Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ናይ ብሓቂ ሕማቕ ስምዒት ተስምዑኒ። ኣምላኽ ካብ ኩሉ ሕማቕ ነገር ይምሓረና። ቤተሰብ እውን ፅንዓት ይሃብኩም። ኣሕዋትና እውን ኣምላኽ ይቅረ ይበለልኩም። ሕማቕ መዓልቲ ዉዕልኩም😢
ጽቡቅ ውሳነ። #ፍትሕ ንዘውዱ!!!
እ/ር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልና🙏😢
ስመ #እግዚአብሔር👈 ብኣሕጽሮተ ቃል የንጽሓፍ ኣሕዋተይ ።
@@medhin8187✅✅❤
👌 ኣሕ ሞየትን ቃተልትን ኣይጥዕምን ስለዝ ማናእሰይ ካብዝኦም ትማሃሩ ገንዘብ ሰርሕካ ዝርከብ እዩ ሓፍትኻ ምቅታል ዋጋ የብሉን😢
ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ 😢😢😢ፍትሒ ንደቂ አንሰትዮ ትግራይ😢
ሕማቅ ማዕልቲ ዊዒሎም ጎይታይ ማዓረይ ማሓረና መዓልትና አፀብቀልና
ደስ ዝብል ዉሳኔ እዮ ናይ እዶም ኪረክቡ አለወም😢😢😢😢
ኣይትፍረድ ከይፍረደካ እዩ ኣሕዋተይ ኣይንፍረድ እዚ ናይ ሓጥያትና ውፂኢት እዩ እግዚአብሔር ኣንቢዕና ንለምኖ መፍትሒ ካብኡ እዩ ኡፍፍፍፍፍ ዋይ ግዜ ጌታ ሆይ ከም ስራሕና ዘይኮነስ ከም ምሕረትካ ይቅር በለና
@@SaraMoh-n8gkem srahna ewun kbena alewo 😡😏
ብጣዕሚ የሐዝን ሕውስውስ ኢልኒ😢😭😭😭😭😭😭😭እግዚአብሔር ኣቦይ ምሕረትካ ላኣኸና😢
አምላክ አባይ ምሕረትካ ላኣኸና😢😢
ደስስስስስ ዝብል ዉሳነ👏🙏
ምንም ክብል ኣይኽእልይ ኣሕሕሕሕሕሕ ኩፉእ ማዕልት ዉዑሉኩም ❤
ዕድመ ይሃብኩም ደያኑ
በሓቅይ ዝሕጉስ ፍርድይ ሰምዕና ንዝተረፉ ከመኣ ጌርኩም ናይ እዶም ሃብዎም tank you
ውይ በስምኣብ ካብዚ ማሓረና ኣምላኬ ሆይ😢😢😢😢
ፈጣሪ ካብ ስሕተት ይምሓረና ስሑት መዓልቲ ውዒሎም😢😢
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፍርዲ ግን ሓደራኩም አብ ተግባር አውዕልው🙏
Are ayfredn
እዘገዮ😢
@@NgstiNgsti-j7oአብ ሓፍትኪ ወይ አብ ጓልኪ ወይ አብ አዴኪ ምስ በፀሐ ክርድአኪ እዩ ማአረይ😢😢
@@MelatGerye ከመኡ ዘይኮነስ ንዚ ክመፀኒ እዩ እሉ ሰለ ዘይሓሰቦ እዩ ኩሉ ኣጋጢሙዎ ዘሎ ንክገብሮ ውን ሴጣን ሕሹኩ ኢለዎ እዩ ዝበሃለ እንበር ኣብ ጓልኺ አብ ሓፈተኺ ዝበሃል ነገር የለን ካብ ናይ ምድሪ ፍረዲ ወይም ጋሃን እሳት 🔥ናይ ለዐሊ እሳት ይዓቢ ዛሓፈተይ ግን ካብ ስሑት ማዓልቲ ይሰወረና እዩ ዝበሃል ኒሕ ብኒሕ ክመፅእ እዩ ከመዚ ተኮይኑ
@@NgstiNgsti-j7o hakki gualey, nay mealti eyu
ኣምላኬ ሆይ ካብዙ ኩሉ ሰዉረና 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Amen 3 hawey natey 😢
እዞም ሰባት ምሕረት ክግበረሎም ንእግዝኣብሄር እልምን ኣለዂ!ኦ ኣምላኽ ዝፋን መንበርካ ኣብ ሰማያት ዝኹነ ምሕረትካ ኣብዚም ውጹዓት ቆልዑ ኣውርድ!ነቶም ፍርዲ ዝሃቡ ፍርድኻ ሃብ!ሕማቕ ፍርዲኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልኩም!!
