ ትግራይ ሕማም ካንሰር ዝኾኑ ሓደ ጌታቸው ረዳ ክልተ ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ሰለስተ ረዳኢ ሓለፎም ካብ ሱሮም ከይተነቐሉ ትግራይ ኣይትሓውን
ኣይርደኣካን እምበር ንህዝብ ከድሕን ዝኽእል ሓሳብ ጀ/ል ፃድቃን ጥራሕ ኢዩ ፣ ኣብ 17ዓመት ናይ ህዝብ ትግራይ ዕጥቃዊ ቃልሲ ጀ/ል ፃድቃንን ሜጀር ጀ/ል ሓየሎምን ትግራይ ዘፍረየቶምን ዘበርከተቶምን ብሉፃት መራሕትን ጀጋኑን እዮም ፣ ሓየሎም ብሸርሒ ብሕማቓት ብፆቱ ምኽንያት ስእናዮ ፣ፃድቃን ድማ ኩርዓትናን ሓበናን ዝለዝኾነ ነኽብሮን ንኽተሎን ንሕብሕቦን።
Thanks TH!
keep promoting Tigray's agenda & attack enemies conspiracies !
Let's put Tigray at the heart of all our endeavors
ትግራይ ከይ ጠፈአት ደቂሶም አይሓድሩን
እሞ ንውድብ ድዩ ተኸፊሉ ትመስዋእቲ
ብንቅር ትበል ጥቅሚ ዘይብልካ መራሒ
ኣለኩ ማለት ጉጅለካ ኮነ ጉጅለ ጌታቸው ኣይተድልዩን
መልእኽቲ ፡ ን ኣቢይን ብልፅግናኡን !
ህወሓት ፡ ብደምን ዓጽምን ጀጋኑ እምበር ፡ ብጭቃ ተጠፍጢፉ እተሃንጸ ውድብ ኣይኮነን ❤❤❤
Viva hwehat 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣዛብእ ምዃኖም ኣብ ቅድም ህዝብ ትግራይ ይደግምዎ ን ይደጋግምዎን ኣለው ።እግዚአብሔር ትግራይ ካብዘኦም ይሓልዎ !!God bless Tigray....
ብመንእሰይ ትግራይ ተንጠልጢልካ ናብ ፍርዲ ትቀርብ ኢካ ምስ ጉጅለካ ይኮኖ
ሰራቂ
ወርቂ
ብትንበል
ቀዲምና ክነጥፈአኩም ኢና ረሳሓት ፀረ ትግራይ
ህዝቢ ንምድሓን ዘይኮነ
ጉጅለ ደብረ ፅዮን ዓርባዕተ ዓመት ሙሉእ ካብ ሸርሒ ወፃኢ ህዝብ ይኹን ውድብ ኣየድሓንኩሙን።
ካብ ውድብ ምድሐን አብሰቃይ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ምድሐንዶ አይሕሽን
Sad sad 😭
ኣይ ኣደመ ወትሮ ኣጀዉጀው!
How can you return the displaced people??? No idea! No power! No capacity to lead the brave but depressed people of Tigray
ኣብ ታሪኽ ህወሓት ምንም ዋላ ሓንቲ ግምገማን ውፂኢት ግምገማን ዘይተገበረሉን ዘይተርኣየሉን ጉባኤስ ታሪኻዊ ጉባኤ ገይርና ኢልካ ኣብ መድረኽ ተጠሊዕኻ ምዝራብ ዘይየሓፍር ፍጡር!!!
ዜናኩም ግን ሚዛናዊ አይኮነን እዚ RUclips ናይ ግምት ቁፃር እዩ ዝመስል
ዱሁል ዒንክልል ደብረፅንተት 2012 መወዳእታ ኣክቤ ገይሩ ነይሩ ኣብቲ ኣኬባ እንታይ ንግበር ዝብል ኔሩ መልሲ ካብ ህዝቢ ከመ መንግሲቲ ሃይለማርያም ኣይካኣልኩን ኢሉ ዝወረደ ንሱኩም እዉን ኣይከኣልኩምን ዉረዱ ኢለሞም ኣብዬም ኣፂንቶምና ካንሰር ዝኮነ ስርዓት
Ybojelka .. ...
