ካብ ኩሉ ወገን ዝግበር ሹመት ደው ይበል - መራሕቲ ትግራይ ብህረፍ ስልጣን ንህዝቢ የዋርድዎ ኣለው - ዝኣተውዎ ቃል ረጊፆም ዘራይ ይእልሹ ኣለው።

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 26 янв 2025

Комментарии • 87

  • @ForoIngal
    @ForoIngal Месяц назад +12

    ተጋሩ ብግልፂ ንዛረብ አብዛ እዋን ህዝብናን መሬትናን ፋፋሕ አቢሎም ንፃላእትና አሕሊፎም ዘረከብና ሰባት አብ መቀለ ኾይኖም ለውጢ ዲመኩራሲ እናበሉ ዘባጭዩ ዘለው ዘይነዕግሶም

  • @gebrebahre-ld2db
    @gebrebahre-ld2db Месяц назад +5

    ካብልብ ሰላም ንሕዝብ ትግራይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏👌👌

  • @MebrahtomKiros-n5d
    @MebrahtomKiros-n5d Месяц назад +12

    ኣባኩም እዩ ተስፍና ጠንክሩ

  • @user-tr3iw1qx5y
    @user-tr3iw1qx5y Месяц назад +2

    ዕልልልልልል፡ ትግራይ ሰብ አለዋ፡፡እግዚአብሔር ይመስገን፡፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡፡ አጆኺ ትግራይ ዓደይ፡፡ክሓልፍ እዩ፡፡

  • @JOHNRAYA-1221
    @JOHNRAYA-1221 Месяц назад +1

    Yebareku abotatna 🙏🙏🙏

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be Месяц назад +2

    ዝተባረኹ አቦና አምላኽ ብአቦና ይምሓረና አምዬን

  • @ThomasTemare
    @ThomasTemare Месяц назад +5

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ካብ ዞም ለማሳትን ዓኻያትን መራሕቲ ፖለቲከኛታት ንስኻትኩም ዝተሰበረ ልብና ባኣኹም ቁሩብ ሕዚይ ተስፊውና🙏🙏🙏

  • @surafelmesfin2237
    @surafelmesfin2237 Месяц назад +4

    ፅቡቕ ውሳነታት ዋላኳ ትደንጎየ።❤❤❤❤❤

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 Месяц назад

    Ameeeeeeeeennn and ይበል

  • @JeHww
    @JeHww Месяц назад

    ካብልብ ሰላም ንሕዝብ ትግራይ ❤❤❤❤

  • @tesfamichael322
    @tesfamichael322 Месяц назад +4

    ፅቡቕ እዩ ግን ድማ ግልፅ ብዝበለን ሕጊ ብዝድግፎን መሰረት ነቲ መስርሕ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዝቃወም ዘሎ ሓይሊ ኣብ ዝሃለወ ይሃሊ ብግልፂ ከኹነን ኣለዎ። ጃምላዊ ፍረጃ ይቕረ።

  • @mrhwtmrhwt7384
    @mrhwtmrhwt7384 Месяц назад +2

    Amen amen amen ❤️ 🙏

  • @hagostafere3369
    @hagostafere3369 Месяц назад +5

    በይዛኹም እቶም ነጠፍቲ ሚድያ ኢና ዝብሉ መባእስቲ ውልቀ ሰባትን ትካላትን እውን ንግዚኡ ተዓገሱ በሉልና !

  • @ashenafigebremichael1914
    @ashenafigebremichael1914 Месяц назад

    ኣይዘኩም ዐበይቲ ዓዲ ትግራይ ፣ ትግራይ ሰው ኣላት

  • @zewdumesele5845
    @zewdumesele5845 Месяц назад

    ረሣሓት

  • @GififiViggo
    @GififiViggo Месяц назад

    Tegray kitebeten
    Alowa. ❤❤❤❤kkkkkll

  • @beyenezegolgota1861
    @beyenezegolgota1861 Месяц назад +4

    እሰይ ከምኣ ኢልኩም ቀጽሉ።እታ ዓዲ ናይ ኩልና እያ።ስልጣን ናብ ህዝቢ ይሕለፍ።እዞም ወሰንቲ ዕድልና አይኮኑን

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ❤❤❤🙏

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 Месяц назад

    አናንተ ናችሁ ያላችሁት ለዝህ
    ምስኪን ሀዝብ b❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @tbarekyohannes
    @tbarekyohannes Месяц назад +1

