I know Yemane since 1984 (1992) . He devoted his life for humanity. But while working he should have considered the issue of transparency and accountability.
Getachew Reda and Debretsion can’t solve people’s of Tigray and individuals. As solution, call discussion meetings through organizing children were of him and in good positions of
ናይ ብሓቂ ሰናይ ዝገብር ሰብ ክሕገዝ ይግባእ
አንገሶመ ሐወይ አንታ ጀግና ዘንግዕኻ ሚድያ ዘይምክፋትካ አነሰ ኹሉ ግዜ እየ ዝሐስበካ ናይ ቀደም ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ሕጂ ውን እዞም ጀጋኑ ተጋደልቲ ሚድያ ዝአኑ ብምፃእኻ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ🎉
አንጎሶም ፅቡቕ ስራሕ ትሰርሕ አለኻ ቐፅለሉ።
ኣቦና ኣጆካ ኣብ ትግራይ ትኩረት ገርካ ስራሓ ተስፋ ከትቆርፅ
አጁኩም ሃውና እግዚአብሔር ንዝተበደለ ፍትሂ የውጽእ አጀኩም እግዚአብሔር ጽንአት ይሃብኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አንገሶም አብርሃ Best journalist of tigray
ክብሪ ይግበኣካ ኣንገሶም ሓዉና 🙏
I am testimony that I grew up in wukro elshadai and changed my life physically, mentally spiritually, and 10q God through elshadai.
አንገሶም ሕጂ ፅቡቅ ስራሕ ሰሪሕኻ። አቦና አጀኹም ።
መአዚና ኢና ሓቢርካ ምስራሕ ክንምሃር መሕዘኒ እዩ። ን34 ዓመት ዘገልገሉ አቦ ናብ ስረሆም ይምለሶም ንህዝቦም የገልግሉ ብጣዕሚ ኣቕሚን ክእለትን ዘለዎም ነበረታታዕ 💔💔💔
ትግራይ መንግስቲ የብላን ግን አጆካ ሐቂ ሐቂ እያሞ ክትዕወት ኢካ 💛❤️🙏
Great job Angesom, ብዙኾነይኹን #ፀለመ ይኹን #ደገፍ ገበርቲ ሰናይ ትግራይ ኸምዙይ ገይርኻ ምቅራብኻ ብጣዕሚ ክተባባዕለለዎ እዩሞ ቀፅለሉ። ንፍርዲ ካብ ኽልቲኡ ወገን ሰሚዑ ዝመሰሎ ክህብ።
Thank you on time media; please continue to reveal the truth.
I liked this guy. Justice for Ato Yemane!
እበር ኤልሻዳይ ድርጅት ፅቡቅ ሰሬሑ ዝተለወጡ አዕርክተይ አለዎ እዮም
አየ ትግራይ ዓደይ በላዒት ሰብኪ😭
#ዘ-ፅኣት ዝብሃል ቫይረስ ሓድነትናን ዕብየትናን ቁ-1 ተጠያቂ እዩ።እዚ ወላዲ ኣነ ንፈለማ እዋን እየ በዚ ዝርኦ ዘለኩ።ሓቅነቱ በዚ ሚድያ እንትርኦ ብሓቂ ንህልንኡ ዝነብር ቅኑዕ ትግራዋይ ሰብ እዩ።
ቆማል ዘ-ፅኣት ጀግና እዩ።ፀረ ድሕረትን ጉሕለትን❗️
ግርም ስራሕ ቀፅለሉ ኣንገሶም።
ከምዚ ክትሰምዕ ከለካስ ተስፋ ትቆርጽ ጹቡቅ ንክትገብር ትፈርሕ.... he is my herro
ኣየ ትግራይ ትገርም መሬት
Tnx age bro
ቀጽለሉ አግሽ❤❤❤❤
እቶም ጠሊሞምኒ ዝብሎም ዘሎ ኣምሓሩ እዮም። ብትግራዉነቱ እዮም ዝክሕድዎ ዘለዉ። ምሰሰገመነሠ ኣድጊ ርጊሒት😢።
ዝገርም እዩ
ኣምሓሩ ኢዮም ከምኡ ዝገብሩ ዘለው ጉራሕ ትግሮዋይ.....
ኣብዚ ሕዚ እዋን ትግረዋይ ምኳኒካ ዘሕፍር እዋን በፅሕና ኣለና ምክኒያቱ ትግራይ ብዚፀልኡ ካሕዳማት ተመሊኣ ኣላ ሰብ ክኪሰስ ከሎ ብተባሃለ ብዝብል ዘይኮነስ ብማስረጃ ክከውን ኣለው ተጋሩ ኣብዚ እዋን ካሕዳማት ኮይና ኣለና
❤❤🎉🎉
ajoka kubur hawina God help you.the truth will prevail.