ደብረ ጽዮን ጉጅለ ዝገብርዎ ዘለው ሥልጣን ወይከኣ ሕንፍሽፍሽ ዝብሃል አታሃሳስበኦም አደብ ክገዝኡ ምግባር ይግባዕ!!!
Danel ...... hasasse denzuzze
ብአኻ ብደብረፅዮን ትድህን ውድብ የላን ።
ዐቕሚ የብልካን ህዝቢ ንምድሐን ዘይኮነስ ነብስኹም ንምድሐን ስልጣን ብተንኮልን ብሽርሒን ስልጣን አይጭበጥን ።
ባይ ባይ ስልጣን አይትረኽቡዋን አማዕዲኹም ክትሪኡዋ ደአ የለን ይአክል
ጌጋ!
* DDR ገና ተጀሚሩ ኣሎ፤ ኣይለመለአን!
ትግራይ ኣትያቶ ዘላ ኹሉ ሽግር በኣኻትኩም ኣብስልጣን ነበርኩም ብዝፈፀምኩሞ ድኽመት ምኻኑ ኣይስቖረኩምን ? ብዙህ ጊዜ ተነጊርኩም ን ህዝቢ ትግራይ ይቕረታ ሓቲትኩም ስቧኤ እትዉ ዘይግባእ ህውኸት ኣይትፀውዑልና ንዚ ጀግና ህዝቢ ዚ ደቑ ክንዲ ዝሃበ ደቑ ነዓኩም ሐንጊሮም ኣውፂኦም ንሳቶም መስዋእቲ ኸፊሎም ኣካሎም ኸፊሎም ግን ሰበስልጣናት ረሲእክሞ ስልጣን ነዓይ ነዓይ ክትብሉ ናብ ዝ ከፍአ ተጽድፉና ኣለኹም ህዝብና ለባም ኢዩ ዝሓለፈ ይ ኣ ክ ል ንደብሪፅ ስልጣን ንምምላስ ናብ ሕውከት ዛትው ህዝቢ ኣይክህልውን ኹሉኹም ተጋሩ ኹሉኹም ሕዋሕት ተኺእልኩም ተሓጋግዝኩም ስርሑ ተዘይኮይኑ ደብሪፅ ብዙሕ ብጌጋኻ ዋጋ ስለዝኸፈልና ይኾኖ ሕዚ ዘሎ ክንሪ ኦ ኻብ ዕግርግር ነፃ ኾይንና ደጊፍና ንር ኣ ዮ ናኣንቀፍካ ምውቃስ ይከቢድ ኢዩ
ኣነ ኣነ ኣብ መረፃ ምስበፃሕና ይኹነልኩም
እዚኦም ምስ ጉጅለ ኢስያስ ዝሓበሩን ፥ ህዝቢ ትግራይ ዘባዕዱን ዘለው ሸፋቱ፥ ስለ ዝኮኑ ዕጫኦም ምስ ጉጅለ ኢስያስ ሓቢርካ ምጥፍእ ዩ
ውድብ፡ አህያባት።
ወድዛ ረሳሕ ንውድብ እሉ ኣይኮነን ተዋጉኡ ውድብ ውድብ ኣይትበል ዓሰርተ ግዜ ረሳሕ
ግደፎም እዞም ደናቁር ።
ምሳኻ ዘለው ተግርኛ ተዛረብቲ
ጸላእቲ ስጉምቲ ውሰድ መጀመርያ ጸላእቲ ምሳኻ እናሃለው ነዚ ዝግበር ቃልሲ እንቅፋት ክፈጥር ይክእል እዩ
ስለዙይ ደብሪጽ ህሰበሉ።
እዛ ሓደ ሓደ 'ኣፍካውያነሰ ኣሕባይ ኢኹም" ዝብሉና ጌጋ ድያ????