    ናይ ሃይማኖት መራሕቲ ንሕዝቦም ንመንፈሳዊ እምነትም ዝቆሙ ኢየም ናይ ትግራይ መራሕቲ ሃይማኖተ።

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 Месяц назад +1

    ኣታ ሓውና ተዋህዶን ኣምሓራይን ተመሲልኩም ሚልዮናት መንነቶም ኣኽሒድኩም ኣምሓራይ ቀይርኩሞም ! ቒቒቒ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 Месяц назад +1

    ሉኡኻት ሳጥናኤል ስለ ህዝቢ ትግራይ ለመንቲ ተመሲልኩም ከተማታት ኣዋሳ ናዝሬት ፊንፊነ ለመንቲ ተመሲልኩም ኣምሓርኛ ክትምህርዎም ቒቒቒ

  • @WedimhreyDire
    @WedimhreyDire Месяц назад +1

    As a tegaru we must stand with our religious fathers and fight the political leaders since they are stone headed persons

  • @gktakele8208
    @gktakele8208 Месяц назад +2

    ግዝያዊ ምምሕዳር ስርሑ ብኣግባቡ ይስራሕ፣ ዕንቅፋት ኣይትፍጠሩሉ ተብሂሉ ትማሊ ኣብ ፌደራል ኣብዝተወደአ ጉዳይ (ካብ ዜናታት ከምዝሰማዕናዮ)፣ ኣብሎሚ በፂሕኻ "ምሻምን ምውራድን ጠጠው ይበል" ማለት መልእኽታ ግልፂ ኣይኮነትለይን።
    ብመሰረቱ ናታትኩም ሽምግልናን ዕርቂን ረጊፆም ናይ ኣበዪ ይሕሸና ኢሎም አበዪ ዝወሰነ ወሲኑሎም ኣሎ። ብድሕሪ እዛ ውሳነ እዚኣ እዚ መግለፂ'ዙይ ንቲ ውሳነ ዝሸራርፍን ናይ ሃይማኖት ኣቦታትነና'ኮ ከምዙይ ኢሎም እዮም እናተባሃለ እቲ ነገር ከይሃድእ ከም ሓድሽ ቁስሊ ዝቑስቁስ መልእኽቲ ዶ ኣይኸውንን?

  • @daryismawhailu7672
    @daryismawhailu7672 Месяц назад +2

    ❤❤

  • @JOHNRAYA-1221
    @JOHNRAYA-1221 Месяц назад

    Shala political merahti tesfa siena😢😢😢😢😢😢😢

  • @حافظ-ه9ط
    @حافظ-ه9ط Месяц назад +2

    👌👌👌👌👌🙏🙏🙏

  • @Abel77638
    @Abel77638 Месяц назад +1

    bold and timely decision

    • @AbrahaleyHadush
      @AbrahaleyHadush Месяц назад

      This is not fair press conference b/se still they are not recognizing interim government ??? They are limiting governmental power!!! They are comparing 1 party and government which is not rational

