Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ካላስ ፈጣሪ ነቲ ዘሎ ውላድኩም ብክብሪ ሓልዩ የዕብየልኩም ጽንዓት ከኣ የሃብ ወለዲ ንሓቡ ከኣ መንግሥተ ሰማይ የዋርሳ 🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷
ፅንዓት ይሃብካ ኣቦና😢 ሓታቲት ግን ኣስታባሂልኪ ሕተቲ ምክንያቱ ንዝሞተ ኣይምለስን
ፅንዓት ይሃብኩም ኣቦዋይ ኩሉ ህዝቢ ትግራይን 😥ፅቡቅ መደብ እዩ ቀፅልዮ ዝሓፍተይ
ጅግና ኢኪ ናይለይ ቀፅሊ ንስድራ ግዳያት ፅንዓት ይሃብኩም
ሓታቲት ግን ጥዕና ዶ አለኪ ንዝሞተትስ ብምታይ ትዝክራ ዶ ሕልማ እታይ እዩ ኔሩ ዋ አረ አስተካክሊ ከመይ ርክቦም ብከመይ ቀቲልዎ ከምዚታት ይሕተት እበር ናይ መፃኢ ዕላማ ኢልካ ይሕተት ብሂወት ንዘየለ ስብ ዝሓዘነ ልቦም አይትቀስቅሲ😢💔
Nay bhaki kemu elka nweledi ayhtetn eyu 😢😢
ናይ ብሓቂ ወዮ ንሶም ጓሂኦም ብዉሽጦም ተገበርዋስ
ናይ ብሓቅ ንባዓል ቁስል ኻልአይ ቁስል እዩ 💔🥺🥺ንዝ ሞተስ ከመይ ዝበለት ይብሃል ድዩ ኾይኑ ኤረ ከምዝ ጥያቄ ይቅረ እህ እልኻ ዘይወፅእ ቁስል እዩ ዘሎዎም😢💔💔
ገረመና ኮ ንሳ ጥራሕ ኮ ዘይኮነት ገራሞ ዩቱቦም መዕበዪ ዶ ንበሎ ሓዘኔታ ንበሎ ?😢 ናይል ድማ ዓባይ ጋዜጤኛ ያ
ገርሚኒ ኣነስ ብጣዓሚ እያ ደደብ😢😢😢
ገፅኪ ትራሓቅ ዝሕተት ሲእንኪ ድዩ ከመይ ከ ጊርልኪ ከምዚ ኢልኪ ናብ መራዓ ትከዲ እለኪ ድዩ መሲልኪ እፍፍፍ ናባዕላ ዳኣ እበይ ኣብ ምድሪ ዘሎ ሰብ መስትምሳል ብቻ ንመላእ በተሰብ ፅናዓት ያሃብኩም 😭😭😭😭
ፅንዓት ይሃብኩም ኩቡራት ወላዲ ንአቦና እዮብ ዝደበስ አምላክ ይደቡስኩም አቱ ዘሉ ዉላድኩም ክንድሽሕ ይግበረሉኩም
ፅንዓት ይሃብኩም ክቡራት ወለዲ ንሓፍትና ለ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ😢😢😢
ፅንዓት ይሃብኹም ኣቦና ድገነት የንብርክ ሓበን ሓፍትና ዉን😢😢😢😢😢 ገዘጠኛታት ግን እንደገና ሓዘኖም ንምንታት ትቅስቁሱ ሓደ ግዘ ሓትትኹም ስቁ ዘይትብሉ ከመይ ፀንሓ ጋልካ ዝብሃል ኣሎ ድዩ ማንም ወላድ ዉላዱ ዝፀልእ የለይ
ፅንዓት ያሃብኩም ወለዲ ንእስተይ መንግሰተ ስማይ የዋርስኪ አብገነት የንብርኪ😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ኣረ ሕቶኺ ኣስታኻኽሊ ዓላማኣ ታይ ነይሩ ኣይባሃልን ሓዘንኩም ኣይትረስዑ ዶ 😮ኣቦ ጅግና ኣቦ ሓበን ፅንዓት ያሃብካ ፅንዓት ያሃብካ ኹሉ ፍቃድ ኣምላኽ እዩ 😢
ፅንዓት ይሃብኩም ወላዲ ንእሰተይ መንግሰተ ሰማይ የዋርሳ😢😢😢😢😢😢
ፅንዓት የሃብኩም ወለዲ ንሓበንካዓ መግስተ ሰማይ የዋርሳ😢😢😢😢😢😢😢
ዓሕሕሕ ሓበነይ😢 የሜ ሓወይ ፅንዓት ይሃብካ
ቀታሊ ሓበን ሓፍትና ጉቡእ ፍርዲ ክረክብ መላእ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ካኣ ህዝቢ ከተማ መቐለ ክቓለሶ ይግባእ 😢ፍትሒ ንደቐንስትዮ 💔
ፅንዓ ይሃብኩም ወላዲ ንሓፍትና መንግስተ ሰማያት የዋርሳ😢😢😢😢
ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም ንሓፍትናዉን መንግስተ ሰማይ የዋርሳ አምላክ
ኣረ ጋዜጠኛ ትሓትዮ ሕቶ ፍለጢ ዋይ😢😢😢😢😢
ጎይታዋይ ሐዚ እዉን ኣይኣመንኩን😢😢😢 ወላዲ ዝረከበ ፅንዓት ይሃብኩም ወላዲይ😢😢😢😢😢😢😢😢
እህ ዳአ 😢😢 ትክክል ሰብ ሆተል ና ዘብዐኛ ተጠየቅቲ እዮም
አቲ ሓፍተይ ሕቶኪ አስተካክሊ እና ታአዩ ምክአብ ገይርኪ ልሕዙን ክትሓትስ ከመይሉ ነብስኪ ገይርልኪ😢😢😢😢😢😢
ኣየ ወላዲ ዝረከቦ እህህህህ 😢😢😢😢😢😢😢ፅንዓት ይሃብኩም ወለድና
ፅንዓት ይሃብኩም ኣቦና 😢😢😢😢😢
😢😢😢 ፅንዓት ይሃብኹም ሓፍትናለ አፀደ ገነት ያንብርኺ ሕልማ ምናምን ሃምኡ አይባሃሊ ይቅርታ ወያ ብብዝሑ ኸይዳስ ፊፃሜኡ ያምሐርልና ፍጣር
ፅንዓት ይሃብካ ወላዲ🙏💔ንእስተይ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ 😭😭😭😭
Egziabher Amlak nweledin fetewutijn xnat yhabkum
Ngalna ka mengste semay yewarsa
ፅንዓት ይሃብኹም መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንእሸተይ😭
ፅንዓት ይሃብኹም 😢😢ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንደቂ ኣንእስትዮ😢😢
ፅንዓት ይሃብካ የሜ😭😭😭😭😭
እግዚአብሔር ያፅናዎት የሞት ፍርድ መፈረዱ ይሻላል መቼም
ጠንካራ አቦ ጽንዓት ይሀብኩም ቤተሰብ😢
ዓክክክክክ መሕዘኒ ተጋሩስ ታይ ወሪዱና😥😥😥 ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንደቂ አንስትዮ😥ፅንዓት ይሃብኩም ወላዲና
ሓበንይ መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ 😭💔 ፅንዓት ይሃብኩም ወላዲ 😭💔😭
TIGRAY TIGRAY TIGRAY NEED TRUE JUSTICE FOR this innocent young GIRLS THIS GIRLS BLOOD STILL SHOUTING
ብጣእሚ ዘሕዝን ትግራዋይ ብትግራዋይ አብ አዱ ክቅተል እታይ የርእየልካ መጀመርያ ሕጊ ዘይምህላው ካልአይ ጸጽታ ዘክቡሩ ብዘይ ምህላው ስርቂ ሃንግ ዝነግሰሉ እቲ ሕብረተሰብ አብ ጸልማት አሎ ማለት እዩ ።ንወለዲ ጽንአት የውርድ ነቲ ህዝቢ ካአ ፍትሒ ይፍጠረሉ።
ፅንዓት ይሃብኩም ወለዲ😢😢😢
ኣምላክ መፅናኒዒ መንፈስ ይላኣከልክሙ ወላድየይ ደምራኒ ኣሕዋተይ
የማነ ሓወይ ፂናዓት ያሃብኩም
ኣጃኻ ኩብር ዉለዲ ኣሕሕሕሕ😢😢😢
It is so sad all the young generations lost their lives now. Look what hiwahat and Getcho reda are doing 😊😊😊😊😊
ፅንዓት ይሃብኩም ኣብ ገነት የንብርኪ ንእስተይ 😭😭
ዋይ ካልኣይ ሓዘን ከሕዝኑኻ ፅንዓት ይሃብኩም😭😭😭😭
Egzabihir amlak tsinat yehabkum egzabihir yefred 💔😭😭😭
ሰላምኪ ይብዛሓልና ማዓረይ ነቦና ፅንዓት ይሃቦም ንሓፍትና ለ መንግስተ ሰማያት የዋርሳ 😢😢ናዓኪ ውን አምላክ አብ ስራሓኪ አምላክ ይሓግዝኪ እናሲ ሜክአብ አይተብዝሒ ሳሙቡቁ ዝሰረቀት ድሙ መሲልኪ😅😅😮😮