ኣንጎሶም ኣምሓርኛ ኣይትሕወስ
🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
መሕዘኒ እዩ ናይ ትግራይ ነገር
እዚ ሰብኣይ ዘይርስዖ ኣብ ኤልሻዳይ ይትረፍዶ ገንዘብ ክቅበለና ነቶም ገንዘብ ዘይነበሮም ኤርትራውያን ብነጻ እዩ ዘብልዖም ኔሩ ፈጣሪ ሓቅነትኩም ይርአ ሓላል ኣቦ thanks 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I know Yemane since 1984 (1992) . He devoted his life
for humanity. But while working he should have considered the issue of transparency and accountability.
It's very interesting....thanks a lot. Heartbpreaking story. ...we will be beside you. I thought the organization was criminal NGO.....
ክትፈርድ መፀገሚ እዩ ግን ብዝዓባ ኤልሻዳይ ካብ ፅቡቕ ሕማቕ ትሰምዖ ይበዝሕ ተደጋጊማ ትለዓል ነገር ድማ ኣብ አ.አበባ ዝነበሩ ተጋሩ ለመንቲ ብስሞም እግሪ መትከሊገንዘብ ተቐቢሉ ኣብ መቐለ ኣምፂኡ ደርቢዩዎም ተባሂሉ ይሕመ 😢ኣብ ዕፅዋን ክባን ድማ ልገደደ ፅቡቕ ስም የብሉይ😢
keep it up Mr. Angesom❤❤❤
Thank you, I will
🎉🎉🎉🎉🎉
መንበረ ሰላማ ናይ ባእላ ሕግን ሥርዓትን አለዋ ዘሐወይ አብ ዘይ ስራህኻ አይትእቶ
ኣንገሶም ክብረት ያሃብካ ኣቶ ያማነ ዝብልዎ ዘለዉ ነገር ትኽክል እንተኾይኑ ትግራይ ኣብዝሕዚ ወዲቃቶ ዘላ ውድቀት ሓደ ምኽንያት እዩ ከምዙይ ዝበለ ኣከያይዳ ካብ ቅድስቲ ትግራይ ዓዲ ብቁልጡ እንተዘይተወጊዱ ዝባኣሰ ጥፍኣትን መከራን ይፅበየና ኣሎ እሞ ምስ ከማኻ ዝበሉ ፈተውቲ ህዝቦን ዓደሙን እቲ ሓቅን ነቲ ኣብ ዓብዪ ሽግር ወዲቁ ዝኒሀ ህዝብናን ኣድሕንዎ ሞት ኣይቀርን ታሪክን ፅቡ ስራሕን ግን ነባሪ እዩ'ሞ ዘይመውት ታሪክ ስርሑ ክቡር እግዚአብሔር ያሓግዝኩም🙏
❤🇪🇷💙
ናይ ኢትዮጵያ ፍቕሪ ክሳብሐዚ ኣይወፀልካን
አይተ የማነ ሰናይ ሰብ እዩ 1996 ኤልሻዳይ ቤት ምህርቲ አብ ናይ ህጻናት ብእዋኑ አይአተኹን መዝገብትውን ግዜ ሓሊፉ አለን አብየናነ የመ ግን ትሕትና ብዝተመልኦ ሰነስርአታዊ ለዝኡ አዮኺ እዚ ወደይ በቢ ብምባል ሞራለይ ብምሕላው ንብአተይ ሐብሱ ንወደይ ናብ ኤልሻዳይ ቤት ትምህርቲ አእቲዪለይ አዚየ ክብሪ ዝህቦ ፉጡር እዩ የመ ሓወይ ክቡር እኻ ዝመጸ ፈተና ከየሰኩነካ አምላኽ አሎ ምሳኻ። ክቡሮም ወደዮይ ተባረኽ መአረይ።
Gowez
❤❤
Ayoka ayaway haki hzka ab mengedi hars ane ferihe zeleku bzom bog abilom zhshyu egziabher keygmtlena 😢
ሓቂ ግዜ ይነዉሕ እምበር ወዲቃ አይትወድቅን
