Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ህዝቢ ትግራይ ተጠንቀቅ ኻብ ዞም ንኽብዶም ዝሐድሩ ብልፅግና ትግራይ 😢😢😢
ክላኣ ወዲ ሃበርገር ኣብ መሬቶም ከይኖም ኢዮም ንግጅለ ዓመጽት ዝቃለሱ ዘለዊ ረሳሓ ንፍትሕ ንቃለስ ዳበልኩም ንፍትሕ ንዝቃለሱ ክትዕፍኑ ጡፍ
መንእሰይ አብ ምሕላዉ ትግራይ እዮ ዘሎ
ጉጅለ ጌታቸው ምስ ብልፅግና ሓቢሩ ትግራይ የፍርስ ኣሎ። ትግራይ ድማ ምስ ኤርትራ ሰላም ፈጢራ ትግራይ ክተድሕን፣ ወራር ኢትዮጵያ ክትምክት ይግባእ። መራሕቲ ህወሓት ከምቲ ዝሓለፈ ህዝቢ ትግራይ ብዘይሓጋዚ ከይተውቅዑና ከይተወድኡና። ሰላም ምስ ኤርትራ ወሳኒ ጉዳይ እዩ። ትግራይ ንሞድሓን ኣሽንኳይ መጋድልትና ዝነበሩ ሻዕቢያ ምስ ሰይጣን እውን ግምባር ምፍጣር የድሊ። ምስ ኤርትራ ውጥጥና ኣብ ዶብ ዝርከባ ቁሸታት እዩ። ኢትዮጵያ ግን ኣብ ዶብ እንተይኮነስ ማእኸል ትግራይ ኣቲያ ትግራይ ንምግዛእ፤ ኣይግዛእን እንተይላ ድማ ትግራይ ምፍራስ እዩ።
መን እዩ ጌታቸው ናይ ብልጽግና ዝገበሮ ስክ ኢልኩም ኣብዘይትፈልጥዎ ኣይትሓምብጡ ነዚ ህዝቢ ሰላም ሃብዎ ኣየናይ ሕዋሓት እዩ ንህዝቢ ሓሳቢ ዝኮነ ቲዘይኮነ ከ መን እዩ ስክ ኢልካ ምልታም ነውሪ እዩ ትግራይ ለውጢ ዘድልያ ሕጂ እዩ ንዘመናት ኣብስልጣን ምቅማጥ የብቅዕ።
ዘተደናገሩ መናእሰይና መልሰልና ፈጣሪ ኣቦይህወሓት ኣዶ ህዝብታት እያ❤❤❤
መጥፊእት ህዝቢይ ዶ
Voice of bandas
ሰሚዕኻዮም ዶ ኣታ ጃሱስ በዓል እዚ ሚድያ።
ምስለኔ ሸዋ ትግራይ ከምበርክክ ብእኒ ጌታቸው ከዳን መሳርህቱን መሬት ትግራይ ተያምለሱ እዚይ ምክፍፋል ፈጢሮም አደዳ ብልጽግና ኮይና።
አይ ረሳሓት ነኝሕድሕድክን ክትባላዑትግራይ ትባሀል ክትድምሥምሰስ ኢያ ወጃባት ሓቂ እንተሊኩም ክም ፍኖ አትኪልኩም ዝርይትዋግኡ ሓደ ሚሎን ህዝቢ አጥፊእኩም 52% መሬት ትግራይ አትሒዝኩም ትፍክሩ ቆማላት
መርቅኖ ነው የገቡት እነዚህ ሰዎች አይናቸው ያሰታውቃል
ተፀበይ መን ምዃኖም ትርእይ
Getachew+Abiy are the main enemies.