ሂወት ወድሰብ ዝኣክል ንዘጥፈአ ፍርዲ ምሃብ ገበን ኣይኾነይ። ናይ ኢዶም እዮም ረኺቦም።
ዓልየትካ ድዮም ኮይኖም ጋዉና
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፍርዲ
ኣብ ትግራይ ከም ናይ ሱዑዲ ዝቀተለ ክቅተል ከምኡ ኢሉ ክቅፅል ተስፋ ይገብር ዝቀተለ ይቀተል እልትብሉ👍😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ኣብዚኣ ሓደ ሓደ እልቲ ምልሳለይ ዘለኪን ኣጓላት ግን ክፍሮዶም ደስ ዘይበለኪን ኣለኪን ንዓኪን እዉን ድሕሪ ስደት ትበፅሐኪን እያ ሕደጋ ሐዚ ኣብ ሰደት ሰለ ዘለኪን ኣይ መስለኪን ዘሎ ለካብጥ ሓሻዎ😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😢😢ስዕዲ ኮ ሃይማነት ዘይ ብላ ሃገር እያ 😢
@laylaal7008 ዋይ ኣነ ናይ ሃይማነት ኣይተናገሩኩን😭😭😭
እንታይ ኮፍ ዘብል አሎዎ ድአ ይኪድ እንበር ከይደገመ ከሎ
@@laylaal7008 ስዑዲ ሃይማኖት የብላን ድዩ🤔ሓድሽ ዩ ንዓይ። ብዝኮነ ግን ሂወት ሰብ ብድሌቱ ዘሕለፈ ,ማለት ብሃንደበት ዘይኮነ ብመደብ ሂወት ዘሕለፈ ሲ እንታይ አሎዎ አብ ልዕሊ መሬት ?ክደጋግም ወላ። ብሓደጋ ተኮይኑ እወ ብመደብ ሰብ ዝቀትል ግን ፎርሳ ክጠፍእ አለዎ
Nay bhaqi bro
ሰብ ተጋግዩ ብስሕተት ሰብ ኽቐትል ይኽእል እዩ ፤ ቅፅዓቱ ከዓ ብዕድመ ልክዕ ወይ ከዓ ሞት ተኾነ ፀገም የብሉይ ። ኾነ ኢሎም ሓሲቦምሉ ሕሉፍ ቂም በቀል ለይብሎም ኣብ ልዕሊ ንፁሃት ሰባት እሞ ኽዓ ብግፍዓዊ ቅተለት ንልፈፀመ ገበነኛ ክቅተል ጥራሕ ለይኮነስ ከምታ ብግፍዒ ልቐተለ ብግፍዒ ኽቕተል እዩ ለለዎ ። ሃምኡ እንድሕር ለይገበርኻ ሕብረተሰብና ክመሃር ኣይኽእልይ ።ወለዲ ማህሌትን መሓዙታን ፅንዓት ይሃብኹም 🙏🙏🙏
ነብሳ ይማሓር ብህፃና ተቐሰፈት ውላድ ትግራይ። መምሀሪ ዝኾነ ፍርዲ ምሃቡ ነቲ አብ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ገበናት ከጥፍእ እዩ ዝብል ሙሉእ እምነት አለኒ። ፈጣሪ ናብ ልበነኦም ይመልሶም ነዞም ገበን ዝፍፅሙ ዘለው አሕዋት።
ትዝገርም ነገር ጉጂ ክወፅእሲ ቅርሺ የድልየኒ እዩ💔ሓንቲ ጓል ሂዋን ክሽልም ሓንቲ ጓልሂዋን ክጨዊ ክዕምፅ በስመአብ ስዉር ሕልና😭😭😭😭😭ከዚዉን ብዙሓት አሕዋትና ፈትሒ ዘይረከባ አለዋ ፈትሒ ነተን ዝተረፍ😭😭😭
ኣቤት ኻብ ስሑት ምዓልቲ ይሰውረና ፍትሒ ነኩለን ደቂ ኣነስትዮ ኣሕዋትናን😢😢😢😢
አይይይይይ ግዜ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ የውርደልና🙏😭ካብ ክፉእ ማዓልቲ ይሓልወና😢
ይሕዝን😭😭😭
ኣዶ ትግራይ ትረኽብዮ💔💔💔😭😭😭😭
ዋይይይይይይ ኣታ ተቀታትልኣ ኸሕዝነካ ኽንደይ ኢኪ ተሳቂኪ😭😭😭😭
ቅትለት ብዙሕ እዩ ብጭካነ ኮነ ኢሉን ብሃንደበት ከይሓሰቦን እዩ።ነቲ ብጭካነ ኮነ ኢሉ ዝቀተለ ግዜ ክዋሃቦ ኣይግቦኦን።ነቲ ብሓንደበት ክኣ ብዝገበሮ ልክዕ ፍርዲ ክፍረዶ ይግባእ።
Btaem😭😭😭
ፈጣሪየ ስሑት መዓልቲ ኣይተውዕለና
ብጣዕሚ መሕዘኒ እግዚአብሄር ምሕረቱ ይልአከልና አሜን 😢😢😢
ብጣዕሚ ፅቡቅ ናይ ደቂ አንስትዮ ፍትሕ ሕጂ ረኺባ ኣላ
ኣታ ኣብዘሎናዮ ኾነና ነልምን ብጥዒሚ ዩ ዘፍርሕ ዘግዜ😭😭😭😭😭
ብጣዕሚ ፅቡቅ ናይ ደቂ አንስትዮ ፍትሕ ሕጂ ረኺባ ኣላ ይቀፅል ደዓ
ፀላእየይ ኣሕዋተይ ሕማቅ ማዓልቲ ዊዒልኩም😢😢
ብጣዕሚ ንፉዓት ዳያኑ ፍትሒ ንደቂ ኣነስትዮ ትግራይ😢😢😢😢😢
ብጣዕሚ ኣሰቃቒ ኣቀታትላ ቀትሎማ እዮም 😢 ግን ሰብ ዝበደለ እንተበደለ ስኦል ኢይትምነየሉን በጃኹም ቅድሚ ምማቱ ንስሃ ከም ዝኣቲ ግበርዎ 😭😭😭😭ናይ ምድሪ ዕድሚኡ ሓፅሩ ናይ ሰማይ ቤት ይርከብ 😢😢
ብሓቂ😢😢😢ኣሕ ሕማቅ ማዓልቲ ማሓርና😢😢😢
@@FgHj-gb9id 😥
ሞትፍርዲ ማለት ብኢድ ሰብ ኣይኮነን ክቕተል ኣቤት ህንፀት እዩ ሂወቱ ዘሕልፎ መርሸንቲዝበሃል ሕጊ ኢ ያ የለን እቲኻልኣይ ዕድመልክዕ ማለት ድማ ክሳብ30ዓመት ይእሰር ኣቀናነስ ተገይሩ ከባቢ 25ተኣሲሩ እዩ ዝወፅእ መንግስቲ ተተቀይሩ እዩ ዝልቀቕ እቲሞትፍርዲ ግን ኣብኢስርቤት እዩ ዘሕልፎ
ኣይተረዳኣካን@@DanaitTesfay-l7b
Men bele mot ferdi mot eyu kesab eti mot zefsem ilo kenbeb aysmakyun dika
በጣሚ ብጣእሚ ልገርም አናብባ በጠእሚ ጎበዝ እንኮን ናይና ኮንካ ።
ፅቡቅ ፍርዲ ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይይይይ😢😢😢😢
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ፍርዲ