ከይፎተኻ ዘስሕቕ ኮሜንት😂
💔ፅንዓት ይሃብኹም ወለዲ
ፅንዓት ይሃብ ሓታት ግን ስነ ስርዓት ዘሎዎ ሕቶ ሕተት እሺ
Xnat yhabkum abona from Eritrean 🎉🎉
ኣኽ በሉስኪ ፅንዓት ይሃብኩም
ፅንዓይሃብኩም ወላዲና💔💔
May god give you strength ABO JIGINA
ጽንዓት ይሃብኩም ወለዲ ንብሎ ገሪሙና ዩ ሎምስ ዋ ።😢
😢😢😢😢😢 እፍ ናይ ዉልድ ሓዘን ክቢድ እዩ 😢😢 ስብ ሆትየል ናይ ብሓቂ ዓብይይ ስሕተት አለወም 😢 ንሕና ንፈልጥ ምሽት ተአትዮም ንጉሆ ባዕሎም ይክሕክሕካ ፍርናሾም ክሪኡ ልምንታይ እፍ
ፅንዓት ይሃብኩም ወላዲና 😢😢😢
ኣሕ ወላድ ዝራክቦ ፅንዓት ይሃብኩም😢😢😢
ንሓበን ሓፍተይ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንመላእ ስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃብኩም
ንእስተይ እፍፍ ንመላእ ቤተሰብ ፅነዓት ይሃብኩም😢😢😢
ፅንኣት ይሀብ ኣምላኽ👏💔
ናይ ጋዜጣኛ ነገር ግን ታይ ይናፍቐካ ያ😭
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢Egzio meharena krstos chkane weleda xnat yhabkum fetari nmewatit haftna mengstesemayat yewarsa qetali emo ay abd ayxlel nnebsu kemeu geyru zeychkmela key hademe hlnawi erefti gn yeblun abiet abiet
ፅንዓት ይሃብክም ሓወይ
Tseneat yhabekum kuburag weledi😢😢😢
እዝአስ ሓዝና ድዩ ዎይስ መክአብ ታይባሃሊ ኽፋአት አፍ ሃሳስ ዋይ😢
ከቢድ እዩ አየ አደ ከመይ ኮን ኪልክዬ እዚአ ትመስል ጋልኪ ስኢንኪ። ፅንዓት ተመንየ
ጽናዓት ያሃብኹም ኣሕ 😭😭😭😭
ቡዙሕ ቡዙሕ😢ሕቶ ሕቶ ኣውፅእ ሕሰብ መልስ❤
ትግራየይ ጀጋኑ ደቅኪ በጃና ግንባሮም ንጥይት ሂቦም ሓሊፎም እቶም ጨካናተን ባንዳታትን ድማ ወለድና ደም የንብዑ ኣለዉ😭😭😭
ፅንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ዋይ ፅንዓት ይሃብካ ኣቦ😢😢😢😢😢😢😮
ውይ ግዜ 🎉🎉🎉😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ፅንኣት የሓብኩም ንቤተሰብ ዝወዲ ንይኢዱ ክረክብ አለዎ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😢😢😢😢😢😢tsnat yhabkum fetari
እረ ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዬ ትግራይ እንታይ እየን ኣቢሰን ምንባር ተከሊአን😢😢😢
ፅንዓት የሃብኩም😢😢😢😢😢
Hasewuti weladita eya kertet ela kem aden kem abon koyna yebiyata kediki neta adia hitetiya welidwa eber ayebeyan dorbiwa eu adis abeba keydu kalie hadar geru dequ zebie neyru mis motet entay kigebrela hji galey mbal 😢rip haben haftey 😭😭😭😭