  • @tesfuleakemariam2023
    @tesfuleakemariam2023 Месяц назад +1

    ኣያታትና ኣደታትና ከምዑን ኣሓትን ኣሕዋትን ምዕንቲ ሰላምን ራሕዋን ተገዲስኩም ለይትን ቀትርን ተገዳስነትኩም ነመስግን ኮይኑ ግና ብግልጺ ጻዉዒት ሽበራ ዝጽዉዑ ኣብነት ጌታቸዉን ኣሰፋ ኣብርሓን ብሓንቲ ለይቲ ቦጦሎኒ ክንፈጥር ንኽዕል ዝብሉ ዘለዉ ንፈትዎ ሰብ ክንከስር ንኽዕል ዝብሉ መደረታት ዘስምዑ ዉልቀ ሰባት ከይኮነንኩም ሓፋሻዊ ማዕዳ ሓሳዊን ብሓቂ ንስልጣን ዘይኮነስ ምዕንቲ ህዝቦም ዝቃለሱ ዘለዉ ሓዋዊስካ መግለጺ ምዉጻዕ ንገበነኛ ምትብባዕ ከይኾን በይዛኹም ብግልጺ ክኹነን ዘለዎ ኮንኑ እዚ ሓዋዊስካ መግለጺ ንህዝብና መፍትሒ ዘይኮነስ ነቶም ሰንበት ሰንበት መርዓን ደርዓን ዝገብሩ ዘለዉ ግዜ ምሓብ ምኾኑ ብግቡዕ ክትርድዑዎ ይላበወኩም የቀንየለይ።

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 Месяц назад +1

    ናይ ኣፍሪቃ ፖሎዪካ ንህዝቢ ኣሕሊፍካ ማብ ሞትን ጥምየትን ሂብካ ስልጣንካ ምጥጣሕ ኢዩ ኣውሮጳን፡ኣመሪካን ዳኣ ብኸምዚ ኢየ ኮ ዘድንቆምን ዝፍትዎምን ብናይ መግስቲ ገንዘብ ሻሂ ሰቲና ኢሎም ኢዮም ካብ ስልጣኖም ዝወርዱ ኣብ ፖሎቲካዊ ግዳያቶም፡ዘይምስምማዕ እተተፈጢሩ ከማን ኣብቲ ሃገር ጉዳኣት ኣይወርድን ኢዩ ዝያዳ ከማን ፅቡቅ ምሕድራ ይህልዎም ሰልም ሕጊ ስራቅ ብዘይ ምስንኻል ጽቡቅ ኢዩ ዝቅጽል መራሕቲ ኣፍሪቃ ግን ንህዝቦም ቀቲሎም ስጋ ህዝቦም ይበልዑ

  • @hailetilahunn7572
    @hailetilahunn7572 Месяц назад

    ኣረ ስርዓት ግበሩ ኣይተብዝሕዎ ንዝኩነን ኮንኑ

  • @BirhaneBelay-n1j
    @BirhaneBelay-n1j Месяц назад

    እቲ ዋና መፍትሒ ትግራይ ብዘላቅተት ሰላም ክትረክብ እተኾይና እዞም ብኽልቲኡ ወገን ዘለዉ መራሕቲ ብናይ ህዝቢ ድሌት ክዉገዱ ኣለዎም በፍፁም እዚኦም ንትግራይ ዝምጥኑ መራሕቲ ኣይኮኑን

  • @BxdHjd
    @BxdHjd Месяц назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @zemenAbrha-yc6ys
    @zemenAbrha-yc6ys Месяц назад

    እዞም ዎራዳታት መራሕቲ አዋሪዶሙና ።ፅቡቅ መግለፂ ቀፅልሉ

  • @haftutareke4320
    @haftutareke4320 Месяц назад +2

    Btaemi tsbuq geyrkum tsbuq megletsi tigray nitgraway ember nayzom shefatu aykonetn. Ywegdu.

  • @TesfayKahsay-n7e
    @TesfayKahsay-n7e Месяц назад

    እዞም ፖለቲካ መራሕቲ ትግራ ንህዝቢ ትግራይ መዋረድቲ እንበር ናይ ህዝቢ ትግራይ ፀገም ዘፈትሑ አይኮኑን ሕጂድማ ጠቅሊሎም ዓቢዶም ምስ ጀነሳይድ ዝፈፀሙሉና አካት ናይትግራ ፀገም ክፈትሑ አዲስ አበባ ክይዶም ናይ ትግራይ አብያተ እምነት ሽምግልና አዋሪዶ በአብየ አሕመድ ክሽምገሉ ከይዶም ትግራይ ብዞም አካላት እዚኦም ዘይረኸበቶ ዉርደትን መከራን የለን ህዝብና ንዞም አካላት ጠቅሊልካ ካብ ዝባንካ ክትድርብዮም አለካ በቃ በቃ ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ

  • @hailetilahunn7572
    @hailetilahunn7572 Месяц назад

    ስምዕታዊ ከይትገብሩና በይዛኹም

  • @Selemun-hb2du
    @Selemun-hb2du Месяц назад +1

    እረ በጃኹም ሕፈሩ ኣብ ዘይምልከተኩም ጠብሎቅሎቅ ኣይትበሉ ሕገ መንግስቲ'ውን ኣይፈቅደልኩምን።

  • @Teame-i8d
    @Teame-i8d Месяц назад +3

    ምዉራድን ምሻሙን እንድህር ዘየለ ኮይኑ መንግስታዊ ስራህ መን የሳልጦ

  • @htboy3229
    @htboy3229 Месяц назад

    Senefat bjakum ahwatey orthodox tgray ndegf, the are solid ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @abigebru4878
    @abigebru4878 Месяц назад

    እዞም ከደዓትን ኮዳማትን ፖለቲከኛታት ካብ እንግዳዕ ህዝቢ ትግራይ ተፀራሪጎም ክኸዱ ኣለዎም።ሸኽሚ ህዝቢ እዮም

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 Месяц назад +3

    ፍፅም ሓሶትን መታለልቲ ሰባት ኢኩም ንስኩም ባዕልኩም ህወሓት ኢኩም
    ጌታቸው ረዳ እቲ ዕርቂ ጢሒሰምዎ እናበለ ከምዘየፅቀጥኩም
    ሒዝ ተስፋ ምስቆረፅኩም
    ንብዓት ሓርገዝ
    መምስልቲ
    ኔትውርክ ሊብነት ተሓባበርቲ
    ስልጣን መንግስቲ ምድፍእ መስል የብልኩምን
    ገረምቲ ስባት !!!

    • @user-tr3iw1qx5y
      @user-tr3iw1qx5y Месяц назад

      ናብ ውነኻ ይመልስካ፡ ምስባዕልኻ የተዓርቅካ፡፡

  • @alemsegedteamrat
    @alemsegedteamrat Месяц назад

    ክብሪ የሀበልና መራሕቲ ሀልማኖት ነግር ግን ብሽሩሩ ብምሽፍፋን ዝከውን ነገር ክህሉ የብሉን ንህዝብና ህልውናኡ ጨርሹ ኽጠፍእ ዝስርህ ዘሎ ሐይሊ ብልክዕን ብትክክልን ክንገሮ ይግባእ ትግራይ ናብፍፁም ሐደጋ እናአተወት ስቅኢሉ ዝምልከት ስብ እንተሀልዩ ዋጋኡ ከቢድዩጥራይ እንተይኮነ ካብማንም ግዜ ንላዕሊ ጠንኪርና ንቃለስሉ ኩነት ክፍጠር አለዎ ካብቱ ጦርነት ዝነበረ ንላዕሊ እዩ አብውሽጢ ይኩን አብደገዘሎ ይረባረብ እንተዘይ ኮይኑ ነይሮም ከይንብሀል

  • @aseymichael1455
    @aseymichael1455 Месяц назад

    ይመሠለልኩም። ሓንቲ ምኽሪ ግን ኩለ በቢሃይማነቱ ኮይኑ ነዞም መራሕቲ የውግዞም።

  • @yohaneshagos7573
    @yohaneshagos7573 Месяц назад +1

    እዞም ዎራዳታት ክቡር ባህሊ ህዝቢ ትግራይ ረግፆም አብ እግሪ አብይ አህመድ ተምርኪኮም ስልጣን ትኳበልና አምልማን ይረከቡ

  • @MULUALEMHAFTE
    @MULUALEMHAFTE Месяц назад

    ወድሙ ኣሳምነው ንጌታቸው ረዳ ተኪኡ ፕሬዚዳንት ግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናይ ምኳን ሕቡእ ድልየቱ ስለዘይሰመረሉ ብሽም ስቪክ ማሕበረሰብ ዘውፅኦ ዘይሕጋዊ መግለፂ ንኹንን ።