ሰብ ምቅታል ፀያፍ እካ እንተኾነ ግን ምሃሪ ክኸውን አዩ ፅቡቅ ፍርድይ😭😢😢
ፈጣሪ ካብ ሕማቅ ይሰዉረና
ትግራይ ክልል ጥሩ ህግ አለ ዋው በዚህው ይቀጠል ይገባቸዋል
በቃ ኣብ ተግባር ኣውዕልዎ ከምዚ ክከውን ኣለዎ 😢መፃኢኣ እባ ኣፀልሚቶሞ ጨካናት 😢😢
እፍፍፍፍ ደስ ዝብል ፍትሒ ገበነኛ እማ ናይ ኢድ ክረክብ እኒአዎ።🙏
እቲ ፍርዲ ደሓን የፍርሕ ስለ ዝኾነ ኣቡኡ ይጽናሓለይ እቲ ኣገባብ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ብቓልዕ ብምዃኑ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዩ ካሊእ እዛ ሞዋቲት ቆልዓ ዕጡቕ ኣቦ ከምዘለዋ ፍሉጥ ዩ ምኽንያቱ ክንደይ ተቐተለን ሪኢናን ሰሚዕናን እሞ ፍርዲ ክዋሃቦምስ ይትረፍ ኣብ ቀይዲ ምውዓሎምን ዘይምውዓሎምን ውን ኣይተፈልጠን ስለዚ ብፍላይ ጓለንስተይቲ ድኽመታ መዝሚዙ ጉልበቱ ተቐቒሙ ኮነ ኢሉ ብግፍዕን ጭካነን ዝቐተለ ወዲ ተባዕታይ ግቡኡ ፍርዲ ክረክብ ኣለዎ ስቓይ ዘን የሕዋትና ከብቅዕ ተኾይኑ ጡዑም ግዜ የምጻኣልና ፈጣሪ ባሓቂ ዘፍርሕ ግዜ ዩ
ኣብ ዝተወለድካሉ ዓዲ ጓልካ ምስኣን ማለት እኮ ገራሚ እዩ ልክዕ እዩ ጅግና እዩ ናይ ቢሓቂ
ምሕረት የውርደልና
ጌተዬ ሆይ ካብ ከምዚ ዝበለ ሓደጋ ካልከለኒ😢አምላኬ ንስካ ንኩሉ ቀለጢፍኻ ፈረድ እግዘዮ መሓረኒ ክርሰቶስ አቤት😭🖤
በጣም ደስ ይላል 2ተኛው ፣ተከሳሽም የሞት ፍርድ ይገባዋል 3,4,5ካሉበሙሉ ይገባቸዋል ፍርድ ለሴቶች ትግራይ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ፍርድ ተመስገን♥♥🙏🙏
ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ፍትሒ ፍትሒ ዋይይይይይይይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ውሳነ👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ትግረኛ ባለመቻሌ ዛሬ ተጎዳው ምርጥና ጀግና ዳኛክብር ዳኛ ማብና ማስረዳት አጠበቅመትም በፍጥነት ይረሸን የህታችን ደም ፈሶ እዴት ይቀራን ለምንስ ይተነፍሳን
አትፊረድ ይፈረዲብሃል😢😢😢😢😢
ጀጋኑ ደያኑ ምርኣይና የሐጉስ
😢😢😢😢😢😢ካብዚ ምሓረና
ካበዚ ይማሓረና ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣይ ትቅተለሎም ኣይ ይቅተሉሉካ ነኻል ደስና ኣይኽለአና እግዚኣብሔር ኣምላኽ 🙏 በጃኹም ልቢ ንግበር ንማርሃ
ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ😢 ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ😢😢😢😢😢
ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ 😭😭ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 😭 ንንእስተይ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ 😭😭😭 ፅቡቅ ዉሳነ እዩ ኣቱም ንደቂ ኣንስትዮ ትብድሉን ትቀትሉን ዘለኩም ታይ ዓይነት ሕልና እየ ዘለኩም ሓፍትን ኣዶን የብልኩምን ሓንቲ ጋል ኣነስተይቲ ማለት ሓፍትካን ኣደካን ምካና ፍለጥ ንዞም ከምዚ ዝገብሩ ኣይኮነን ክቀትሉ ከፈራርሑ እዉን የብለሙን ኩሉካ ህዝቢ ትግራይ ኣበይ ኣለኩም ደቂ ኣንስትዮ ንጋፍዕ ኣለና ካብ ፀላእቲ ገዲዶምና ኮ ኩሎም ዘይኮኑስ ሓደ ሓደ እዚኣ ክትፍፀም ኣለዋ? 😭😭😭😭 ከዝዉን ደጊመ ንእስተይ ዕሸል ሸዊት ኢክሞ ንእስነትኪ ሪኢ ፈጣሪ ኣምላክ ኣብ ሕቁፈ ቁዱሳን የንብርኪ😭😭😭😭😭😭
ፅቡቅ ውሳነ ተግባር የርእየና
እግዚአብሔር አምላክ ካብ ኩፉእ ምሕሳብ ይድሕነና 😥😥😥😭😭😭
ናይ በሓቂ ጽቡቕ ፍርዲ። ብፍላጥን፡ ንገንዘብ ኢሉ ዝቐተለ ጽቡቕ ውሳኔ፡ ኣብ ባሽን ሃንደበታዊ ሓደጋን ግን ብሞት ኪቕጻዕ ኣይግባእን፡ እዚ ተወሲኑ ዘሎ ግን ጽቡቕ ፍርዲ ኢዩ እሞ፡ ኪጸንዕ ኣለዎ።
እንታይ ዓይነት ግዜ በፂሕና 😢😢😢ከብ ኸምዚ ሱሑት ማዓልቲ ማሓረና ፈጣሪ አቦይ
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ውሳኔ
ጽቡቕ ውሳነ፡ እቲ ናይ ሞት ፍርዲ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ከም ዝፍጸም ተስፋ ንገብር። TPM media እቲ ኸይዲ ስለ ዘመሓላለፍኩሞ ብጣዕሚ ነመስግን። ናይተን ካልኦት ይሕዋትና ውን ተኸታቲልኩም ከም ተመሓላልፍዎ ተስፋ ንገብር🙏
ሕጊ ከምኡ ንክትግብር ኣይፈቅድን!