ንሳኻ ንባዕልኻ ብልጥጌ ኢኻ ቀፅለሉ
እዚ ሚድያ ናይ ግምት ግድዩ።ጉጅለ ደብረፅዮን ዘይኮነስ መራሒ ኦርጅናል ህወሓት እዩ።ህወሓትደብረፅዮን ፈጢርዋ ጌታቸው የጥፍኣ ኣሎ።
ዘይምልከቶ ዘረባ
ብዝደኸመ ውድብ ዝጠንከረ ቃልሲ ኣበይ ተገይሩ ይፈልጥ!ቅድም ሐዚ ታይ ዕሞ ዘይበልኩም ኣጀውጀዋት ካድረ ደረፍቲን ዘረፍቲን!
ወሬ.ብቻ መድሐኒት ተዛረብ😅
መራሒ ጉጅለ እንተይኮነስ አቦወንበር ህወሓት እዩ ዕሱበይ።
This media is toxic
ሓሰውቲ ናይ ስለ ም ቃልሲ እዩ ዝበለ
Merahi eti gugelie aitebele presidente woiane hezebi Tegrai bel keletie woiane zebahale yielen etom mecheberebereti esubate be seme woiane kechederu keaferune mene eyou kesebom zekieseru eyom.
ደስ ዝብል መድረክ
ዓመፅ ዶ እልክሞ ሰለማዊ ቃልሲ እዩ ዝበለ ኣይትሓስው
This guy must go away from leadership! He can counsel younger leaders. But, not to Getachew Reda and his team.
ገፅካ ይርሓቅ ለማስ:: ሎሚ በይንኹም ኢኹም ትሞትዋ ዕሸላት ኣትግብሩን ዝሞተልኩም መንእሰይ የለን::
ኣቱም ረሳሓት ደብረፅዮን ጅግና እንተኮይኑስ እቲ ብሰንኪ ውድቀት ደብረፅዮን ዝበዝፅሖ በደል ዳኣ ክትበፅሐኩም እያ ሱቅ በል ኣፍ ሽራራ ደብረፅዮን እተቅንዖ ዓዲ የለን እንትርፊ ዕንወት
ህዝቢ ትግራይ ዘፅነተ መልሓስ ጌታቸው ረዳ እዩ።
@@kiduteklebrhane62ደብረጸየን ብሐቂ ድዩ ወዲ መዲሕን በራድ ከድሕኖ
ክውር ኣያናጅግና ዶክተር ደብረፅዮን በርትዕ ናይ ጀጋኑ ጅግና❤❤❤
ንኣምላኽካ ንደብረፅዮን ስገድ፣
ሓሳዊን ቆርበትን እናሓደረ....
ኣይትተርባዕ ቀዳድ ትርቡዕ ሰላማዊ ቃልስና ነሐይል ምባልስ ዓመፅ ምፅዋዕ ዝኾነሉ ብምንታ ቋንቋ እንተተርጉሙ'ዩ? ዘርባዕ መደናገሪ።
ሓሳዊ።ዓመፅ ተፀዊዑ?
ደነዝ ሕወሓት እምበር ግዝያዊ ግምት መአዚ ጉባኤ አካይዱ
ንምንታይ ኢኻ እቲ ጉጅለ ኢልካ ትፅውዖ?
ትደልዮኦ ሞ ይዝንጋዓክን ኣቢይ ሓመድ ሲ ዓቕሉ ጸቢቡዎሎ ፋኖ ኩለን ከተማታት ተቛጻጺሩ ሓንቲ ሱጉምቲ ንቕድሚት ያ ተሪፋቶም ዘላ ሕጂ ቦሮም ቦጣዕ ኣይትበል። እንተተዓዊታ ጉጂለ ዶ/ ደብረጼን ያ ክትዕወት ጌታቸው በሎ ጻድቃን ንህዝቢ ትግራይ ደይኮነስ ናይ ኣቢዪ ከደምቲ ከምዝኾኑ እዩ ዝፍለጥ።
እንተ ኒ ኤርትራ ግና ወስ ዝብላ ወይሉኡ።
😮😮😮😮😮❤🎉!!!