እዚ ስብኣይ ግን ብዙሕ እዩ ሰሪሑ::ቅኑዕውን እዩ ዝመስል::ሐሕማቑ ምዝራብ እንዳቐንዐና እዩምበር::
Eritreans let’s do our part to this Genius father to help him to get back to his feet
Share ክገብር እየ ዝብል እስኪ❤
🎉🎉🎉
❤
Good job to bring him in here. It would be best had it been Angesom come having serious data to sort out the truth
መናእሰያት ካብ በረንዳ ኣተሲኡ ናይሰነልቦና ስልጠና ብምሓብ ብምቅፃል ናይ ስራህ ክሕሎት ብዝተፈላለየ ሙያ ብምስልጣን ሂወቶም ዝለወጡ ብዙሓት እዬም እሞ ክምስገን እዪ ዝግቦኦ እድመን ጥእናን ይምንየሉ በዚ ኣጋጣሚ ሰላም ክብሎ ይፎቲ
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኤልሻዳይ👉ውቅሮ ጥራሕ አይኮነትን ትግራይ
ብሐፈሻ ንኢትዮጵያ እምበር ንትግራይ አይሰርሐን
አንገሶም ክብሪ ይግበአካ እንተ ናይ ተጋሩ ነገር ግን ኮይኑና ድዩ እንዳ ተመናጨትና ክነብር መርገም
Anes eti AYANA hezi eye astawuseyo Adey 3 te ahwat hadigatna kab alem tefelya ane bakal keyde teykeyo eshi gn masreja wereket amtse elni nay adi mndb neger lmmskar 6 werhi amalalisomni eyom mahberawi bet frdi kabu wedia keyde hezi bajet yeblnan dengiki elomni ebey btaemi tuuy Aya eyu ❤
ጠረጴዛ ይቀሪዩ
🎉
ንምንታይ ድኣ ኩሎም ቤተሰቡ ገይርዋ ዛድርጅት ስለዚ እዚ ሰብ ዝኾነ ነገር ኣሎ።
ኣይ ትግራይ ዓደይ በዳሊት ንከዋኒኣ ምዓዝ ኢኪ ትልብምዮ?
ንሕና ንትግራይ ምንም ስለዘይ ሰራሕኻ አይንተሐባበርን አብ ዝሰረሕካሉ ዓዲ ኪድ ጥፍእ
please እቲ ናይ ኤርትራ ስደተኛታት እና እታ ናይ ዲያስፓራ አከባቢ ናይ ገበሬ መሬት ዝዘረፈን ጠይቆ!
Nay gebere mert ayzerefen yegdas almiewo wey sirhu wey asrhu
When Tigaru come to Europe and America they hold eritrean ID. What is the problem if he helps them
ግልፂ አይኮነን....in milions dolar እናመሓደርካ ንብረት የብለይን ማለት unbelievable
ብዛዕባ ኤልሻዳይ ብዙሕ ምበልኩ (ብመርቶዖታት) ግን ድሓን ግን ኣቶ የማነ ስለዘሕዘንነኒ ካልኣይ እቲ ድርጅት ክጠፍእ ኣይደልን።
እስቲ ኣብ ንኻልኣይ ጊዜ ትዕድሞ እንተኾይንኻ እቲ ናይ ዓፋር ፕሮጀክት መን ቀሪፅዎ በሎ
አብ አዳማ አውን ሚዲያ ምካዝን ከፈቱ ብዙሕ ሽም ይጥፋአ ኒረን ይህዝን 😡 ግን ዝካልካዮ ሥራሕ ትግራይ ትድልይካ አያ 🎉
ኢት"ያ ሹማ ንምጽዋዕ ንባዕሉ የሐመና አሎ።ዓኽኽኽ!!