  • @AswAsw-r8t
    @AswAsw-r8t Месяц назад

    🤔🤔

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn Месяц назад

    ኣብ ቍ. 2 ረጊፅኩም ስርሑ :: ሓደ ክልተ ኢልኩም ኣብ ዝሰማምዕሉ ርእሰ ጉዳያት ስሪሖም ብህፁፅ ናብ መረፃ ዝእተውሉ ኩነታት ይመዓራረ ንህዝቢ ውን ይገለፅ :: ኣብ ዝቐረበ መፍትሒ ፀገም ንዘለዎ ኣካል ንህዝቢ ግልፂ ይበገበር ::

  • @AlayTesfaldet
    @AlayTesfaldet Месяц назад

    ሓቂ ተልይዎም ንመንግስቲ ምደገፉ ሕገወጥ ጉባኤ ንዘካየደ ምወገዙ ሐዚ ጽሩያት ደገፍቲ ምኻኖም ኣረጋጊጾም ዝመርሕዎ መእመናን ኣይህሉን

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b Месяц назад

    ዑሱዋት በላዕቲቃልጢ ካብቲበላዒ ርስሓት ጉጅለ።

  • @Alaje2007
    @Alaje2007 Месяц назад

    መንግስቲ ሐዚ ውን ምሻም አይቆርፅን

  • @AlayTesfaldet
    @AlayTesfaldet Месяц назад

    መንግስቲ ሽመት ምሃብን ምውራድን ክቅጽል ዩ ሓቂ እንተሊዩኩም ደብረጽዮን ዝመርሖ ሓይሊ ደወኣብል በሉ ዝመርሐና መንግስቲ ዩ

  • @awdeisefer
    @awdeisefer Месяц назад

    ብራቦ አጠንክራቹ ስሩ ዲያስፓራውን አስገብ እግዚያብሔር ከህናንተ ጋር ይሁን ከአሁን በኃላ ለደብረፅዮን እድል አይሰጠው

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx Месяц назад +3

    ኣቱም ሓሻኽር ማለሊት፣ ኣደመ ዝሃበትኩም ፅሑፍ ሒዝኹም ክትመፁ? ውርደተኛታት። ሐዚ ግምት እዩ መንግስቲ፣ ከውርድን ከደይብን ድማ ሓላፍነት ኣለዎ፣ ንስኹም ዘይሃብኹሞ ስልጣን ክትኸልእዎ መን መሰል ሂብኩም፣ ወራዳትስት!
    ዓሪፍኹም ተቐመጢ ተኣቢኹም ትረኽዋ!!

  • @tesfaykidane7385
    @tesfaykidane7385 Месяц назад

    😊😊😊😊

  • @YohannesAbraham-p6s
    @YohannesAbraham-p6s Месяц назад

    ህዝብቢ ትግራይ! እዞም መጠጥቲ ደምካን ደም ደቅኻን ዝኾኑ ቆራዲድ የኣኽለኩም ዘወር በሉለይ ክትብሎም ይግባእ!!

  • @kidanutadele921
    @kidanutadele921 Месяц назад

    ኣበይ እሞ እቶም መራሕቲ ሃይማኖት ትርር ኢሎም እንታይ ኢኹም ትደልዩ ኢሎም ምፍጣጥ ወይ ካኣ ካብ ስልጣንኩም ውረዱ ኢልካ ምውራድ