ፅንዓይ ይሃብኩም ወለዲ ፅንዓት ይሃብኪ ትግራይ😂😂😂😂
እሞ ዘስሕቕ ድዩ ኮይኑ 🙄
እንታይ እሞ ይግበር አምላኽ ይቀበላ ንወለዲ አኽእሎ ጽንዐት ይሀብኩም🙏✝️። ንገባሪ ክፉእ ከአ ፈጣሪ ይፍረዶ
ጋዜጠኛ ግን ዓገብ እቲ ሕቶታትኪ ክልተ ግዜ ሓስብኪ ፀሓፍዮ ኣፍኪ ዝሃበኪ ኣይትሕተቲ
Egzabher Amlak edu yegbrelkum kubratat sedrabet 😢
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢abeye marye ajka
ኣህ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
JUSTICE JUSTICE JUSTICE
ፅንዓት ይሃብኹም💔💔💔😭😭😭😭😭😭
This was heartbreaking 💔 I can feel how hurt he is ahhh 😭😭😭😭😭😭😭😭
Gazetegna btaemi menadedit eki degagimki kuslom titnkfyom aleki temhari kab kalot
ኣሕዋትናስ ነዚ እኹም ተሰውእኹም ዋይ ኣነ💔💔💔🥺🥺🥺🥺🥺🖤🖤🖤🖤🖤
ታይ ዓይነት ሕቶ እዩ እዙይ ሓፍተይ
😢😢😢😢😢 eway kefrhaka ezi geze
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 የሕመም
ታጢያቄ ቲጢይቂ ጋዜጤኛ
Ewayyy atumm tegaru hamq alekummm 😢😢😢😢
Ezi wn mot kfred alewo sdi eway habtey mearey
Tsniat yhabkum weledi mengste semay yewarski habenye😥💔😥💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
የሜዌይ ኩቡር ወለዲና ፅንዓት ይሀብኩም ንሓበነይ ውን መንግሰተ ሰማይ የዋርሳ
ኣቂድ ኢዬ ቀቲልዋ😢ብስሚዒት ኣይኮነን 😮ኝኝ ኣይትበላ ኣብ ነብስክን ትብፃሕ 😮
😢😢😢ufff yekelkum
ጋዜጠኛ ድኺ ንሓዘንተኛ ዝሕተት ፍለጢ😢😢😢😢😢
Btaemi ayu zgerm Hotel men atyu men wetsiau zeyrayo besmam
🎉🎉🎉
ኣትዮ ታይ ዓይነት ጥያቄ እዩ እዚ ጉዕዞ
Ykreta hatstit haftina atehatatta adebkyo nzmote mexananei zkewin einber melsika kusli meliski aytgudeiyo
Xnat Yhabkum. R.I.P
ካላስ ፈጣሪ ነቲ ዘሎ ውላድኩም ብክብሪ ሓልዩ የዕብየልኩም ጽንዓት ከኣ የሃብ ወለዲ ንሓቡ ከኣ መንግሥተ ሰማይ የዋርሳ 🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷
ፅንዓት ይሃብካ ኣቦና😢 ሓታቲት ግን ኣስታባሂልኪ ሕተቲ ምክንያቱ ንዝሞተ ኣይምለስን
ፅንዓት ይሃብኩም ኣቦዋይ ኩሉ ህዝቢ ትግራይን 😥ፅቡቅ መደብ እዩ ቀፅልዮ ዝሓፍተይ
ጅግና ኢኪ ናይለይ ቀፅሊ ንስድራ ግዳያት ፅንዓት ይሃብኩም
ሓታቲት ግን ጥዕና ዶ አለኪ ንዝሞተትስ ብምታይ ትዝክራ ዶ ሕልማ እታይ እዩ ኔሩ ዋ አረ አስተካክሊ ከመይ ርክቦም ብከመይ ቀቲልዎ ከምዚታት ይሕተት እበር ናይ መፃኢ ዕላማ ኢልካ ይሕተት ብሂወት ንዘየለ ስብ ዝሓዘነ ልቦም አይትቀስቅሲ😢💔
