Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
👍👍👍❤️❤️❤️
I heard it costs about 2 billion birr. but do the woreda have appropriate health education and road services ever? do the martins give their life for this museum type?
እቲ ዝሓለፈ ዝነበረ የአክል ንሕና ኢና እናበልና ታሪክ እናተሳራረቅና ከይንነብር ከምአባሃህላ አብ 94 ወረዳታት ሙዜም ክስራሕ አለዎ ማለት እዩ
ክቡር ሓወልቲ ሰማእታት ምስራሕ ፖሎትካ ትሕዝቶ ዘለዎ ኣይኮነን።እዚ ብሰናይ ድልየት ደቂ'ቲ ከባቢ ንታሪክ ዝሓልፍ ብቀረበኦም ንወለዶ ክሓልፍ #መዘክር ሰማእታት ትግራይ ኣሕፈሮም ተባህሉ ከም ሙዜም ንክስራሕ ስትራቴጂክ ፕላን ወፅእሉ ብሓሳብ ዝተጣየሸ እዩ።እዚ ፕሮጀክት ልምዓት ቤተ-መዘክር፣ቤተንባብ፣ ICT ማእከል፣ስቴድየም ስፖርት ፣ሎጆ ወወተ ክህልዎ እዩ።ኣታዊኡ ንስድራ ስውኣትን አረጋውያንን ክውዕል እዩ።
You Tegaru are have not wise political leadership ( founding fathers)
ቀዳማይ ወያነ ዝፈሸለሉ እንተመርሚርና ሕዚ ድማ ኣቦይ ስብሓት ይደግምዋለው ግን ኣይሳኻዕን። ጌዜ ረኹብኩም ኣብቑሸት ተሸኺልኩም ትግራይ ንምፍራስ ንምክፍፋል እምነ ኹርናዕ ተኺልኩም። እቱሓቅማ መጀመርታ ብድውሉ ዝሞተ ተመዛባላይ ህዝብና ምስተመልሰ ኣብታናየኩሉ መቐለ እያ ኔራ።
ክቡር ካብቲ ረሳሕ ቁሸታዊ ፖሎትካ ክትወፅእ ዘለካ ንስካን ከማካ ዝበሉ ውሑዳትን እዮም።እዚ ምስ ቁሸታዊ ፖሎትካ ርክብ የብሉን።ቃልሲ ቀዳማይ ወያነ ዝበርዐነ እውን ብስሕተት ወየንቲ ባዓል ብላታ ሃይለማርያም እምበር ብናይ ካሊእ ክፍተት ኣይኮነን።እቲ ሕሉፍ ታሪክ ክትፍትሽ እንተኮይንካ ኣብ እንዳ-ቡን ባዓል ገብሩ ኣስራት ዝሓምይዎን ዝነዝሕዎን ዘይኮነስ ካብ ባዕሎም ካብቶም መስራቲ ቃልሲ 1ይ ወያነ ብላታ ሃይለማርያም ዘማሓላለፍዎ ብወዶም #ካሳ ሃይለማርያም ዝተፃሓፈ #መፅሓፍ ገረብ ዓረና ምርኣይ እኩል እዩ።እቲ ቁንፁብ ቃልሲ ጀሚሮም ተቆንፅቡ ዝተረፈ ባዕልቶም ኣድላዊ (ንኩሉ ዘይሓቆፈ)ቃልሲ ብምውልዖም እዮም።ሕዚ ግን እዚ ፕሮጀክት ናይ ልምዓት ፕሮጀክት እምበር ፖሎትካ ትሕዝቶ የብሉን።ነዚ እዩ ድማ #መዘክር ሰማእታት ትግራይ ኣሕፈሮም "ተባህሉ ዝተሰየመ🙏ብዝኮነ ቅኑዕ ኩን🙏
@tsegaykidanu6536 ሓፂር መልሲ ትኸውን ብዙሕ ከይበልና ንተጋሩ ንድሕሪትን ንቑልቁልን ዝስሕበና ኣብ ማእከልና ኢትዮጵያውነት ዝስዕቡ ድቓሉ ወይ ድማ ዝኣምኑዩ ምኽንያቱ ካብ መትከላት 4ኪሎ/ኢትዮጵያውነት ዓምድታት ቁ1 ዘላቒ ቅርሕንቲ ኣብ መንጎ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ምትካልዩ ቁ2 ህዝቢ ትግራይ ባህሉ መንነቱ መሬቱ ቛንቑኡ ገዲፋ ፋሕ ፋሕ ክብል ጌርካ ዳሓር ክልል ኣምሓራ ዝብሃል እናሰፍሐ ንትግራይን ኤርትራን ክውሕ ምግባር። ኢዚኣ ቀምቲ ሓንፀፅቲ ድማ ኢሳያስን ስብሓተን መተግበሪ ድማ ጎጃሜ መለስ ዜናውን በረከት ስምኦንን ብተወሳኺ ድማ ምርጫ መለስ ዝኾነ ገብሩ ኣስራትንዮም። ቅንዕና እንተልዩካተመራመር ሕተት
👍👍👍❤️❤️❤️
I heard it costs about 2 billion birr. but do the woreda have appropriate health education and road services ever? do the martins give their life for this museum type?