  • @TeweldeabrhaGirmay
    @TeweldeabrhaGirmay Месяц назад

    ናይ ዉሽጢ ፓለቲካ ምስትክካል እንተኣብዩ ግድን ኢዩ ናይ ደገ ሓይሊ ክኣቲ።

  • @MebrahtuHailu-sm1or
    @MebrahtuHailu-sm1or Месяц назад

    Gemgsti keshom kele gdn eyu

  • @ክብረ
    @ክብረ Месяц назад

    ኣቱም ስራሕኹም ስርሑ ፖለቲካ ኣይምልከተኩምን

  • @avielavi990
    @avielavi990 Месяц назад

    You are Tegaru have not patriot leadership 😭

  • @HermelaGetachew-gv5dg
    @HermelaGetachew-gv5dg Месяц назад

    ተቃበልነት ዘይብሉ መግለፂ!ህዝቢ ትግራይ ሓደ ክንፎልጦ ዘለና ኣብ ትግራይ ሓደ እና ሓደ መንግስቲ ግ,ም,ት ጥራይ እዮ።ስለዚ መሪሕቲ ሃይማኖት እውን መሪሕቲ ሃይማኖት እኹም እንበር መሪሕቲ ውድብ(ፖለትካ)ኣይኮንኩምን።ስለዚ ምሻም ኮነ ምሻር ናይ መንግስቲ ስራሕ ይኮን።ካልኣይ _ከም ዝፍለጥ ኣብ ትግራይ ዝኮነ ይኩን መንግስታዊ ስራሕ ከይስራሕ ኮነ እሉ ችግር ናፈጠረ ህዝቢ ዝህወኽ ዞሎ ጉጂለ ደብረ ፅዮን ኣይኮነን ድዮ?ስለዚ ሕጂውን ንኩሉ ብሓደ ምውቃስ ኣድላይን ንህዝቢ ዘይጠቅም ሓሳብ እዮ።ምፍላይ የድለየና እዮ

    • @user-tr3iw1qx5y
      @user-tr3iw1qx5y Месяц назад

      ኧረ ብግምት ምዝራብ የአክል፡፡ማእኽልና ህዝቢ ትግራይ እዩ ውልቀ ሰባት አይኮኑን፡፡አብ ብልፅግና ሓሽከር ዝነበረ ትግራዋይ መብዛሕቲኡ ናይ ጌታቸው ግሩፕ ከም ምሕብኢ ይጥቀመሉ አሎ፡፡

    • @HermelaGetachew-gv5dg
      @HermelaGetachew-gv5dg Месяц назад

      @user-tr3iw1qx5y ማለት ግመት እኮ ንህዝቢ ማእኸል ገይሩ ዝሰረሕ ዞሎን ዝሰረሕን እዮ።እቲ ካልኣይ ጉጀለ ከ እንታይ እዮ ዝብሃል?ብዝኮነ ግን እቲ ዓቢይ ሕማም ኮይንና ዞሎ ኣብ ትግራይ ንህዝቢ ክጠቅም ይኽእል እዮ እሉ ዝዛረብ ስብ ባንዳ ውይ ብልፅግና ዝብሉ ስባት እዮም።።በዝኮነ ግን ንሕና ሓሽከር ኣይኮናን።

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 Месяц назад

    የዋህ ይመስል ግን ትኽክል ኣይመስለንን ፣ ካሓዲን ህዝባዊን ተዓረቑ ምባል ትኽክክ ኣይመስለንን። ተኺኢልኩም ሓቂ ተዛረቡ ተዘየለ ዓሪፍኩም ኮፍ በሉ። ናይ ውልቂ ባእሲ የብሎምን ፅባሕ እቶም ንስለ ትግራይ ኢሎም ፀረ ምልኪ ዝቃለሱ ይኹነልኩም ኢሎም ተስሒቦም ንዘበናት ኣብ ትሕቲ ዲክታተርሺፕ ከምትሽመሙ ፍለጡ። እዚ ኣጉል ህዝበኝነትኩም ፍረ ኣየፍርን። ህዝቢ ኤርትራ እምቢ ንምልኪ ስለዘይበለ እዩ 40 ዓመት ኣብ ባርነት ዝኒሀ።

  • @yordanosbeyene2181
    @yordanosbeyene2181 Месяц назад

    ሐዚ "ሲኖዶስ" ትግራይ ንምንታይ ከምዝተመስረተ ግልፂ ኮይኑ። ንነብሲ ዘይኮነስ ንጥቅሚ ፖለቲካ እዩ።
    እዚ ጥምቀት ድዩ ቁርባን?
    ኢትዮጵያ አብ እዋን ጃንሆይ ዝሓለፈቶ ዘመን ሐዚ አብትግራይ ተጀሚሩ። ሀይማኖት ዘለዎ መንግስቲ። ህውሐት ዘዘጋጀወቶ ናይ መጨረሻ መሳርሒ!!!