Nay bhaki kemu elka nweledi ayhtetn eyu 😢😢
ናይ ብሓቂ ወዮ ንሶም ጓሂኦም ብዉሽጦም ተገበርዋስ
ናይ ብሓቅ ንባዓል ቁስል ኻልአይ ቁስል እዩ 💔🥺🥺
ንዝ ሞተስ ከመይ ዝበለት ይብሃል ድዩ ኾይኑ ኤረ ከምዝ ጥያቄ ይቅረ እህ እልኻ ዘይወፅእ ቁስል እዩ ዘሎዎም😢💔💔
ገረመና ኮ ንሳ ጥራሕ ኮ ዘይኮነት ገራሞ ዩቱቦም መዕበዪ ዶ ንበሎ ሓዘኔታ ንበሎ ?😢 ናይል ድማ ዓባይ ጋዜጤኛ ያ
ገርሚኒ ኣነስ ብጣዓሚ እያ ደደብ😢😢😢
ገፅኪ ትራሓቅ ዝሕተት ሲእንኪ ድዩ ከመይ ከ ጊርልኪ ከምዚ ኢልኪ ናብ መራዓ ትከዲ እለኪ ድዩ መሲልኪ እፍፍፍ ናባዕላ ዳኣ እበይ ኣብ ምድሪ ዘሎ ሰብ መስትምሳል ብቻ ንመላእ በተሰብ ፅናዓት ያሃብኩም 😭😭😭😭
ፅንዓት ይሃብኩም ኩቡራት ወላዲ ንአቦና እዮብ ዝደበስ አምላክ ይደቡስኩም አቱ ዘሉ ዉላድኩም ክንድሽሕ ይግበረሉኩም
ፅንዓት ይሃብኩም ክቡራት ወለዲ ንሓፍትና ለ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ😢😢😢
ፅንዓት ይሃብኹም ኣቦና ድገነት የንብርክ ሓበን ሓፍትና ዉን😢😢😢😢😢 ገዘጠኛታት ግን እንደገና ሓዘኖም ንምንታት ትቅስቁሱ ሓደ ግዘ ሓትትኹም ስቁ ዘይትብሉ ከመይ ፀንሓ ጋልካ ዝብሃል ኣሎ ድዩ ማንም ወላድ ዉላዱ ዝፀልእ የለይ
ፅንዓት ያሃብኩም ወለዲ ንእስተይ መንግሰተ ስማይ የዋርስኪ አብገነት የንብርኪ😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ኣረ ሕቶኺ ኣስታኻኽሊ ዓላማኣ ታይ ነይሩ ኣይባሃልን ሓዘንኩም ኣይትረስዑ ዶ 😮
ኣቦ ጅግና ኣቦ ሓበን ፅንዓት ያሃብካ ፅንዓት ያሃብካ ኹሉ ፍቃድ ኣምላኽ እዩ 😢
ፅንዓት ይሃብኩም ወላዲ ንእሰተይ መንግሰተ ሰማይ የዋርሳ😢😢😢😢😢😢
ፅንዓት የሃብኩም ወለዲ ንሓበንካዓ መግስተ ሰማይ የዋርሳ😢😢😢😢😢😢😢
ዓሕሕሕ ሓበነይ😢
የሜ ሓወይ ፅንዓት ይሃብካ
ቀታሊ ሓበን ሓፍትና ጉቡእ ፍርዲ ክረክብ መላእ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ካኣ ህዝቢ ከተማ መቐለ ክቓለሶ ይግባእ 😢
ፍትሒ ንደቐንስትዮ 💔
ፅንዓ ይሃብኩም ወላዲ ንሓፍትና መንግስተ ሰማያት የዋርሳ😢😢😢😢
ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም ንሓፍትናዉን መንግስተ ሰማይ የዋርሳ አምላክ
ኣረ ጋዜጠኛ ትሓትዮ ሕቶ ፍለጢ ዋይ😢😢😢😢😢
ጎይታዋይ ሐዚ እዉን ኣይኣመንኩን😢😢😢 ወላዲ ዝረከበ ፅንዓት ይሃብኩም ወላዲይ😢😢😢😢😢😢😢😢
እህ ዳአ 😢😢 ትክክል ሰብ ሆተል ና ዘብዐኛ ተጠየቅቲ እዮም
አቲ ሓፍተይ ሕቶኪ አስተካክሊ እና ታአዩ ምክአብ ገይርኪ ልሕዙን ክትሓትስ ከመይሉ ነብስኪ ገይርልኪ😢😢😢😢😢😢
ኣየ ወላዲ ዝረከቦ እህህህህ 😢😢😢😢😢😢😢ፅንዓት ይሃብኩም ወለድና
ፅንዓት ይሃብኩም ኣቦና 😢😢😢😢😢
😢😢😢 ፅንዓት ይሃብኹም ሓፍትናለ አፀደ ገነት ያንብርኺ ሕልማ ምናምን ሃምኡ አይባሃሊ ይቅርታ ወያ ብብዝሑ ኸይዳስ ፊፃሜኡ ያምሐርልና ፍጣር
ፅንዓት ይሃብካ ወላዲ🙏💔ንእስተይ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ 😭😭😭😭