@desnetg-medhin2742 ሕጊ እንተዘይፈቀደ ውን ኣይኽልክልን እዩ። ናይ ገበነኛ መቕጽዒ ሕጊ ብዛዕባ ኣፈጽጽምኡ ን ናይ ፌደራል ወይ ከኣ ናይ ክልል ቤት ህንጸት እዩ ገዲፍዎ። ስለዚ በቲ ሕዚ ኣብ ትግራይ ዝርአ ዘሎ ጥቕዓት ደቂ ኣንስትዮ መምሀሪ ዝኾነ ኣፈጻጽማ እንተዝፍጸም በሃሊት እየ። ዕላማ ናይቲ ሕጊ ውን እሱ ስለዝኾነ።
ፁብቅ. እዯ ፋትሒ. ንኩለን. ደቂ. ኣንስትዮ. 😢😢😢ዝቀተለ. ክቅተል. ኣለዎ
ፅቡቅ ውሳነ
ፈጣሪ ካብ ሱሑት ማዓልቲ ስውረና😢😢😢😢😢
ኦ ኣምላክ ምሕረትካ ልኣኸልና ብፍቅሪ ገንዘብ መናእሰያትና ናብ ዘየዉጽእ ጣዕሳ ይኣትዉ ኣለዉ 💔💔💔ኣሕሕሕሕ ንኩልኩም ኣይጥዑምይ በጃኩም ኣሕዋተይ ልቢ ይሃብኩም ገንዘብ ሰሪሕኻ እንበር ናይ ረሃጽ ሰብ ኣይትመነዩ😢😢😢
ፅቡቅ ውሳነ 😪
መፍረድ ብቻ አይበቃም ። ተግባራዊ አድርጉት
Process alew. Be federal metsideq alebet.
ዳኛታትና ብጣእሚ እና ንህበነልኩም ብካልአይ ናይ ሀበን ቀታሊ ውን ብሞት ይፈረዶ
😢😢ቀታሊ ሓበን ደአ ቅተልኒ ይብል አሎ ኮ ተባሂሉ ነይሩ እሽዑ ሐዝይ እዉን ምግቢ አይበልዕን ዘሎ ይብልዎ ነይሮም
@@laylaal7008 ሓሳዊ በልዮ 😏
ምሕረት የውርደልና🙏🙏🙏
ጽቡቅ ውሳነ።
ብጣዕሚ ደሰዝብል ፍርዲ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ትክክክል ዩ ግን ካምናይሎሚ ፋርዲ ቀፅሉሉ ❤❤❤
የቅንየልና🙏🙏🙏 ዳርጋ ዝተደበሰት
አረ ደቂ አንስትዮ ትግራይ ብዘይ ሓጥያተን ብአሰቃቂ ቅትለት ደው ይበለልና😢😢😢😭😭😭😭😭😭
ፅቡቅ ውሰነ
አቡ ቅድሚ ህዝቢ ተግባራዊ ይኩን💔💊😢😢
ፅቡቅ ወሳነ ተግባር የርእየና
Eway haftey kemey kon xbibwa ynebr 😢😢😢uffff
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ፍርዲ ፈትሕ ንኩሉን ንደቂ አንስትዮ ትግራይ 😢🙏
ይሕዝን
ብጣዕሚ ጽቡቅ የቀንየልና ቲፒኤም
ካብ ሱሑት ማዕልቲ ያውዕለና😢😢😢😢😢😢😢
Wiy xikane seytawint eyozm eziaom😢😢😢😢😢😢😢😢
ኣቤቱ ጌታ ሆይ ካብዚ ማሓረኒ✝️🤲🤲😭😭😭😭😭
ልዕልነት ሕጊ ክረጋገፅ እንተኾይኑ ኩለን ብፍላይ ድማ እተን ድሕሪ ጦርነት ዝተፈፀማ ቅትለት ኣዋልድን ኣወዳትን ከምዚ ግቡእ ውሳኔ ክወሃቦም ከሎ እዬ ነዚ ናይ ናይዛ ዕሸል ሓፍትን ዝብክዎ ውሳነ ግን ዳያኑ ከየመስገንኩኩም ክሓልፍ ኣይደልን ቀፅልሉ❤
ደስስስስስ ዝብል ፍትሕ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ውሳነ❤❤
THANKU. SO. MUCH. TPM.❤
ፅቡቅ ውሳነ ፍትሕ ንዘውዱ
ፉትሒ ንደቂ አንስትዮ ትግራይ
መንድፍ ብልዑ😢😢
🛑Al this is because people have NO fear of God. Tigrai can't overcome WITHOUT Jesus❗️So pour out your might to plead with HIM‼️
በደንብ መማሪያ እንዲሆን ሁለተኛው ተከሳሽ በሞት መፈረድ ነበረበት👍
❤❤❤❤❤❤
መጀመርያ ንቤት ፍርዲ መቐለ ነመስግን ።ገባሪ እከይ ግቡእ ፍርዲ ዝረኸበ ይመስል ንተግባራውነቱ ብዓቕሊ ንጽበ ካብ ኩሉ ስድራቤት የዕርፉ
ፅቡቅ ፍርዲ ፍትሒ ንዘዉዱታት ትግራይ
😢😢😢😢😢😢ምሕረት ኣውረድ ጎይታ ማዓረያ
ኡዙ ፋርዲ ብጣዕሚ ፁቡቅን ኽነአድ ዝግቦኦ እዪ ኾይኑ ግና ኹሉ ትግረዋይ ደሙ መዕረ ስለዝኾነ እተን ደቂ ዓጋመ ይኹናደቂ ራያ ብግፋዒ ዝተቀተላ ቀተልተን ሞት ፋርዲ ኽፋረዶም አለዋ ተዘይኾይኑ ኻሊእ መልእኽቲ እዩ ኽህልዋ
Entay Ahewekeka Ata Hawey Nisa Kedma Teketla Firdi Kea Tewahibuwa Antehawek Adi Niadi Kea Anifelali Bejakum Miharuna
ትክክል
ትክክል ኩሉ ማዕረ ክረአ አለዎ አብ ዓድግራት መቀለ ውቅሮ ራያ ዝተተግበረ ቅትለት ሞት ክፍረዶም አለዉ።
ትክክል እዩ ግን ብሓደ ግዜ አይኮነን ዝከዉን ብምቅፃል ዉን ስድራ እቶም ግዳያት ባዕልቶም እቲ ፍርዲ አብ መጨረሻ ከብፅሕዎ አለዎም ንጠበቃ አሕሊፎም ክህቡ የብሎምን ምክንያቱ ንጠበቃ ፍርዲ ክከታተለሎም እንድሕር ሂቦም ዕጉብ ፍርዲ ዘይክረክቡ ይክእሉ እዮም ምክንያቱ ንቲ ጠበቃ ገንዘብ ሂቦም ፍርዶም ከቃልሉ ስለ ዝክእሉ 😢😢
😢😢😢 ኦ አምላከይ ካዚ ማሓረና
ሚስክነይቲ ዕሸል😢😢😢😢😢😢😢
ናይ ብሓቂ ሕማቕ ስምዒት ተስምዑኒ። ኣምላኽ ካብ ኩሉ ሕማቕ ነገር ይምሓረና። ቤተሰብ እውን ፅንዓት ይሃብኩም። ኣሕዋትና እውን ኣምላኽ ይቅረ ይበለልኩም። ሕማቕ መዓልቲ ዉዕልኩም😢
ጽቡቅ ውሳነ። #ፍትሕ ንዘውዱ!!!
