ON TIME MEDIA
ON TIME MEDIA
  • Видео 145
  • Просмотров 1 404 682
ኣብ ውድቀት ትግራይ TDF እውን ተሓታቲ እዩ - TDF ሓላፍነቱ ኣይተዋፀአን - ተጋዳላይ ኣብርሃለይ ኪዳነ
ብፃይና ኣብ ትሕቲ ፀላኢ ከይወድቅ ክንብል ክንቀትሎ ፈቲና ነይርና፡፡ንዑኡ ዝተኮስናዮ ጥይት ግን ንፀላእቲ ኣውዲቁልና ብህይወት ተሪፉ፡፡
#sekela #tigray_tv #tigraynews #dimtsiweyane #tigraymusic #tigrai #tigrayconflict #tmh #debretsiongebremichael #getachew_reda #abelbirhanu #ethiopia #ethiopianews #ethiopianpolitics #ethiopian #ethiopianmusic #ethiopianmovie #ethiopianbroadcastingcorporation #ethio #ethiopiantiktok #oromo #oromianews #oromia #oromomusic #oromo_best_vine #oromotiktok #amhara #amharicnews #amaharic #habesha #habeshatiktok #habeshabroadcast #jawarmohammed #abiyahmed #fanatv #reyotmedia #rara #eritrea @ethioforum @aljazeeraenglish @fanabroadcastingcorporate @ebstvWorldwide @kokobmedianetwork @HagereTigray @HagereTigray @zaram...
Просмотров: 6 116