የማነ ንምንታይ ከምትህሽው አይርድአኒይ 81 ዓ,ም አብ መቀለ ታይ ትሰርህ ከምዝነበረ ይፍለጥ ሀሳዊ ድራማ አይትስራህ
እዚ ሰርሕኻ በሎ ካብ ብደፈና ስም ክተፀልም
ካበይ ዘምፃኻዮ ገንዘብ ናይ ህዝቢ ገንዘብ እዩ አይተጭበርብር
እዚ ኹሉ ግፍዕን ጭካነን አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝወረደ ታሪኽ ተረሲዑ አብ ነንሕዲኦም ንስልጣን ዝባላልዑ ዘለው ሱሱዐት መራሕቲ እዚ ዘስካኽሕ ታሪኽ ዘኪሮም ምሓፈሩ።
ዋላ ፍርቁ በሊዖም ፍርቁ ነቲ ድኻ እንተሂቦምዎውን ፅቡቕ እዩ::
ንመንበረ ሰላመሠ ንህዝቢ ትግራይ ልበሐ ተገዲኡ እዩ እሞ ክነፃናንዖ ኢና ኢሎም ነይሮም እሞ ንምንታን ደአሠ ዘይ ጀመርኩም። መፅብዐሠ ጥራሕ ድዩ ኢልካ ሕተተለይ ኣንግሻ።
ኣብ ትግራይ ዘሎ ቅትለት ሰብ ከ እንታይ ይስመዐኩም ብከመይ ከ ክተወግድዎ ትክእሉ። ኢልካ ሕተተለይ ንመንበረ ሰላማ
ንባዕሉ ዘይተለወጣ ድዩ ብሄርብሄረሰባት ክልውጥ ድክም ነይሩ ኣየ ትግራዋይ ዝሕቱል ሓንጎል
ተጋሩ ሓሳዳት ሓሰውቲ መፀለምቲ ሰብ ፎእ ከመይ እየ ቅድሚ ሐዚ ዝኮርዕ ነይረ ትግራዋይ ምኳነይ 😥😥😥😥😥😥😥😥😥ነዚ ዓብዩ ለባም ሰብኣይ ዶ ተፀልም 😥😥ዶክተር ዘፃኣት ሓሳዊ ቀታሊ ሰብ ነዚኦም የፀልም 😥😥😥ዘፃኣት ፀልማት የንብርካ ዕድመካ ፀለሎ ይከደን ለዛይ😥😥
ኣታ ዱሁል ረሳሕ ኪድ መንነትካ ቀይር ትግራውነት ብዙሓት ብፆትና ዝቀበርናሉ ዝባሃግ ማንነትዩ ኣፍካ ኣደብ ግበረሉ
Getachew Reda and Debretsion can’t solve people’s of Tigray and individuals. As solution, call discussion meetings through organizing children were of him and in good positions of
Way eneaka twuldi bhshetn btsergin ztemereke😢
His none profit projects has been like TPLF companies instead of working in TIGRAY, isn't interesting?.....
Westam
ኣቱም ኣብዙ ኮሜንት ትፃረፍ ተነፎሑ ሕራይ ክንድናዮም ስርሑ ሓሰውቲ😊
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፕሊስ ኣሕዋተይ
Adi wudb mndb ab 05 fuluy smu gotera zbehal bota anhna btmet endatemendebna Sunday meret fihirom enakeberi bayney ria eye ane kmskrelka eye Aya kab mekelle😢
ዋይይ ኣቶ የማነ to be honest ከምዚ ሰብኣይ ዝበለ ቅኑዕን ናይ ለውጢ ሰብን የለን ብዙሕ ክልውጥ ዝክእል ሰብ እዩ ብሓቂ ዓቅሚ ዘለዎ ሰብኣይ እዩ ...ግን ኣነ ብደምቢ ይፈልጦ እየ ኤልሻዳይ ውሽጦም ዘዕበዮምን ብጥቅሚ ተደሊሎም ጥቅሚ ዝጎደሎምን እዮም ስሙ ዘጥፍእዎን እቲ ድርጅት ተዘይበላዕናዮን ዝብሉ እንመን ምኳኖም ንፈልጦም ኢና ...ግን ደሓን ግዜ ተገልባጢ እዩ እዚ ክንርኢ እኳስ በቂዕና ደሓን ኳን ትግራዋይ ንዝሰርሕን ፅቡቅ ንዘሎን እናዓንቀፈ ክሳብ መዓዝ እዩ ግን 🤔
ብዝኮነ ኣቶ የማነ ኣጆካ ናይ ሆቴል ወይ ንቀለብ ዘድልየካ ነገር ተሃልዩ ኣብ ጎንካ ኣለና ቅንዕናካን ፅቡቅ ስራሕካ ንፈልጥን ኣለና
Etom deku ewn akribom emo hasabom yihabu, ezi sibiay ane biwegeney ayamenkuwon mikinyatu kab mejemerta jemiru ab plotica atiyu metkemi halefti kemzinebere kab baelu zitezarebo miridae yikal eyu.