እ/ር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልና🙏😢
ስመ #እግዚአብሔር👈 ብኣሕጽሮተ ቃል የንጽሓፍ ኣሕዋተይ ።
@@medhin8187✅✅❤
👌 ኣሕ ሞየትን ቃተልትን ኣይጥዕምን ስለዝ ማናእሰይ ካብዝኦም ትማሃሩ ገንዘብ ሰርሕካ ዝርከብ እዩ ሓፍትኻ ምቅታል ዋጋ የብሉን😢
ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ 😢😢😢
ፍትሒ ንደቂ አንሰትዮ ትግራይ😢
ሕማቅ ማዕልቲ ዊዒሎም ጎይታይ ማዓረይ ማሓረና መዓልትና አፀብቀልና
ደስ ዝብል ዉሳኔ እዮ ናይ እዶም ኪረክቡ አለወም😢😢😢😢
ኣይትፍረድ ከይፍረደካ እዩ ኣሕዋተይ ኣይንፍረድ እዚ ናይ ሓጥያትና ውፂኢት እዩ እግዚአብሔር ኣንቢዕና ንለምኖ መፍትሒ ካብኡ እዩ ኡፍፍፍፍፍ ዋይ ግዜ ጌታ ሆይ ከም ስራሕና ዘይኮነስ ከም ምሕረትካ ይቅር በለና
@@SaraMoh-n8gkem srahna ewun kbena alewo 😡😏
ብጣዕሚ የሐዝን ሕውስውስ ኢልኒ😢😭😭😭😭😭😭😭እግዚአብሔር ኣቦይ ምሕረትካ ላኣኸና😢
አምላክ አባይ ምሕረትካ ላኣኸና😢😢
ደስስስስስ ዝብል ዉሳነ👏🙏
ምንም ክብል ኣይኽእልይ ኣሕሕሕሕሕሕ ኩፉእ ማዕልት ዉዑሉኩም ❤
ዕድመ ይሃብኩም ደያኑ
በሓቅይ ዝሕጉስ ፍርድይ ሰምዕና ንዝተረፉ ከመኣ ጌርኩም ናይ እዶም ሃብዎም tank you
ውይ በስምኣብ ካብዚ ማሓረና ኣምላኬ ሆይ😢😢😢😢
ፈጣሪ ካብ ስሕተት ይምሓረና ስሑት መዓልቲ ውዒሎም😢😢
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፍርዲ ግን ሓደራኩም አብ ተግባር አውዕልው🙏
Are ayfredn
እዘገዮ😢
@@NgstiNgsti-j7oአብ ሓፍትኪ ወይ አብ ጓልኪ ወይ አብ አዴኪ ምስ በፀሐ ክርድአኪ እዩ ማአረይ😢😢
@@MelatGerye ከመኡ ዘይኮነስ ንዚ ክመፀኒ እዩ እሉ ሰለ ዘይሓሰቦ እዩ ኩሉ ኣጋጢሙዎ ዘሎ ንክገብሮ ውን ሴጣን ሕሹኩ ኢለዎ እዩ ዝበሃለ እንበር ኣብ ጓልኺ አብ ሓፈተኺ ዝበሃል ነገር የለን ካብ ናይ ምድሪ ፍረዲ ወይም ጋሃን እሳት 🔥ናይ ለዐሊ እሳት ይዓቢ ዛሓፈተይ ግን ካብ ስሑት ማዓልቲ ይሰወረና እዩ ዝበሃል ኒሕ ብኒሕ ክመፅእ እዩ ከመዚ ተኮይኑ
@@NgstiNgsti-j7o hakki gualey, nay mealti eyu
ኣምላኬ ሆይ ካብዙ ኩሉ ሰዉረና 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Amen 3 hawey natey 😢
እዞም ሰባት ምሕረት ክግበረሎም ንእግዝኣብሄር እልምን ኣለዂ!
ኦ ኣምላኽ ዝፋን መንበርካ ኣብ ሰማያት ዝኹነ ምሕረትካ ኣብዚም ውጹዓት ቆልዑ ኣውርድ!
ነቶም ፍርዲ ዝሃቡ ፍርድኻ ሃብ!
ሕማቕ ፍርዲ
ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልኩም!!