Видео

"7 ሰባት ንመስዋእቲ ኣቲና"- ንሻዕብያ ስረና ኣብ ነቅሰገ ኣርኢናዮ - ቅያ ሓዱሽ ወለዶ ትግራይ ብአንደበት ጅግና ተጋ ኣብርሃለይ ኪዳነ
Просмотров 21 тыс.12 часов назад
ቅያ መንእሰይ ወለዶ ትግራይ - ካብ ዲያስፖራ ናብ ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት ዝበፅሐ ጅግና ተጋዳላይ ኣብርሃለይ ኪዳነ #sekela #tigray_tv #tigraynews #dimtsiweyane #tigraymusic #tigrai #tigrayconflict #tmh #debretsiongebremichael #getachew_reda #abelbirhanu #ethiopia #ethiopianews #ethiopianpolitics #ethiopian #ethiopianmusic #ethiopianmovie #ethiopianbroadcastingcorporation #ethio #ethiopiantiktok #oromo #oromianews #oromia #oromomusic #oro...
ፕሬዝዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ብዛዕባ ሒጃብ ይቅሬታ ሓቲቶም፡፡
Просмотров 9 тыс.12 часов назад
ጉዳይ ሒጃብ ክፍታሕ እዩ - ኣይተ ጌታቸው ረዳ #sekela #tigray_tv #tigraynews #dimtsiweyane #tigraymusic #tigrai #tigrayconflict #tmh #debretsiongebremichael #getachew_reda #abelbirhanu #ethiopia #ethiopianews #ethiopianpolitics #ethiopian #ethiopianmusic #ethiopianmovie #ethiopianbroadcastingcorporation #ethio #ethiopiantiktok #oromo #oromianews #oromia #oromomusic #oromo_best_vine #oromotiktok #amhara #amhari...
ሰልፊ "ይኣክል" መፍትሒ እንተዘይኣምፂኡ ካልኦት መንገድታት ክንጥቀም ኢና - ምሁር ሕጊ ሙስጠፋ ዓብዱ
Просмотров 3,4 тыс.19 часов назад
ሰልፊ "ይኣክል" ዛዕባ ምዕራብ ትግራይ ናብ ተጋሩ ክምለስ ገይሩ እዩ፡፡ ሚድያታት ብዛዕባ ግዝኣት ትግራይ ከውገዓ ገይሩ እዩ፡፡ ይኣክል ምባል ክቕፅል እዩ፡፡ ምሁር ሕጊ ሙስጦፋ ዓብዱ #sekela #tigray_tv #tigraynews #dimtsiweyane #tigraymusic #tigrai #tigrayconflict #tmh #debretsiongebremichael #getachew_reda #abelbirhanu #ethiopia #ethiopianews #ethiopianpolitics #ethiopian #ethiopianmusic #ethiopianmovie #ethiopianbroadcastingcorporation #ethio #ethiopiantikto...
ውግኣት ሰራዊትና ሐዚውን ኣብ ከቢድ ፀገም እዮም ዘለው - ውግኣት ጀጋኑ ትግራይ
Просмотров 883День назад
ትካል ROAD-W ምስ ጉጅለ ኣለና ኣብ ጎንኩም ነበርቲ እስራኤል ዘካይድዎ ዘለው ጀጋኑ ናይ ምሕካም ተግባር ካልኦት እውን ክስዕብዎ ይግባእ፡፡ #sekela #tigray_tv #tigraynews #dimtsiweyane #tigraymusic #tigrai #tigrayconflict #tmh #debretsiongebremichael #getachew_reda #abelbirhanu #ethiopia #ethiopianews #ethiopianpolitics #ethiopian #ethiopianmusic #ethiopianmovie #ethiopianbroadcastingcorporation #ethio #ethiopiantiktok #oromo #oromianews #orom...