ጀጋኑ መናእሰይ ❤
Ymochekum deki abeyti
በልጠጌ ተነቃባቹህ ሲመች መቀለ ሲከፋሽ አዲስ ሀዳምቶት
ናይ ስዋ ዝተዋሐቦም ብልፅግና ትግራይ ካብ እንዳ ጫት ተአኪብካ መፂእካ አብ ሚዲያ ተጉርእ እተን ገንዘብ ምስተወዳኣ አብ ፅርጊያ ሐንጊ ትገብር እንዳ ግምት ሸያጢ አዶ ቀደሙ መራሒ ጌታቸው ግለት እንድዪ ናይአቦ ንመን ንሓቦ
ነብሶምን ታሪኾምን ዝፀልኡ ሰባት
Abiy must be loving this. He does not want the youth to attend university, create jobs, challenge his geno.cidal army, but squander their time on nonsense talk and fighting eachother. Sad.
ብልፅግና ዘሰማረዮም ጉጅለ ሬኢና ሎቋሙፅ ብሽም ሕዉሓት ናይ ትግራይ ህዝቢ ተወዲእና ሕዚ ዉን ሃለዉለዉ ይብሉ ኣለዉ ንመራሕቲ እከለ እከለ ኢልኩም ዳኣ ዘይትነቅፉ ተደሊኩም
tegarwani tornet bahlawi xeta elkum atikum qedem amhara oromo gambela afar somali eyom ms Eritrea zwagulkum nerom hiji beynkum tornet entay kemzmesl riekmwo temahirkum ktkonu tesfa ngebr
እዞም መናእሰይ ኢና ዝብሉ ዘለው ሰባት ዝብልዎ ዘለው አነ አይተረደአንን እቲ ደላይ ኩናት ዝብልዎ ዘለው አካል መንእዩ ንህወሒት ይወቅሱ ከምዘለው ይርደአኒ አሎ ዋእ እሞ ህወሒት ዶ ኩናት ፀዊዑ እዩ አበይ ዝነበሩ በሓማት እዮም ንምንታይ ወሰን ወሰን ትብሉ ምስ በዓል ጌፃበ ብልፅግና ኢና ዘይትብሉ
I am Agree with you TDF🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
well Come ❤😍❤
ዲያስፖራ ኣብ ጎኒ ደላይ ለውጢ መንእሰይ ኣለና ብሓሳብ ብገንዘብ ንሕግዝ ኢና
ፈራሕ ጃጃዊ መዓዝ ተዋጊኢኻ
ለኽባጥ ሞንጆሪኖ ባ ተዋጊአ ካድረ
እዛ ጉጅለ ጅግና ኣይትፈቱን እዞም ዝማጓትዋን ካብ በረኻ ጀሚራ ቀቲላቶምን ኣባሪራቶምን እያ ቀታሊኦም ዘይፍለጥ ብዙሓት ጀጋኑ ካብ ካሎት ዞባታት ንፈልጦም ካብ ሃገር ክባረሩ ዝተገበሩ ንፈልጦም ኣብ ኢትዮጵያ ብዙሓት ጀጋኑ መራሕቲ ተጋሩ ኣባሪራ ሓሰውትን መሃይማትን አሰሊፋ ትግራዋይ ክፅላእ ጌራ ጉጅለ ስብሓት ኩሉ ትግራዋይ ብኣልማሚት ከም ደቂ ስብሓት ትግራዋይ ተጨፍጪፉ