ፋኖ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ኣሕዋትናን ኣሐትና ዝፈፀሞ ግፍዒ ብሓድሓደ ሕማቓት ተጋሩ ዝተደገመ እንተኾነ እኳ ናይ ፋኖ ግፍዒ ግን ተጋሩ ኣይንርስዖን።
ምስ ፋኖ ይኹን ምስ ሻዕቢያ ዝሓብር ትግራዋይ እንተሃሊዩ ፍፁም ፀረህዝብ ትግራይ እዩ።
ሓቁ ገታችውማ ክሕዲናኮ
ሀሳዊ
መስዋአቲ መናኣሰያትናን ህዝብናን ንኮንቱ ኣይከውንን ዩ ህጂ ውን ትግራይ ትስዕር ሕወሓት መድሕን ህዝብና ኣጆኹም ሃገረ ትግራይ ሕዚ ያ ክትገሃድ ኣብ ጎንኩም ኢና ። ብልጽግና ምስ ኮራኩሩ ካብ ገጽ መረት ክጽረግ ኣለዎ
ናብቶም ገስረጣት ሚድያታት ትድመር ኣለካ ዓርስካ ክኣል ናይለክባጣትን ረሳሓት ወገን ከይትከውን
ኣንቱም ሰባት ሰለማውን ፖለቲካውን ቃልሲ ታይ ማለት ድዩ? ግደፍዶ ካሊእ ትርጉም ምሃብ። ብፍላይ ተማሂሪና ወይ ሕጊ በዓል ሞያ ኢናትበሉ????
እስኪ ነፃ ኮይንካ ዘግብ ዕሱብ
መዓዝ እዩ ናብ ዓመፅ ንእቶ ኢሉ መግለፂ ሂቡ? አረ ዜናኹም ኣስተኻኽሉ።ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልሲን ዓመፅን ኮ ይፈላለዩ እዮም።
ሓሳዊ በሎ ኢኻ ንሱ እዩ ዓመፅ ዝእውጅ ዘሎ ከዳዓት ንኸብድኹም ትሓድሩ
ዳኒኤል ብርሃነ እኮ ሓሽከር ጌታቸው/ምስሌነ ኣራት ኪሎ/እዩ። ከመይ ጌርኩም ከምንጪ ሓበሬታ ትገብርዎ?ጊዝያዊ ምምሕዳር እኮ ምስሌነ ብልፅግና እዩ። ኣምሓሩ ብዝበለፀ እናዓጠቁ እኒ ጌታቸው ድማ ንትግራይ ዕጥቂ የፍትሑዋ ኣለው።
ከማኻ ዝበለ ገልጣም ሪአ ኣይፈልጥን ሓሳዊ ናይ ቮድካቸው ጥራይ ካብ ተዳምቕ ድምፂ ህዝብኻ ዘይትኸውን ካሕዳም ተሓቢእኻ ዘይራእካ ሻዕብያዶ ገለዶ ካብ ትብል እቲ ብሄራዊ ክሕደት ዝፍፅም ዘሎ ካሕዳም ጉጅለ ፃድቃን ዋግኡ ክረክብ እዩ።
ኣይተሓስው ሓሰውቲ ብዛዕባ ሰለማዊ ፖለቲካዊ ቃልሲ ዝምልክት እዩ ዝተዛረበ እምበረ ብዛዕባ ዓመፅ ዝብል ቃል ዘረባ ኣይተዛረበን ሰለ ህዝቢ ዝተፋናቐከን ዝተሰደደን ምዝራብ ማለት ዓመፅ እዩ ድኹም እትብልዎ ዘለኹም ሰለ ዝኾነ ኣይትሓሰዊ
እቲ መልእኽቲ ስለ ዘይርደኣካ እዩ፣
ኣጀዃ ኣብ ጎንኻ ኣለና
ናይ ትግራይ ሕማም ካንሰር ዝኾኑ ሓደ ጌታቸው ረዳ ክልተ ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ሰለስተ ረዳኢ ሓለፎም ካብ ሱሮም ከይተነቐሉ ትግራይ ኣይትሓውን