ብፀላእቲ ዝዓነወ መስጊድ ነጋሽ ተፀጊኑ፡፡
Просмотров 622День назад
ብሰንኪ ኩናት ትግራይ ከቢድ ዕንወት በፅሒዎ ዝነበረ ጥንታዊ መስጊድ ነጃሺ ፅገንኡ ብፅሬት ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ፡፡ #sekela #tigray_tv #tigraynews #dimtsiweyane #tigraymusic #tigrai #tigrayconflict #tmh #debretsiongebremichael #getachew_reda #abelbirhanu #ethiopia #ethiopianews #ethiopianpolitics #ethiopian #ethiopianmusic #ethiopianmovie #ethiopianbroadcastingcorporation #ethio #ethiopiantiktok #oromo #oromianews #oromia #oromomusic #or...
ውዕል ፕሪቶርያ ኣብ ዝተፈረመትላ ቅፅበት ዝተሰወአት መራሒት ክፍለሰራዊት ኣብረሀት መን እያ ብኣንደበት ጀነራል ጉዕሽ ገብረ፡፡
Просмотров 6 тыс.День назад
ስውእቲ ዋዕሮ ኣብረሀት መን እያ? ብከመይ ተሰዊኣ? #sekela #tigray_tv #tigraynews #dimtsiweyane #tigraymusic #tigrai #tigrayconflict #tmh #debretsiongebremichael #getachew_reda #abelbirhanu #ethiopia #ethiopianews #ethiopianpolitics #ethiopian #ethiopianmusic #ethiopianmovie #ethiopianbroadcastingcorporation #ethio #ethiopiantiktok #oromo #oromianews #oromia #oromomusic #oromo_best_vine #oromotiktok #amhara #amh...
ህዝቢ ን3 መዓልታት ምውዓሉን ምሕዳሩን ኣብ ኣደባባይ ክገብር እዩ፡፡ህዝባዊ ሰላማዊ ሰልፊ ይኣክል፡፡
Просмотров 776День назад
ሰላማዊ ሰልፊ ይኣክል! #sekela #tigray_tv #tigraynews #dimtsiweyane #tigraymusic #tigrai #tigrayconflict #tmh #debretsiongebremichael #getachew_reda #abelbirhanu #ethiopia #ethiopianews #ethiopianpolitics #ethiopian #ethiopianmusic #ethiopianmovie #ethiopianbroadcastingcorporation #ethio #ethiopiantiktok #oromo #oromianews #oromia #oromomusic #oromo_best_vine #oromotiktok #amhara #amharicnews #amaharic...
ስቅያት ተጋሩ ኣብ ቤት ማእሰርቲታት ኢትዮጵያ - ካብ ውፁኣት መዓት ልሳን
Просмотров 5 тыс.14 дней назад
ኮነሬላት ኮይና ኣብ ባንኪ ዋርድያ እውን ክንቁፀር ኣይካኣልናን መንግስቲ ፌደራል ብድስፕሊን ተአሲሮም ነይሮም ኢሉ እዩ ፈቲሑና፡፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኢትዮጵያ ከበድቲ ስቓያት ዘሕለፉ ተጋሩ ኮነሬላት ታሪኽ፡፡
ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ብምኳን እንፈልጦ ጋዜጠኛ መንግስተኣብ ገ/ገርግስ ናበይ ኣበለ? ልዕሊ 6 ጣዕመ ዜማ ዘለዎ ምኹር ጋዜጠኛ
Просмотров 7 тыс.14 дней назад