የቐንየልና መናእሰይ መቐለ። ጉጅለ ኣደመ[ ጉጅለ ድሕረት] ኣብተን የማነ ፀጋም ዘይርደኣንን ናብራ ዘጓነየተን ኣንሽቲ ዓሪዱ ይርከብ። እዚ ብጀካ ህርፋን ስልጣን ካልእ ዋኒን ዘይርድኦ ጉጅለ በለፅን ወካሊ ዳይናስቲ ሓደ ቁሸትን ካብታ ከም ቁርዲድ ዝለገበላ ቁሸትን መንበርን ክነራግፎ ኣለና።
በአል መነፀር ነፋጥ ኢካ ናይትምህርቲ ካሪኩለም አይኮነን እቱችግር ችግርካ ደቂ አድዋ እዮም ነፅሎም ጉንዲ ርእሲ
ሰምዕዎም እዞም ከዳዓት ጃፓን ኣመሪካ ብቦምብ ደብዲባ ኣመሪካ ፀላኢተይ ኣይትብልን እንታይ ማለት ከምዝብሉ ዘለዉ ዝወድኡና ሽሞም ኣይነልዕሎም ይብሉ ኣለዉ።
ካብ ሕውሓት ዘይሐሽ የለን
ታሐቢእኻ ዝነበርካ ጠላም ኩላ ክንደይ ኢኹም ክትክፈሉ
Jeginu
ጅጋኑ መንእሰያት ሎሚ ንለቢም ንሕና መገልገልት ናይ ሓደ ፓርት ግጅለ ጥፋኣት ኣይንኮውን ኢና ።
በሐቅጊን ተጋድልካ ድኻ ለመስ
ህዝቢ ትግራይ ተጠንቀቅ ኻብ ዞም ንኽብዶም ዝሐድሩ ብልፅግና ትግራይ 😢😢😢
ክላኣ ወዲ ሃበርገር ኣብ መሬቶም ከይኖም ኢዮም ንግጅለ ዓመጽት ዝቃለሱ ዘለዊ ረሳሓ ንፍትሕ ንቃለስ ዳበልኩም ንፍትሕ ንዝቃለሱ ክትዕፍኑ ጡፍ
መንእሰይ አብ ምሕላዉ ትግራይ እዮ ዘሎ
ጉጅለ ጌታቸው ምስ ብልፅግና ሓቢሩ ትግራይ የፍርስ ኣሎ። ትግራይ ድማ ምስ ኤርትራ ሰላም ፈጢራ ትግራይ ክተድሕን፣ ወራር ኢትዮጵያ ክትምክት ይግባእ። መራሕቲ ህወሓት ከምቲ ዝሓለፈ ህዝቢ ትግራይ ብዘይሓጋዚ ከይተውቅዑና ከይተወድኡና። ሰላም ምስ ኤርትራ ወሳኒ ጉዳይ እዩ። ትግራይ ንሞድሓን ኣሽንኳይ መጋድልትና ዝነበሩ ሻዕቢያ ምስ ሰይጣን እውን ግምባር ምፍጣር የድሊ። ምስ ኤርትራ ውጥጥና ኣብ ዶብ ዝርከባ ቁሸታት እዩ። ኢትዮጵያ ግን ኣብ ዶብ እንተይኮነስ ማእኸል ትግራይ ኣቲያ ትግራይ ንምግዛእ፤ ኣይግዛእን እንተይላ ድማ ትግራይ ምፍራስ እዩ።
መን እዩ ጌታቸው ናይ ብልጽግና ዝገበሮ ስክ ኢልኩም ኣብዘይትፈልጥዎ ኣይትሓምብጡ ነዚ ህዝቢ ሰላም ሃብዎ ኣየናይ ሕዋሓት እዩ ንህዝቢ ሓሳቢ ዝኮነ ቲዘይኮነ ከ መን እዩ ስክ ኢልካ ምልታም ነውሪ እዩ ትግራይ ለውጢ ዘድልያ ሕጂ እዩ ንዘመናት ኣብስልጣን ምቅማጥ የብቅዕ።
ዘተደናገሩ መናእሰይና መልሰልና ፈጣሪ ኣቦይ
ህወሓት ኣዶ ህዝብታት እያ❤❤❤
መጥፊእት ህዝቢይ ዶ
Voice of bandas
ሰሚዕኻዮም ዶ ኣታ ጃሱስ በዓል እዚ ሚድያ።
ምስለኔ ሸዋ ትግራይ ከምበርክክ ብእኒ ጌታቸው ከዳን መሳርህቱን መሬት ትግራይ ተያምለሱ እዚይ ምክፍፋል ፈጢሮም አደዳ ብልጽግና ኮይና።
አይ ረሳሓት ነኝሕድሕድክን ክትባላዑ
ትግራይ ትባሀል ክትድምሥምሰስ ኢያ ወጃባት ሓቂ እንተሊኩም ክም ፍኖ አትኪልኩም ዝርይትዋግኡ ሓደ ሚሎን ህዝቢ አጥፊእኩም 52% መሬት ትግራይ አትሒዝኩም ትፍክሩ ቆማላት