ምክሳስ አይኮነን ዋላ ይስቀሉካ ጨናዊ ትግራዋይ ኮይንካ ንትግራይ ዘይትኮኑ ሑሱራት ብትክክል ደኣ ከኢትዮጵያ ወጣት ለዊጥኩሞም አብ ትግራይ ተመሲርትካ ዶ ንሽዋ ወጣት ተስልጥንን ትልዉጥን ኢካ አነ ይፈልጥ እየ አብ ቦሌ እዩ ነይሩ ቢሮኦም ብሰባሰብ ደቂ ርኩባት እዉን ብሰባሰብ ይምዝጉቡ ነይሮም ኣባይ ግድብ ምቴክ ተቆፂሮም ዝሰርሑ ዝነበሩ ኩሎም ኤልሻዳይ ዝሰልጠኑ እዮም
ኤልሻዳይ is doing human smuggling .
ኣንታ ወዲ ንኢትዮጵያ ትብል ንስካስ ኣበይ ዲካ ትነብር ዘለካ?ንካልኦት ክልላት ኢትዮጵያ ዘይትብል ትግራይውን እኳ ሓንቲ ክል ኢትዮጵያ እያ ኣየ ዘይምፍላጥ ክሓስም
እዚ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ብምዝራቡ ፅቡቅ ነገር እዩ ብዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ክሰራጮ ኣለዎ ህዝቢ እቲ ሓቂ ክፈልጦ ህዝቢ ክሕግዞ ኣለዎ f.b tik tak yotub ክጨናነቕ ኣለዎ በቃ እቲ ድርጅት ኣብ ሓደጋ ከም ዝወደቐ በቲ ዝነበረ ኩነታት ተጠቒሞም በዘይጋዉን ምስ ፊደራል መንግስቲ ርክብ እናገበሩ ከጭበርብሩ ለይትን ቀትርን ነቲ ድርጅት እናፀለሙ ነቲ ወርቃዊ ታሪኽ ዘለዎ ድርጅት ታሪኹ እናፀለሙ ይርብሹ ኣለዉ ኢልካ ብስሩ ክሰራጮ ኣለዎ ብድሕሪኡ ህዝቢ ተፈሊጥዎ መንግስቲ ምንም ክብል ኣይኽእልን ንሕና ዉን ክንሕግዝ ኢና ኣጆኻ በሎ ተስፋና ኤልሻዳይ እዩ 🙏
Achberbari eyu zimesil leba
He is a lier bro
እቶም ደቀይ ዝብሎም ዘሎ ሰባት ኣብ ሓድነት ፖሊስ ጣብያ ልዕሊ 2 ወርሒ ብዘይ ምንም ጥፍኣት ጉቦ እንዳኸፈለ ንኽእሰሩ ጌሩዎም እዩ He is a lier
ኣቲ ናይ መሬት ዶንጎሎ ከ
ትግራዋይ ኣዝዩ ፃዕራም እዩ። ርኩሳት መራሕትና ንትግራይ ገዲፎም ንብሄረሰባት ንክስራሕ ይደፍኡም።
የመነ ሓሳዊ ዝሰራሕካዮ ሰናይ ነገር ፅቡቅ ኮይኑ። እንተኮነ ንስካ ይኩን ስድራቤትካ ኣዝዮም ሃብታማት እዮም። ይፈልጦም እዩ።
እቲ ዉቅሮ ዘሎ ትካልካ ኣዝዩ ፅቡቅ እዩ። ልምዓቱ ይኩን ቤትምርቱ ፅርየቱ እንተኮነ ግና እቲ ሒዝካዮ ዘለካ ደንከል መሬት ነቲ ሓረስታይ ግቡእ ካሕሳ ኣይካሓስካን ክስካብ ሌሚ ቅሬታ እንሄዎም እዩ።
ካብኡ እዉን ነቲ ድርጅት ዘማሓድሩ ዘለዉ ሰበ ስልጣን ዘመድካ እዮም ኣድልዎ ኣለካ።
ነቶም ኣብቲ ትካልካ ዝዓዉዩ ዘክታማት እዉንካብ እምኖቶም ናብ ቤንጠ ክኣትዉ ኢኩም ትገብሩ። ምትእትታዉ ቤንጠ ኢካ።
ኣንጌ እቶም ወላዲ ሓቆም እዮም።ከም ጋዜጠኛ ንእሽተይ investigation ክትገብር ትፅቢት ይግበር እዩ።
ከሳሲኻ + ኣዛዚኻ መን መልሳ?