ኣብቲ 8 ወርሒ ናይ ትግራይ ሚድያታት ኣብ ዝተዓፀዋሉ እዋን ካብ ኣሜሪካ ኮይኑ ዜና ዓወት ዘበስር ዝነበረ ጋዜጠኛ ናበይ ኣበለ? #sekela #tigray_tv #tigraynews #dimtsiweyane #tigraymusic #tigrai #tigrayconflict #tmh #debretsiongebremichael #getachew_reda #abelbirhanu #ethiopia #ethiopianews #ethiopianpolitics #ethiopian #ethiopianmusic #ethiopianmovie #ethiopianbroadcastingcorporation #ethio #ethiopiantiktok #oromo #oromianews #oromia #oromo...
ብዙሕ ሰብ ውግእ ክኽፈት ይክእል እዩ ኣብ ዝብል ስግኣት እዩ ዘሎ - ጀነራል ኣበበ ተ/ሃይማኖት -ትግራይ ብፅኑዕ ሓሚማ እያ ዘላ፡፡
Просмотров 29 тыс.21 день назад
ናይ ህወሓት መንፈስ ብሓንቲ ሻብ ቀንጢጠ ዝድርብዮ ኣይኮነን ሉሙስ መንግስቲ እዩ ዘለና፡፡ ናብ ውግእ ዘምረሐሉ ኩነታት ክህሊ ይክእል እዩ፡፡ ጀነራል ኣበበ ተክለሃይማኖት ጆቤ #sekela #tigray_tv #tigraynews #dimtsiweyane #tigraymusic #tigrai #tigrayconflict #tmh #debretsiongebremichael #getachew_reda #abelbirhanu #ethiopia #ethiopianews #ethiopianpolitics #ethiopian #ethiopianmusic #ethiopianmovie #ethiopianbroadcastingcorporation #ethio #ethiopiantiktok #oro...
ጀነራል ጉዕሽ ገብረ - ንመራሕቲ ትግራይ ሙሉእ ንሙሉእ ካብ ምጥፋእ ዘድሓነ ታሪካዊ ስርሒት፡፡
Просмотров 59 тыс.21 день назад
ዋጋ ውዕሊ ፕሪቶርያ ክንደይ እዩ? እቲ ውዕሊ ክፍረም ናይ መወዳእታ ሰዓታት ዝተከፈለ ዋጋ ብጀነራል ጎዕሽ ገብረ #sekela #tigray_tv #tigraynews #dimtsiweyane #tigraymusic #tigrai #tigrayconflict #tmh #debretsiongebremichael #getachew_reda #abelbirhanu #ethiopia #ethiopianews #ethiopianpolitics #ethiopian #ethiopianmusic #ethiopianmovie #ethiopianbroadcastingcorporation #ethio #ethiopiantiktok #oromo #oromianews #oromia #oromomusic #oro...
ን36 ዓመት ዝፀንሐት ሽርጥ ውህብቶ ስውእ ብፃይ ምሳይ ኣላ - ተጋዳላይ 3 ምዕራፍ ወልደማርያም ታፈረ
Просмотров 15 тыс.28 дней назад
መሬት ወልቃይት ተሸይጡ እዩ ምባል ይከኣል እዩ፡፡ናይ ፀለምቲ ምምላስ ተመዛበልቲ እውን ንፖለቲካ እምበር ሕሶት እዩ፡፡ ብፃይነት ኣብ ናይ ሎሚ መናእሰይ ይጎድል እዩ፡፡ #sekela #tigray_tv #tigraynews #dimtsiweyane #tigraymusic #tigrai #tigrayconflict #tmh #debretsiongebremichael #getachew_reda #abelbirhanu #ethiopia #ethiopianews #ethiopianpolitics #ethiopian #ethiopianmusic #ethiopianmovie #ethiopianbroadcastingcorporation #ethio #ethiopiantiktok #oromo #...
መንግስቲ ባዕሉ ብዝሃበኒ ስራሕ ባዕሉ ከሲሱኒ- ኣይተ የማነ ወልደማርያም መስራቲ ትካል ኤልሻዳይ
Просмотров 16 тыс.Месяц назад
መንግስቲ ባዕሉ ብዝሃበኒ ስራሕ ባዕሉ ከሲሱኒ- ኣይተ የማነ ወልደማርያም መስራቲ ትካል ኤልሻዳይ
ኣቦይ 33 ቆልዑ ወሊዶም - ዳሞራ ካብዛ መኪና ተዘይወሪዱ እታ መኪና ክንግልብጣ ኢና- ዳሞራ ያሕያ
Просмотров 13 тыс.Месяц назад