ሂወት ወድሰብ ዝኣክል ንዘጥፈአ ፍርዲ ምሃብ ገበን ኣይኾነይ። ናይ ኢዶም እዮም ረኺቦም።
ዓልየትካ ድዮም ኮይኖም ጋዉና
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፍርዲ
ኣብ ትግራይ ከም ናይ ሱዑዲ ዝቀተለ ክቅተል ከምኡ ኢሉ ክቅፅል ተስፋ ይገብር ዝቀተለ ይቀተል እልትብሉ👍😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ኣብዚኣ ሓደ ሓደ እልቲ ምልሳለይ ዘለኪን ኣጓላት ግን ክፍሮዶም ደስ ዘይበለኪን ኣለኪን ንዓኪን እዉን ድሕሪ ስደት ትበፅሐኪን እያ ሕደጋ ሐዚ ኣብ ሰደት ሰለ ዘለኪን ኣይ መስለኪን ዘሎ ለካብጥ ሓሻዎ😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😢😢ስዕዲ ኮ ሃይማነት ዘይ ብላ ሃገር እያ 😢
@laylaal7008 ዋይ ኣነ ናይ ሃይማነት ኣይተናገሩኩን😭😭😭
እንታይ ኮፍ ዘብል አሎዎ ድአ ይኪድ እንበር ከይደገመ ከሎ
@@laylaal7008 ስዑዲ ሃይማኖት የብላን ድዩ🤔ሓድሽ ዩ ንዓይ። ብዝኮነ ግን ሂወት ሰብ ብድሌቱ ዘሕለፈ ,ማለት ብሃንደበት ዘይኮነ ብመደብ ሂወት ዘሕለፈ ሲ እንታይ አሎዎ አብ ልዕሊ መሬት ?ክደጋግም ወላ። ብሓደጋ ተኮይኑ እወ ብመደብ ሰብ ዝቀትል ግን ፎርሳ ክጠፍእ አለዎ
Nay bhaqi bro
ሰብ ተጋግዩ ብስሕተት ሰብ ኽቐትል ይኽእል እዩ ፤ ቅፅዓቱ ከዓ ብዕድመ ልክዕ ወይ ከዓ ሞት ተኾነ ፀገም የብሉይ ። ኾነ ኢሎም ሓሲቦምሉ ሕሉፍ ቂም በቀል ለይብሎም ኣብ ልዕሊ ንፁሃት ሰባት እሞ ኽዓ ብግፍዓዊ ቅተለት ንልፈፀመ ገበነኛ ክቅተል ጥራሕ ለይኮነስ ከምታ ብግፍዒ ልቐተለ ብግፍዒ ኽቕተል እዩ ለለዎ ። ሃምኡ እንድሕር ለይገበርኻ ሕብረተሰብና ክመሃር ኣይኽእልይ ።
ወለዲ ማህሌትን መሓዙታን ፅንዓት ይሃብኹም 🙏🙏🙏
ነብሳ ይማሓር ብህፃና ተቐሰፈት ውላድ ትግራይ። መምሀሪ ዝኾነ ፍርዲ ምሃቡ ነቲ አብ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ገበናት ከጥፍእ እዩ ዝብል ሙሉእ እምነት አለኒ። ፈጣሪ ናብ ልበነኦም ይመልሶም ነዞም ገበን ዝፍፅሙ ዘለው አሕዋት።
ትዝገርም ነገር ጉጂ ክወፅእሲ ቅርሺ የድልየኒ እዩ💔ሓንቲ ጓል ሂዋን ክሽልም ሓንቲ ጓልሂዋን ክጨዊ ክዕምፅ በስመአብ ስዉር ሕልና😭😭😭😭😭ከዚዉን ብዙሓት አሕዋትና ፈትሒ ዘይረከባ አለዋ ፈትሒ ነተን ዝተረፍ😭😭😭
ኣቤት ኻብ ስሑት ምዓልቲ ይሰውረና ፍትሒ ነኩለን ደቂ ኣነስትዮ ኣሕዋትናን😢😢😢😢
አይይይይይ ግዜ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ የውርደልና🙏😭
ካብ ክፉእ ማዓልቲ ይሓልወና😢
ይሕዝን😭😭😭
ኣዶ ትግራይ ትረኽብዮ💔💔💔😭😭😭😭
ዋይይይይይይ ኣታ ተቀታትልኣ ኸሕዝነካ ኽንደይ ኢኪ ተሳቂኪ😭😭😭😭
ቅትለት ብዙሕ እዩ ብጭካነ ኮነ ኢሉን ብሃንደበት ከይሓሰቦን እዩ።
ነቲ ብጭካነ ኮነ ኢሉ ዝቀተለ ግዜ ክዋሃቦ ኣይግቦኦን።
ነቲ ብሓንደበት ክኣ ብዝገበሮ ልክዕ ፍርዲ ክፍረዶ ይግባእ።
Btaem😭😭😭
ፈጣሪየ ስሑት መዓልቲ ኣይተውዕለና
ብጣዕሚ መሕዘኒ እግዚአብሄር ምሕረቱ ይልአከልና አሜን 😢😢😢
ብጣዕሚ ፅቡቅ ናይ ደቂ አንስትዮ ፍትሕ ሕጂ ረኺባ ኣላ
ኣታ ኣብዘሎናዮ ኾነና ነልምን ብጥዒሚ ዩ ዘፍርሕ ዘግዜ😭😭😭😭😭
ብጣዕሚ ፅቡቅ ናይ ደቂ አንስትዮ ፍትሕ ሕጂ ረኺባ ኣላ ይቀፅል ደዓ
ፀላእየይ ኣሕዋተይ ሕማቅ ማዓልቲ ዊዒልኩም😢😢
ብጣዕሚ ንፉዓት ዳያኑ ፍትሒ ንደቂ ኣነስትዮ ትግራይ😢😢😢😢😢
ብጣዕሚ ኣሰቃቒ ኣቀታትላ ቀትሎማ እዮም 😢
ግን ሰብ ዝበደለ እንተበደለ ስኦል ኢይትምነየሉን በጃኹም ቅድሚ ምማቱ ንስሃ ከም ዝኣቲ ግበርዎ 😭😭😭😭ናይ ምድሪ ዕድሚኡ ሓፅሩ ናይ ሰማይ ቤት ይርከብ 😢😢
ብሓቂ😢😢😢ኣሕ ሕማቅ ማዓልቲ ማሓርና😢😢😢
@@FgHj-gb9id 😥
ሞትፍርዲ ማለት ብኢድ ሰብ ኣይኮነን ክቕተል ኣቤት ህንፀት እዩ ሂወቱ ዘሕልፎ መርሸንቲዝበሃል ሕጊ ኢ ያ የለን እቲኻልኣይ ዕድመልክዕ ማለት ድማ ክሳብ30ዓመት ይእሰር ኣቀናነስ ተገይሩ ከባቢ 25ተኣሲሩ እዩ ዝወፅእ መንግስቲ ተተቀይሩ እዩ ዝልቀቕ እቲሞትፍርዲ ግን ኣብኢስርቤት እዩ ዘሕልፎ