እቲ ዝሓለፈ ዝነበረ የአክል ንሕና ኢና እናበልና ታሪክ እናተሳራረቅና ከይንነብር ከምአባሃህላ አብ 94 ወረዳታት ሙዜም ክስራሕ አለዎ ማለት እዩ
ክቡር ሓወልቲ ሰማእታት ምስራሕ ፖሎትካ ትሕዝቶ ዘለዎ ኣይኮነን።እዚ ብሰናይ ድልየት ደቂ'ቲ ከባቢ ንታሪክ ዝሓልፍ ብቀረበኦም ንወለዶ ክሓልፍ #መዘክር ሰማእታት ትግራይ ኣሕፈሮም ተባህሉ ከም ሙዜም ንክስራሕ ስትራቴጂክ ፕላን ወፅእሉ ብሓሳብ ዝተጣየሸ እዩ።እዚ ፕሮጀክት ልምዓት ቤተ-መዘክር፣ቤተንባብ፣ ICT ማእከል፣ስቴድየም ስፖርት ፣ሎጆ ወወተ ክህልዎ እዩ።ኣታዊኡ ንስድራ ስውኣትን አረጋውያንን ክውዕል እዩ።
You Tegaru are have not wise political leadership ( founding fathers)
ቀዳማይ ወያነ ዝፈሸለሉ እንተመርሚርና ሕዚ ድማ ኣቦይ ስብሓት ይደግምዋለው ግን ኣይሳኻዕን። ጌዜ ረኹብኩም ኣብቑሸት ተሸኺልኩም ትግራይ ንምፍራስ ንምክፍፋል እምነ ኹርናዕ ተኺልኩም። እቱሓቅማ መጀመርታ ብድውሉ ዝሞተ ተመዛባላይ ህዝብና ምስተመልሰ ኣብታናየኩሉ መቐለ እያ ኔራ።
ክቡር ካብቲ ረሳሕ ቁሸታዊ ፖሎትካ ክትወፅእ ዘለካ ንስካን ከማካ ዝበሉ ውሑዳትን እዮም።እዚ ምስ ቁሸታዊ ፖሎትካ ርክብ የብሉን።ቃልሲ ቀዳማይ ወያነ ዝበርዐነ እውን ብስሕተት ወየንቲ ባዓል ብላታ ሃይለማርያም እምበር ብናይ ካሊእ ክፍተት ኣይኮነን።እቲ ሕሉፍ ታሪክ ክትፍትሽ እንተኮይንካ ኣብ እንዳ-ቡን ባዓል ገብሩ ኣስራት ዝሓምይዎን ዝነዝሕዎን ዘይኮነስ ካብ ባዕሎም ካብቶም መስራቲ ቃልሲ 1ይ ወያነ ብላታ ሃይለማርያም ዘማሓላለፍዎ ብወዶም #ካሳ ሃይለማርያም ዝተፃሓፈ #መፅሓፍ ገረብ ዓረና ምርኣይ እኩል እዩ።እቲ ቁንፁብ ቃልሲ ጀሚሮም ተቆንፅቡ ዝተረፈ ባዕልቶም ኣድላዊ (ንኩሉ ዘይሓቆፈ)ቃልሲ ብምውልዖም እዮም።ሕዚ ግን እዚ ፕሮጀክት ናይ ልምዓት ፕሮጀክት እምበር ፖሎትካ ትሕዝቶ የብሉን።ነዚ እዩ ድማ #መዘክር ሰማእታት ትግራይ ኣሕፈሮም "ተባህሉ ዝተሰየመ🙏
ብዝኮነ ቅኑዕ ኩን🙏