ኣቦይ 33 ቆልዑ ወሊዶም - ዳሞራ ካብዛ መኪና ተዘይወሪዱ እታ መኪና ክንግልብጣ ኢና- ዳሞራ ያሕያ
ን81 መዓልታት ኣብ ሓንቲ ድፋዕ ዘሕለፈት ኣሃዱ ሰራዊት ትግራይ ኣሕፈረም - ከም ዘርኢ ዝፀነተት ስድራ ይፈልጥ እየ - ተጋ ኣሕፈሮም
Просмотров 84 тыс.Месяц назад
ን81 መዓልታት ኣብ ሓንቲ ድፋዕ ዘሕለፈት ኣሃዱ ሰራዊት ትግራይ ኣሕፈረም - ከም ዘርኢ ዝፀነተት ስድራ ይፈልጥ እየ - ተጋ ኣሕፈሮም
ጋዜጠኛ ትዕግስቲ ኣለሙ ንምንታይ ካብ ሚድያ ጠፊኣ? ንክእሰር ዝጠቆሙኒ ደቂ ዓደይ (ተጋሩ) ነይሮም። ኣብ መንጎ ነበር መሳርሕቲ ዝተገበረ ጥዑም ወግዒ
Просмотров 52 тыс.Месяц назад
ጋዜጠኛ ትዕግስቲ ኣለሙ ንምንታይ ካብ ሚድያ ጠፊኣ? ንክእሰር ዝጠቆሙኒ ደቂ ዓደይ (ተጋሩ) ነይሮም። ኣብ መንጎ ነበር መሳርሕቲ ዝተገበረ ጥዑም ወግዒ
አርማጌዶን - የ3ኛው የዓለም ጦርነት ጅማሬ ምልክቶች
Просмотров 589Месяц назад
አርማጌዶን - የ3ኛው የዓለም ጦርነት ጅማሬ ምልክቶች
ዓድግራት ዳግም ኣብ ትሕቲ ፀላኢ ከይትወድቅ ዝተከፈለ መሪር ዋጋ - ምስ ክራረይ እየ ተዋጊአ - ተጋዳላይ ማይክል ኪዳነ
Просмотров 6 тыс.Месяц назад
ዓድግራት ዳግም ኣብ ትሕቲ ፀላኢ ከይትወድቅ ዝተከፈለ መሪር ዋጋ - ምስ ክራረይ እየ ተዋጊአ - ተጋዳላይ ማይክል ኪዳነ
ጀነራል ዘውዱ ኪሮስ ብዛዕባ DDR
Просмотров 2,4 тыс.Месяц назад
ጀነራል ዘውዱ ኪሮስ ብዛዕባ DDR
ፀላኢ ኣብ ከተማ እንትጮ ደቂሱ ከይሓድር ዝገበረ ጅግና 3 ምዕራፍ - ተጋዳላይ ጎይተኦም ገ/መስቀል
Просмотров 13 тыс.Месяц назад
ፀላኢ ኣብ ከተማ እንትጮ ደቂሱ ከይሓድር ዝገበረ ጅግና 3 ምዕራፍ - ተጋዳላይ ጎይተኦም ገ/መስቀል
ካብ ኩሉ ወገን ዝግበር ሹመት ደው ይበል - መራሕቲ ትግራይ ብህረፍ ስልጣን ንህዝቢ የዋርድዎ ኣለው - ዝኣተውዎ ቃል ረጊፆም ዘራይ ይእልሹ ኣለው።
Просмотров 12 тыс.Месяц назад
ካብ ኩሉ ወገን ዝግበር ሹመት ደው ይበል - መራሕቲ ትግራይ ብህረፍ ስልጣን ንህዝቢ የዋርድዎ ኣለው - ዝኣተውዎ ቃል ረጊፆም ዘራይ ይእልሹ ኣለው።
ኣድላይነት ህንፅት መዘክር ሰማእታት ኣሕፈሮም እንታይ እዩ?
Просмотров 354Месяц назад
ኣድላይነት ህንፅት መዘክር ሰማእታት ኣሕፈሮም እንታይ እዩ?
ገሬ እሙን ኣብ ቀረፃ ጉድ ሰሪሑና - ተዋሳኣይ ሓድጉ ያይኑ
Просмотров 2,3 тыс.Месяц назад
ገሬ እሙን ኣብ ቀረፃ ጉድ ሰሪሑና - ተዋሳኣይ ሓድጉ ያይኑ
ጀነራል ማሾ በየነ ብዛዕባ ሰራዊት ትግራይ እንታይ ኢሉ ?
Просмотров 1,3 тыс.Месяц назад
ጀነራል ማሾ በየነ ብዛዕባ ሰራዊት ትግራይ እንታይ ኢሉ ?
የህወሓትም የኢህአዴግም ደጋፊ አልነበርኩም - ዳንኤል ብርሃነ
Просмотров 4,6 тыс.Месяц назад
የህወሓትም የኢህአዴግም ደጋፊ አልነበርኩም - ዳንኤል ብርሃነ
ቅዳሜ ምሽት ይጠብቁን።
Просмотров 496Месяц назад
ቅዳሜ ምሽት ይጠብቁን።
"ደቀይ ናፊቐ እናበለቶ ቀቲልዋ" - ጨፍጫፍ ተጋሩ ኣብ ምዕራብ ኣባያ
Просмотров 2,9 тыс.2 месяца назад
"ደቀይ ናፊቐ እናበለቶ ቀቲልዋ" - ጨፍጫፍ ተጋሩ ኣብ ምዕራብ ኣባያ
"ህዝቢ ተምቤን ብወታደራዊ መንግስቲ እዩ ዝመሓደር ዘሎ" - ውድብ ዓረና
Просмотров 2762 месяца назад
"ህዝቢ ተምቤን ብወታደራዊ መንግስቲ እዩ ዝመሓደር ዘሎ" - ውድብ ዓረና
ተረርቲ ሪኢቶታት ተሳተፍቲ "ዋዕላ ብሄራዊ ረብሓ ትግራይ"
Просмотров 4922 месяца назад
ተረርቲ ሪኢቶታት ተሳተፍቲ "ዋዕላ ብሄራዊ ረብሓ ትግራይ"