Egziabher Amlak nweledin fetewutijn xnat yhabkum
Ngalna ka mengste semay yewarsa
ፅንዓት ይሃብኹም መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንእሸተይ😭
ፅንዓት ይሃብኹም 😢😢
ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንደቂ ኣንእስትዮ😢😢
ፅንዓት ይሃብካ የሜ😭😭😭😭😭
እግዚአብሔር ያፅናዎት የሞት ፍርድ መፈረዱ ይሻላል መቼም
ጠንካራ አቦ ጽንዓት ይሀብኩም ቤተሰብ😢
ዓክክክክክ መሕዘኒ ተጋሩስ ታይ ወሪዱና😥😥😥 ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንደቂ አንስትዮ😥ፅንዓት ይሃብኩም ወላዲና
ሓበንይ መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ 😭💔 ፅንዓት ይሃብኩም ወላዲ 😭💔😭
TIGRAY TIGRAY TIGRAY NEED TRUE JUSTICE FOR this innocent young GIRLS THIS GIRLS BLOOD STILL SHOUTING
ብጣእሚ ዘሕዝን ትግራዋይ ብትግራዋይ አብ አዱ ክቅተል እታይ የርእየልካ መጀመርያ ሕጊ ዘይምህላው ካልአይ ጸጽታ ዘክቡሩ ብዘይ ምህላው ስርቂ ሃንግ ዝነግሰሉ እቲ ሕብረተሰብ አብ ጸልማት አሎ ማለት እዩ ።ንወለዲ ጽንአት የውርድ ነቲ ህዝቢ ካአ ፍትሒ ይፍጠረሉ።
ፅንዓት ይሃብኩም ወለዲ😢😢😢
ኣምላክ መፅናኒዒ መንፈስ ይላኣከልክሙ ወላድየይ ደምራኒ ኣሕዋተይ
የማነ ሓወይ ፂናዓት ያሃብኩም
ኣጃኻ ኩብር ዉለዲ ኣሕሕሕሕ😢😢😢
It is so sad all the young generations lost their lives now. Look what hiwahat and Getcho reda are doing 😊😊😊😊😊
ፅንዓት ይሃብኩም ኣብ ገነት
የንብርኪ ንእስተይ 😭😭
ዋይ ካልኣይ ሓዘን ከሕዝኑኻ ፅንዓት ይሃብኩም😭😭😭😭
Egzabihir amlak tsinat yehabkum egzabihir yefred 💔😭😭😭
ሰላምኪ ይብዛሓልና ማዓረይ ነቦና ፅንዓት ይሃቦም ንሓፍትና ለ መንግስተ ሰማያት የዋርሳ 😢😢ናዓኪ ውን አምላክ አብ ስራሓኪ አምላክ ይሓግዝኪ እናሲ ሜክአብ አይተብዝሒ ሳሙቡቁ ዝሰረቀት ድሙ መሲልኪ😅😅😮😮
ከይፎተኻ ዘስሕቕ ኮሜንት😂
💔ፅንዓት ይሃብኹም ወለዲ
ፅንዓት ይሃብ
ሓታት ግን ስነ ስርዓት ዘሎዎ ሕቶ ሕተት እሺ
Xnat yhabkum abona from Eritrean 🎉🎉
ኣኽ በሉስኪ ፅንዓት ይሃብኩም
ፅንዓይሃብኩም ወላዲና💔💔
May god give you strength ABO JIGINA
ጽንዓት ይሃብኩም ወለዲ ንብሎ ገሪሙና ዩ ሎምስ ዋ ።😢
😢😢😢😢😢 እፍ ናይ ዉልድ ሓዘን ክቢድ እዩ 😢😢 ስብ ሆትየል ናይ ብሓቂ ዓብይይ ስሕተት አለወም 😢 ንሕና ንፈልጥ ምሽት ተአትዮም ንጉሆ ባዕሎም ይክሕክሕካ ፍርናሾም ክሪኡ ልምንታይ እፍ
ፅንዓት ይሃብኩም ወላዲና 😢😢😢
ኣሕ ወላድ ዝራክቦ ፅንዓት ይሃብኩም😢😢😢
ንሓበን ሓፍተይ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንመላእ ስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃብኩም
ንእስተይ እፍፍ ንመላእ ቤተሰብ ፅነዓት ይሃብኩም😢😢😢
ፅንኣት ይሀብ ኣምላኽ👏💔
ናይ ጋዜጣኛ ነገር ግን ታይ ይናፍቐካ ያ😭
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢Egzio meharena krstos chkane weleda xnat yhabkum fetari nmewatit haftna mengstesemayat yewarsa qetali emo ay abd ayxlel nnebsu kemeu geyru zeychkmela key hademe hlnawi erefti gn yeblun abiet abiet
ፅንዓት ይሃብክም ሓወይ
Tseneat yhabekum kuburag weledi😢😢😢
እዝአስ ሓዝና ድዩ ዎይስ መክአብ ታይባሃሊ ኽፋአት አፍ ሃሳስ ዋይ😢
ከቢድ እዩ አየ አደ ከመይ ኮን ኪልክዬ እዚአ ትመስል ጋልኪ ስኢንኪ። ፅንዓት ተመንየ
ጽናዓት ያሃብኹም ኣሕ 😭😭😭😭
ቡዙሕ ቡዙሕ😢ሕቶ ሕቶ ኣውፅእ ሕሰብ መልስ❤
ትግራየይ ጀጋኑ ደቅኪ በጃና ግንባሮም ንጥይት ሂቦም ሓሊፎም እቶም ጨካናተን ባንዳታትን ድማ ወለድና ደም የንብዑ ኣለዉ😭😭😭
ፅንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ዋይ ፅንዓት ይሃብካ ኣቦ😢😢😢😢😢😢😮
ውይ ግዜ 🎉🎉🎉😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ፅንኣት የሓብኩም ንቤተሰብ ዝወዲ ንይኢዱ ክረክብ አለዎ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😢😢😢😢😢😢tsnat yhabkum fetari
እረ ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዬ ትግራይ እንታይ እየን ኣቢሰን ምንባር ተከሊአን😢😢😢
ፅንዓት የሃብኩም😢😢😢😢😢
Hasewuti weladita eya kertet ela kem aden kem abon koyna yebiyata kediki neta adia hitetiya welidwa eber ayebeyan dorbiwa eu adis abeba keydu kalie hadar geru dequ zebie neyru mis motet entay kigebrela hji galey mbal 😢rip haben haftey 😭😭😭😭
ፅንዓይ ይሃብኩም ወለዲ ፅንዓት ይሃብኪ ትግራይ😂😂😂😂
እሞ ዘስሕቕ ድዩ ኮይኑ 🙄
እንታይ እሞ ይግበር አምላኽ ይቀበላ ንወለዲ አኽእሎ ጽንዐት ይሀብኩም🙏✝️። ንገባሪ ክፉእ ከአ ፈጣሪ ይፍረዶ
ጋዜጠኛ ግን ዓገብ እቲ ሕቶታትኪ ክልተ ግዜ ሓስብኪ ፀሓፍዮ ኣፍኪ ዝሃበኪ ኣይትሕተቲ
Egzabher Amlak edu yegbrelkum kubratat sedrabet 😢
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢abeye marye ajka
ኣህ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
JUSTICE JUSTICE JUSTICE
ፅንዓት ይሃብኹም💔💔💔😭😭😭😭😭😭
This was heartbreaking 💔
I can feel how hurt he is ahhh 😭😭😭😭😭😭😭😭