ምንም ቅርሺ የብለይን vs ባንክታተይ ተዓፅዩ እዩ ያ😅
ብትግራይ ዝሓለፍኩም ድሕሪ ውግእ ኣልሻይዳይ ጽቡእ ዘይገበረሉ ኣሎዶ ?ቆራዲድ ተጋሩ ከይኣተውዎ ከለዉ! ኩልኹም ጽቡቕ ዝተገበረልኩም ኤርትራውያን ነዚ ሰብኣይ እዚ ንሓግዞ።
አንገሶም ክፍለጥ ዘለዎ ናይ ሰብ ዝውውር ዝሰርሑ ሰባት ቤኖም አይሰርሕዎን በቦትኡ ዝርከቡ ሰበ ስልጣንውን ዝሳተፍሉ እዩሞ አነ ዝመስለኒ ከሳስን ተኸሳስን ዝኾንሉ ምኽንያት ሓቢሮም ዝሰረቕዎ ገንዘብ አብ ምክፍፋል እዩ ዝኸውን እየ ዝብል።ካሊእ ናይ ሰብ ዝውውር ብዝረቐቐ መንገዲ ከምዝስራሕ ባዕሉ አፀቢቑ ይፈልጦ ዩ ሓደ ሰብ ገንዘብ ክቕበል ከለኹ ዝርአየ ሓደ ሰብ ይዛረብ ኢሉ ከም መማጎቲ ዘቕርብ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም አብ ትግራይ ዝርከባ ብሽምህዝቢ ትግራይ ዘተመስረታ ማሕበራት ንቶም ዝመስረትወን ከገልግላ እምበር ንህዝቢ ትግራይ ክረብሓ ክጠቕማ አይራአናን እሞ ብህዝቢ አይትሸቅጡ።
ሓዳርካ ንትካል ክትብል ኣይፈታሕካን። ኣለም ሰገዲ ሰበይቱ ሞይታቶ ሓዳር ኣይገበረን ስለ ዘይደለየ ።ንስካ እንተኮንካ ክትምንዝር ደሊካ እመቀበር ሓዳር ዝከልከለካ የለን።
ሓርትካ እንተኮነ ዝምርዓዋ ስለ ዘይረከበት እምበር ሓልዮት ኣይኮነን።
ካብ መሰረቱ ንስካ ዓድካ ኣብ ላዕላይ ሃገር እዩ። ኣብ ዓድካ ልምዓተሸ የብሉን። ኣብ ዉቅሮ ትካል ተኪልካ ንዓካን ንስድራካን ጠቂምካዮም። መሬድ ደንጎሎ ንዓካነሸ ንስድራካን ዘመድካን ተኪላትካ እያ።
ቀደሙ ንተጋሩ ዶ ይሕገዝ 😢😢
ንትግራይ ምንም አይገበረላን አብ ኢያ ይሰርሕ ነይሩ መጨረሽኡ ንባዕሉ ዘየኽብር ሰብ ለኽባጥ ስለዝኾነ ዉርደት እዩ ትርፉ::ቅድሚያ አብ ማንነትኩምን ገዛኽሙን ስርሑ
ዋይ ረኪብናዮ ዘለና ኤርትራዊያን መጸጊዒ ሲእና ኣብዚመጻናሉ ኣድኩም ሚንጪ ኣብትኩም ኮይና😊 የዋትና እዮም ዳበልናስ ሊብያውያን ተቀየርኩምና ቡሉ ጽልኢ ካብ በልኩምስ ሻሽ የምሰል
ኣብዛ ሕጂ ግዘ የዋትና ተጨውዮም ኣለዉ ኣብ ትግራይ ሲኦል እያ ኮይና ኣብዚ 3 ዓመት
ወድዛ በካዕ ክንደይ ዓመት ኢድና ዘርጊሕና ብቕንዕና ተቐቢልናኩም ታየዲኹም ፈዲኹምና?ረሳሓት ሑሱራት
አብ ራያ አከባቢ ግን አይንፎልጦን ዶ ራያ ትግራዋይ ምዃኑ ስለዘይእመነሉ ድዩ ኾይኑ ? ኤልሻዳይ ብቻ ከይኾነስ እዘን ብትራይ ስም ዝምሰረታ ድርጅታት ናብ ራያ መፅኤን ካብ ክሰርሓ ንፖለትካ ትርፊ ተባህሉ ናብ ካልኦት ክልላት ክሰርሓ ይግበራ ነይረን ።
ንምንታይ ባዕልኩምስ ኣካል ምምስራት ገበርቲ ሰናይ ዘይትኮኑ?ኩሉ ጊዜ ራያ፣ራያ ዝብል ቋንቋ ውድቀት እዩ ዝዕድም።ኤልሻዳይ ኣብ ውቅሮን መቀለን እምበር ኣብ ካሊእ ከባቢታት ትግራይ የለን።