Комментарии

  • @bsratgebrekrstose8261
    @bsratgebrekrstose8261 Час назад

    ቅኑዕ ሓሳብ TDF ዩ ደንጉዩ

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 Час назад

    ❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️

  • @yenethunasegahagn4128
    @yenethunasegahagn4128 2 часа назад

    Thank you for your service jegnaa tgadalye ❤

  • @michalgebre1289
    @michalgebre1289 3 часа назад

    ገብረ ኮፍ

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb 4 часа назад

    Abresh jegena ab weferi Alula eye zestaweso enkuae beselam metsaka🎉🎉🎉🎉

  • @TigrayChannel-j2k
    @TigrayChannel-j2k 4 часа назад

    ❤❤❤❤💛❤️❤️❤️❤️💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊💪

  • @ከክብከክብ
    @ከክብከክብ 4 часа назад

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @WediMhrey-v4p
    @WediMhrey-v4p 4 часа назад

    ብሓቂ ኣብዙ ሕጂ ዘሎ ኩነታት ዝምጥን እዩ ብቁዕ መንእሰይ የቀንየልና ❤❤❤❤🙏🙏

  • @WediMhrey-v4p
    @WediMhrey-v4p 4 часа назад

    ዋው ኣታ ጅግና እንኳዕ ሰላም መፃእካ tdf ሰራሒ ታሪክ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MoSa-q2n
    @MoSa-q2n 5 часов назад

    እንታይ ሞ እንታይ ሞ እንታይ ሞ እሉ ደራፊ

  • @akileakile3263
    @akileakile3263 5 часов назад

    ክክክክክክክ እዚ እምንስ ኣብ 21 ክፍለዘመን ኣብ ትግራይ ኒኩለር ተቐይሩ ገለ ክንሰምዕ ኢና።በሉ ምዕራባውያን ከይሰምዕዎ እሞ እምኒ ዘይብልኩም ከይትተርፉ።😊

  • @SolomeWaka
    @SolomeWaka 5 часов назад

    ኣብረሃለይ ኪዳነ ኣረ በሳል ዝኾነ ቃለ መሕትት ምስ ወታደራዊ ጀግንነት ኣጣሚሩ ዝሓዘ ጀግና ንበረልና ።

  • @Mulugata-y6g
    @Mulugata-y6g 5 часов назад

    ከማኻ፡ዝበለ፡ይወለድ።ጅግናና።

  • @edrisebrahim2164
    @edrisebrahim2164 6 часов назад

    መግለፂ ለይብሉ ጀግንነት ሰላም ምስኾነ ልተካሓዱ ጀጋኑ።

  • @FghhFchh
    @FghhFchh 6 часов назад

    እዋይ ዓርከይ ማዓረይ እዚ ከምዚ ጌርካ ሓሊፍካስ ክትጥለሙ ከለኩም ማዓንጣካ ይቆርፅ

  • @SelamGhiwot-i7c
    @SelamGhiwot-i7c 7 часов назад

    jegnana😊😊😊❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 8 часов назад

    ግድፍ አብ መጨረሻ አይተባላሸው 3ስባት ብእምኒ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 8 часов назад

    ፀምአት ስልጣን እዩ ።

  • @semereasefaw7506
    @semereasefaw7506 8 часов назад

    ጅግና ወዲ ጅግና

  • @Dawitsiss
    @Dawitsiss 8 часов назад

    ❤❤❤☝️✊✊✊✊✊🌷🌷🌷☝️✊✊✊✊✊✊✊❤❤❤❤❤❤❤

  • @gebrehiwottewoldeberhan2033
    @gebrehiwottewoldeberhan2033 9 часов назад

    ቃላት ትስእን። ዝገርም ትብዓት: ጅግንነት :ልበ ሙሉእነት ወዘተ...