ኣይተረዳኣካን@@DanaitTesfay-l7b
Men bele mot ferdi mot eyu kesab eti mot zefsem ilo kenbeb aysmakyun dika
በጣሚ ብጣእሚ ልገርም አናብባ በጠእሚ ጎበዝ እንኮን ናይና ኮንካ ።
ፅቡቅ ፍርዲ ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይይይይ😢😢😢😢
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ፍርዲ
ሰብ ምቅታል ፀያፍ እካ እንተኾነ ግን ምሃሪ ክኸውን አዩ ፅቡቅ ፍርድይ😭😢😢
ፈጣሪ ካብ ሕማቅ ይሰዉረና
ትግራይ ክልል ጥሩ ህግ አለ ዋው በዚህው ይቀጠል ይገባቸዋል
በቃ ኣብ ተግባር ኣውዕልዎ ከምዚ ክከውን ኣለዎ 😢መፃኢኣ እባ ኣፀልሚቶሞ ጨካናት 😢😢
እፍፍፍፍ ደስ ዝብል ፍትሒ ገበነኛ እማ ናይ ኢድ ክረክብ እኒአዎ።🙏
እቲ ፍርዲ ደሓን የፍርሕ ስለ ዝኾነ ኣቡኡ ይጽናሓለይ እቲ ኣገባብ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ብቓልዕ ብምዃኑ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዩ ካሊእ እዛ ሞዋቲት ቆልዓ ዕጡቕ ኣቦ ከምዘለዋ ፍሉጥ ዩ ምኽንያቱ ክንደይ ተቐተለን ሪኢናን ሰሚዕናን እሞ ፍርዲ ክዋሃቦምስ ይትረፍ ኣብ ቀይዲ ምውዓሎምን ዘይምውዓሎምን ውን ኣይተፈልጠን ስለዚ ብፍላይ ጓለንስተይቲ ድኽመታ መዝሚዙ ጉልበቱ ተቐቒሙ ኮነ ኢሉ ብግፍዕን ጭካነን ዝቐተለ ወዲ ተባዕታይ ግቡኡ ፍርዲ ክረክብ ኣለዎ ስቓይ ዘን የሕዋትና ከብቅዕ ተኾይኑ ጡዑም ግዜ የምጻኣልና ፈጣሪ ባሓቂ ዘፍርሕ ግዜ ዩ
ኣብ ዝተወለድካሉ ዓዲ ጓልካ ምስኣን ማለት እኮ ገራሚ እዩ ልክዕ እዩ ጅግና እዩ ናይ ቢሓቂ
ምሕረት የውርደልና
ጌተዬ ሆይ ካብ ከምዚ ዝበለ ሓደጋ ካልከለኒ😢አምላኬ ንስካ ንኩሉ ቀለጢፍኻ ፈረድ እግዘዮ መሓረኒ ክርሰቶስ አቤት😭🖤
በጣም ደስ ይላል 2ተኛው ፣ተከሳሽም የሞት ፍርድ ይገባዋል 3,4,5ካሉበሙሉ ይገባቸዋል ፍርድ ለሴቶች ትግራይ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ፍርድ ተመስገን♥♥🙏🙏
ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ፍትሒ ፍትሒ ዋይይይይይይይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ውሳነ👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትግረኛ ባለመቻሌ ዛሬ ተጎዳው ምርጥና ጀግና ዳኛ
ክብር ዳኛ ማብና ማስረዳት አጠበቅመትም በፍጥነት ይረሸን የህታችን ደም ፈሶ እዴት ይቀራን ለምንስ ይተነፍሳን
አትፊረድ ይፈረዲብሃል😢😢😢😢😢
ጀጋኑ ደያኑ ምርኣይና የሐጉስ
😢😢😢😢😢😢ካብዚ ምሓረና
ካበዚ ይማሓረና ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣይ ትቅተለሎም ኣይ ይቅተሉሉካ ነኻል ደስና ኣይኽለአና እግዚኣብሔር ኣምላኽ 🙏 በጃኹም ልቢ ንግበር ንማርሃ
ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ😢 ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ😢😢😢😢😢
ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ 😭😭
ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 😭 ንንእስተይ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ 😭😭😭 ፅቡቅ ዉሳነ እዩ ኣቱም ንደቂ ኣንስትዮ ትብድሉን ትቀትሉን ዘለኩም ታይ ዓይነት ሕልና እየ ዘለኩም ሓፍትን ኣዶን የብልኩምን ሓንቲ ጋል ኣነስተይቲ ማለት ሓፍትካን ኣደካን ምካና ፍለጥ ንዞም ከምዚ ዝገብሩ ኣይኮነን ክቀትሉ ከፈራርሑ እዉን የብለሙን ኩሉካ ህዝቢ ትግራይ ኣበይ ኣለኩም ደቂ ኣንስትዮ ንጋፍዕ ኣለና ካብ ፀላእቲ ገዲዶምና ኮ ኩሎም ዘይኮኑስ ሓደ ሓደ እዚኣ ክትፍፀም ኣለዋ?