    • @tsegagaltgray
      @tsegagaltgray Месяц назад

      ተናጊርኪ ሞይትኪ ምስ ፖለቲካ ታይ ዘተሓሕዝ እኒኦዎ ዝለዓለ ሓላፍነት ዘለዎም እኮ መራሕቲ ሃይማኖት እዮም ናትኪ እንታይ እዩ ትብለኪ ኣባጊዖም እናጸነታ እናተበተና ሱቅ ክብሉ እኒኦዎም ድዩ?? ቅዱስ ዮውሓንስ ኣፍርቅ ንሓንቲ መበለት ካብ ተካተዐላ ምእንቲ እዚ ኩሉ ህዝቦም እናጠፈአ ፍትሒ ናጎደለ ናተዓመፀ ከመይ ሎም ሱቅ ክብሉ ምእመን ተዘይ ሃልዩ ተመን ድዮም ከቅሩቡን ከጠምቁን? ስለዚ ብናተይ ከማን እስካብ አዚ ደንጊዮም ብሰንኪ ተናሓነሕቲ ውዱባት ታይ ገይርና ንሳቀ መላምል ዕሸላት ኣሕዋቲና ሲኢናስ ዝተሰውኡሉ ዕላማ ንወንበሮም ክቀዳደምሉ እህ

  • @SesenHadish
    @SesenHadish Месяц назад

    ብትሕዝቶ ይበል። ግን እንዳ መሸታ ኣይኮነን ዘለኹም፡ በሰመኣብ እንትበሃል ድንን ኣሜን እዩ ዝበሃል እሺ??

  • @zenebeme1721
    @zenebeme1721 Месяц назад

    ናይ ኣደመ መሓውር ስልጣን ሕወሓት ንምቅፃል ብሽም ዘይሻራዊ ዝወፀ መግለፂ እዩ።

  • @wediofla3230
    @wediofla3230 Месяц назад

    Getachew and Tsedkan will continue to bring more misery to Tigray. Let us not forget they are working with Aregawi Berhe, Giday Zeratsion, Samora, Araya, Mengage, Haregweni, Gebru, etc.

  • @michaelshishay2341
    @michaelshishay2341 Месяц назад

    ናይ ወዲ ወረደ መግለጺ ድዮም ዝደግምዎ ዘለዉ

  • @gunnersawi9391
    @gunnersawi9391 Месяц назад +1

    ኣደመ ብመራሕት ሃይማኖት ብስቭል ማሕበራት መጽኣ መስሓቅ

  • @zenebeme1721
    @zenebeme1721 Месяц назад +1

    ህወሓት ፅሒፉ ዝሃበኩም እዩ ዝመስል እምበር መንግስቲ ክሾም ከውርድ ግድን እዩ።

    • @tsiyonawiAxumawi
      @tsiyonawiAxumawi Месяц назад

      ደደብ ህዝቢ ዘይመረፃ አይኽእልን

  • @EeEe-r8x
    @EeEe-r8x Месяц назад

    እቲ ፀርፊ ናይ ሃይማኖት መራሕቲ ኣይኮነን ካልኣይ ግልፂ ናብ ዝኮነ ፖለቲካ ኢድኩም ተእትው ኣለኩም ።

  • @ThomasTemare
    @ThomasTemare Месяц назад +1

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ካብ ዞም ለማሳትን ዓኻያትን መራሕቲ ፖለቲከኛታት ንስኻትኩም ዝተሰበረ ልብና ባኣኹም ቁሩብ ሕዚይ ተስፊውና🙏🙏🙏

  • @MrsKkk-q3u
    @MrsKkk-q3u Месяц назад

    ❤❤❤❤❤

  • @destagebrehiwot4556
    @destagebrehiwot4556 Месяц назад +1

    ❤❤❤❤🙏🙏