  • @Gebremedhinteklayo91452
    @Gebremedhinteklayo91452 9 часов назад

    ናይ ኣርሚ 26ኮር 3 ኣዛዚ ኮር ኣቅርበልና ኣንግሽ እዚ ኮር ኣዛዚ ተክላይ ይበሃል ለባም መስተውዓላይ ሰብ ኮይኑ ኣብ ጭፍራ ፤ ግንባር ሰቆጣ፤ ኣብ ዓድግራት ድማ ምስ ሻዕብያ ተሓናኒቁ ፕሪቶሪያ ክፍረም ዝገበረን ህዝቢ ዘድሓነን ኮሌነል እዩ ፍቃደኛ እንተኮይኑ ናብ ሚድያ ኣቅርበልና

  • @AlemAlem-om4xh
    @AlemAlem-om4xh 10 часов назад

    ኣብ ናይ ነብሲ ወከፍ ኣብ ኩሉ ብርክታት ዘለው ተጋደልቲ ናኣተና ምምስጋን መፀገሚ ስለ ዝኾን ማለት ኩሉ ናብ ሚድያ ክቀርብ ስለ ዘይኽእልን ንኹለን ሚድያታት ምክትታል ስለ ዝኸብድን :: በዚ ኣጋጣሚ ግና ንኹሉ በቢ ብርኩ ዘሎ ተጋዳላይ ንዘበርከትኩሞ ግልጋሎት ክብሪ ይግበአኩም ክብረት ይሃበለይ:: ተቋወማይ ህወሓት እየ:: ካብ ዝቋወመላ ሓደ ነጥቢ ውን ነዙይ ናይዚ ኩሉ ተጋድሎን መስዌእትን ዋጋ ብዜሮ ዘባዘሐት ንኩሉ ህዝቢ ዘቅስን ፍረ ከየፍረየትሉ ብምትራፋን እዩ :: ካብቶም ካልኦት ብዙሓት ሓደ እዩ::

  • @alexabraha-i3q
    @alexabraha-i3q 10 часов назад

    ኣንጌ እዚ ብፃይ ዝዛረቦ ዘሎ ናይ ኩልና ተጋደልቲ ስምዒት እዩ ። ግን ተተረዶኦምስ እዚ ሊንክ እንዶ ን ደብረፅዮንን ጌታቸውን ለኣከሎም ።

    • @DanayEkubay
      @DanayEkubay 6 часов назад

      lemntay keletiom zeynebarerom eba

  • @atakltialemayehu7814
    @atakltialemayehu7814 10 часов назад

    በይዛካ ኣንገሶም ሓወይ ባዓል እዚኦም ብሂወት እናሃለው ታሪኮም ይስነድ ትግራይ መኻን ኣይኮነትን ቀፅለሉ

  • @mulugetaZewde-sf4gz
    @mulugetaZewde-sf4gz 10 часов назад

    ጅግና ወዲ ህዝቢ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @LemlemLegesse-qq9wo
    @LemlemLegesse-qq9wo 11 часов назад

    Jeganu ❤

  • @Fka-p1h
    @Fka-p1h 11 часов назад

    ብቃላት ዘይግለፅ ጅግና ንበረልና❤❤

  • @DebasAbram
    @DebasAbram 12 часов назад

    ዝገርም ትብዓትን ጅግንነትን ዘይምነው ጸወታ ን ነበራ ነበራ ናይ ብቁልዕነትና ይመስል

  • @bigelephant8871
    @bigelephant8871 12 часов назад

    Tell these heroes to save Tigray from both the incompetent leadership camps. Tigray unity should have been their priorty and goal. They should have aironed their difference for the sake of Tigray. But to the leaders their ego is more important. Long live TDF, we love you and respect you. TDF marke in Tigray history is permanent. Please use your media to save Tigrayans from the sharks and evils of Libya destined migrations. Tigrayan youth protect your sisters from migrating to unknown lands. TDF you fought to save the land the people in it. In that spirit I appreciate Angasom using his media to share imporant information and heroism of Tigrayans. I trust TDF, I feel insulted when I listen to Tigray leaders speak. Just today Debre told us how much development was brought to Tigrayans by Tplf. In America that is called a cruel joke. After loosing our land, hundreds of thousands dead, suffering, Debre has the nerve to talk about how much Tplf brought to Tigray? Tplf gave us Abiy by its shortsightedness. Tplf brought us suffeeing by ignoring Isayas when it had the means. Please tell Debre to shut his big mouth. Besides he is the ex-communication of Ethiopia. Tplf did more for Ethiopia than for Tigray. I dont believe in Tplf or Getachew, I believe in TDF.