😭😭😭😭 ከዝዉን ደጊመ ንእስተይ ዕሸል ሸዊት ኢክሞ ንእስነትኪ ሪኢ ፈጣሪ ኣምላክ ኣብ ሕቁፈ ቁዱሳን የንብርኪ😭😭😭😭😭😭
ፅቡቅ ውሳነ ተግባር የርእየና
እግዚአብሔር አምላክ ካብ ኩፉእ ምሕሳብ ይድሕነና 😥😥😥😭😭😭
ናይ በሓቂ ጽቡቕ ፍርዲ። ብፍላጥን፡ ንገንዘብ ኢሉ ዝቐተለ ጽቡቕ ውሳኔ፡ ኣብ ባሽን ሃንደበታዊ ሓደጋን ግን ብሞት ኪቕጻዕ ኣይግባእን፡ እዚ ተወሲኑ ዘሎ ግን ጽቡቕ ፍርዲ ኢዩ እሞ፡ ኪጸንዕ ኣለዎ።
እንታይ ዓይነት ግዜ በፂሕና 😢😢😢ከብ ኸምዚ ሱሑት ማዓልቲ ማሓረና ፈጣሪ አቦይ
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ውሳኔ
ጽቡቕ ውሳነ፡ እቲ ናይ ሞት ፍርዲ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ከም ዝፍጸም ተስፋ ንገብር። TPM media እቲ ኸይዲ ስለ ዘመሓላለፍኩሞ ብጣዕሚ ነመስግን። ናይተን ካልኦት ይሕዋትና ውን ተኸታቲልኩም ከም ተመሓላልፍዎ ተስፋ ንገብር🙏
ሕጊ ከምኡ ንክትግብር ኣይፈቅድን!
@desnetg-medhin2742 ሕጊ እንተዘይፈቀደ ውን ኣይኽልክልን እዩ። ናይ ገበነኛ መቕጽዒ ሕጊ ብዛዕባ ኣፈጽጽምኡ ን ናይ ፌደራል ወይ ከኣ ናይ ክልል ቤት ህንጸት እዩ ገዲፍዎ። ስለዚ በቲ ሕዚ ኣብ ትግራይ ዝርአ ዘሎ ጥቕዓት ደቂ ኣንስትዮ መምሀሪ ዝኾነ ኣፈጻጽማ እንተዝፍጸም በሃሊት እየ። ዕላማ ናይቲ ሕጊ ውን እሱ ስለዝኾነ።
ፁብቅ. እዯ ፋትሒ. ንኩለን. ደቂ. ኣንስትዮ. 😢😢😢ዝቀተለ. ክቅተል. ኣለዎ
ፅቡቅ ውሳነ
ፈጣሪ ካብ ሱሑት ማዓልቲ ስውረና😢😢😢😢😢
ኦ ኣምላክ ምሕረትካ ልኣኸልና ብፍቅሪ ገንዘብ መናእሰያትና ናብ ዘየዉጽእ ጣዕሳ ይኣትዉ ኣለዉ 💔💔💔ኣሕሕሕሕ ንኩልኩም ኣይጥዑምይ በጃኩም ኣሕዋተይ ልቢ ይሃብኩም ገንዘብ ሰሪሕኻ እንበር ናይ ረሃጽ ሰብ ኣይትመነዩ😢😢😢
ፅቡቅ ውሳነ 😪
መፍረድ ብቻ አይበቃም ። ተግባራዊ አድርጉት
Process alew. Be federal metsideq alebet.
ዳኛታትና ብጣእሚ እና ንህበነልኩም ብካልአይ ናይ ሀበን ቀታሊ ውን ብሞት ይፈረዶ
😢😢ቀታሊ ሓበን ደአ ቅተልኒ ይብል አሎ ኮ ተባሂሉ ነይሩ እሽዑ ሐዝይ እዉን ምግቢ አይበልዕን ዘሎ ይብልዎ ነይሮም
@@laylaal7008 ሓሳዊ በልዮ 😏
ምሕረት የውርደልና🙏🙏🙏
ጽቡቅ ውሳነ።
ብጣዕሚ ደሰዝብል ፍርዲ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ትክክክል ዩ ግን ካምናይሎሚ ፋርዲ ቀፅሉሉ ❤❤❤
የቅንየልና🙏🙏🙏 ዳርጋ ዝተደበሰት
አረ ደቂ አንስትዮ ትግራይ ብዘይ ሓጥያተን ብአሰቃቂ ቅትለት ደው ይበለልና😢😢😢😭😭😭😭😭😭
ፅቡቅ ውሰነ
አቡ ቅድሚ ህዝቢ ተግባራዊ ይኩን💔💊😢😢
ፅቡቅ ወሳነ ተግባር የርእየና
Eway haftey kemey kon xbibwa ynebr 😢😢😢uffff
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ፍርዲ ፈትሕ ንኩሉን ንደቂ አንስትዮ ትግራይ 😢🙏
ይሕዝን
ብጣዕሚ ጽቡቅ የቀንየልና ቲፒኤም
ካብ ሱሑት ማዕልቲ ያውዕለና😢😢😢😢😢😢😢
Wiy xikane seytawint eyozm eziaom😢😢😢😢😢😢😢😢
ኣቤቱ ጌታ ሆይ ካብዚ ማሓረኒ✝️🤲🤲😭😭😭😭😭
ልዕልነት ሕጊ ክረጋገፅ እንተኾይኑ ኩለን ብፍላይ ድማ እተን ድሕሪ ጦርነት ዝተፈፀማ ቅትለት ኣዋልድን ኣወዳትን ከምዚ ግቡእ ውሳኔ ክወሃቦም ከሎ እዬ ነዚ ናይ ናይዛ ዕሸል ሓፍትን ዝብክዎ ውሳነ ግን ዳያኑ ከየመስገንኩኩም ክሓልፍ ኣይደልን ቀፅልሉ❤
ደስስስስስ ዝብል ፍትሕ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ውሳነ❤❤
THANKU. SO. MUCH. TPM.❤
ፅቡቅ ውሳነ ፍትሕ ንዘውዱ
ፉትሒ ንደቂ አንስትዮ ትግራይ
መንድፍ ብልዑ😢😢
🛑Al this is because people have NO fear of God. Tigrai can't overcome WITHOUT Jesus❗️So pour out your might to plead with HIM‼️
በደንብ መማሪያ እንዲሆን ሁለተኛው ተከሳሽ በሞት መፈረድ ነበረበት👍
❤❤❤❤❤❤
መጀመርያ ንቤት ፍርዲ መቐለ ነመስግን ።ገባሪ እከይ ግቡእ ፍርዲ ዝረኸበ ይመስል ንተግባራውነቱ ብዓቕሊ ንጽበ
ካብ ኩሉ ስድራቤት የዕርፉ