  • @coffeepulseexportingco.5207
    @coffeepulseexportingco.5207 12 часов назад

    ❤❤❤❤❤❤አዋጅጅጅጅጅ😢😢😢ብልፅግና ምስ ጌችን ደብሪፅን ኣብ ውሽጢ ኮይኖምን ፈተውቶምን ደገፍቶም ን ኮይኖም ሓደግቲ ገበርቲን ነቲ አፈላላይ ሓዊ ከእትው ዝኽእሉ ሰባት ኣእቲዩ ይሰርሕ ከምዘሎ ተሰሚዑ።😮ካብ ኣቶም ሓደ ልፍዓተይ ብርሃነ ወዲ ወለጋ ምኳኑ ተፈሊጡ🎉ብርሃነ ወለጋ ዋና ፀረ ብልፅግና መሲሉ ነቶም ወሰንቲ ሰባት ክጥቅንን አፈላላይ ከስፍሕ ን ከይዕረቑን ንደብሪፅ ሓዊ ❤❤❤ከቕብልን ናብ ደረጃ ምቕትታል ከእትዎምን ካብ ብልፅግና መደብ ተቐቢሉ ይሰርሕ ከምዘሎ ተፈሊጡ🎉❤❤❤❤

  • @yemanehaile6892
    @yemanehaile6892 13 часов назад

    💪💪

  • @عليعلي-ب3ر4ث
    @عليعلي-ب3ر4ث 13 часов назад

    ጅግና

  • @kifalma7164
    @kifalma7164 14 часов назад

    ኣብ ትግራይ ምሕሳው ንቡር ኢዩ ወላ ሓደ ነውሪ የብሉን፥፥ ሃደምቲ

  • @negasitsehaye2529
    @negasitsehaye2529 15 часов назад

    Thank Jegna welad Tigray Tegadalay Abrhaley…… Tigray Abrhalna…..Bejaka write a book 📕 z serhakayo keya ms betsoteka. Again Thank you for your extraordinary service.

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 15 часов назад

    ጀጋኑና አምላኽ አብ ጎንኹም ይኹን ❤❤❤❤❤ ሞት ውርደት ንኸብዶም ህዝብን ብጸቶምን ዝኸድዑን ንጠለሙን ከዳዓት ግ.ም.ት ይኹን

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 17 часов назад

    ጀጋኑ ብሓቂ❤🎉

  • @RfdffHhfdd-iz5hi
    @RfdffHhfdd-iz5hi 17 часов назад

    ❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪💪

  • @GoitomGebremariam-t8s
    @GoitomGebremariam-t8s 17 часов назад

    Respect our hero’s ❤

  • @DawitDevo-f9k
    @DawitDevo-f9k 17 часов назад

    38፡30😮🤔

  • @NegashBirhane-h5x
    @NegashBirhane-h5x 19 часов назад

    Greatest ever hero ❤️

  • @tsegaytgebru4329
    @tsegaytgebru4329 20 часов назад

    ትግራይ ዘይዛሪ ጀግንነት ፤ ዘይዛሪ ክሕደት፥ ዘይዛሪ ጥልመት እንተ ንዓኻ ግን ኮሪዐልካ ጅግናና❤❤❤

  • @HaftomMokonen
    @HaftomMokonen 20 часов назад

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @KiviKivi-w5f
    @KiviKivi-w5f 21 час назад

    ጅግናን በሊሕን

  • @mikifissha5220
    @mikifissha5220 21 час назад

    Tdf King of King

  • @khA-nz7qq
    @khA-nz7qq 21 час назад

    TDF ተባዕ

  • @tesfaledethailu6315
    @tesfaledethailu6315 21 час назад

    ተባዕ ተጋዳይ ቀጽሎ: ንሰራዊት ኤርትራ ልክዕ ከምኡ ገይሮም'ዮም ኣጥፊኦሞ ኣብ 1994