ሓጺር ታሪኽ ህይወት ትኩእ ይሕደጎ (Biography of Tuku yhdego)

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 10 янв 2025

Комментарии • 118

  • @solo850
    @solo850 11 месяцев назад +1

    ሓፅር ታሪኽ ህወት ሓርበኛታት ወልዳይ ግደይን ክዳነ ክፍሉን ከተቅርበልና ብተስፋ ንፅበ ኩቡር አቦና መምህርና ሰነድናን ሞኮነን ተስፋይ ❤❤❤❤

  • @Jusesloveme
    @Jusesloveme Год назад +1

    ጅግና ትኩእ ይሕደጎ፥ ዘ-ብሄረ መረታ ሰበነ።

  • @eritrawit7184
    @eritrawit7184 3 года назад +8

    ኽቡር ሓዊ ብጣዕሚ ጽቡቅ ታሪኽ ዝይንፎልጦ ትምህረና፡ ኣለኻ ቀጽሉ የቅንየልና

  • @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
    @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 года назад +7

    ነመስግን መምህር ቱኩእ የሕደጎ ጅግና !

  • @jemalnegash3124
    @jemalnegash3124 3 года назад +7

    ታሪኽ ሱውእ ጅግና ተቃላሳይ ቱኩእ ይሕዶጎ ብምዝንታውካ የመስግነካ በርትዕ ፣ እንተኾነ ካብ ማሕበር ሸውዓተ ካብቶም መስረቲ ዝረሳዕካዮም ብዙሐት ዘይገለጽካዮም አለው አብነት ኑር ዓብደልሐይ ኮምኡውን አብራርን ካልኦትን ታሪኽ ተዘንቱ ስለዘለኻ ሰማዒ ሙሉእ ታሪኽ ምእታን ክሕዝ ሙሉእ ክግለጽ ይግባእ ።

  • @bbnaam9220
    @bbnaam9220 3 года назад +4

    WAUW !!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤😘❤🇪🇷 TEBAREGU DEKI EREY IZI TSBUK TARIK KELENA SNAI TARIG YBLUNA
    AMLAG YBARGKU❤🇪🇷🇪🇷❤😘❤🇪🇷
    K TGELTSO KALAT YEBLEYN

  • @simreth3954
    @simreth3954 3 года назад +4

    ብታዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ ናይቶም ዝተረፉ ናይ ወልዳይ ግደ ካኣ ከተምጻልና ንጽበ thanks more.

  • @welduzeray3632
    @welduzeray3632 3 года назад +6

    መምህር መኮነን ይበል ታሪኽ ይበል ኣቀራርባ ከምዚ ጌርካ ታሪኽ ኣቦታትና ተደብዩ ከይተርፍ ብእትገብሮ ዘለኻ ጽፉፍ ኣቀራርባ ምስጋና ይኹንካ ቀጽሎ ክብለካ ይደሊ

  • @rhussein2639
    @rhussein2639 3 года назад +3

    Thanks for the history lesson. Together we win

  • @hibetbiedu1311
    @hibetbiedu1311 2 года назад +2

    Tukue yehdgo heroes Eritrea 🇪🇷 Harbena .

  • @tesfaluulmichael1897
    @tesfaluulmichael1897 3 года назад +10

    Thank you Mekonen. But, it’s so sad to learn that many Eritrean heroes disappeared without any trace for almost 50 years and still disappeare . I hope someday we will know about them . Rest In Peace, our hero Tiku Yihdego.

  • @samitekia8631
    @samitekia8631 3 года назад +2

    Nay kidane kflu tarik eba amxalna ab next

  • @onegod6726
    @onegod6726 3 года назад +4

    Btami xubuq,nay kidane kiflu Ka amxalana mkinatu zom jeganu Tarik teqebiru alo!

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 3 года назад +1

    ጹቡቅ ኢነቋዕ ሓድግ ገደፈ።

  • @davidgidey1240
    @davidgidey1240 3 года назад +6

    TUKU Yhdego Hero 🙏🏾Our 🌄Nation 💪🏿Thank you 🌄Mosaic 💯

  • @Kabmaatsewreni
    @Kabmaatsewreni 3 года назад +2

    Thank you memhir Mekonnen

  • @asmerethaile8726
    @asmerethaile8726 2 года назад

    Wwww admen tanan yehabka fetari nberelna🙏🙏🙏

  • @hailetekeste9112
    @hailetekeste9112 3 года назад +1

    ጽቡቕ መግለጺ የቐንየልና። ብእካል ዘይፈልጦ ሓርበኛ ትኩእ፡ ከምቲ ዝተጠቕሰ ሓደ ካብቶም ምስኡ ዝነበሩ ሕጂ ብሂወቱ ዘሎ ብሪ - ጀነራል ግርማይ መሓሪ ወሲኻ፡ ባዛዕባ ትኩእ ይሕደጎ ብዛዕባ ብልሑ ትብዓቱ፡ ዝነበሮ ሃገራዊ ራእይ ንምዕዋት ልዑል ኣበርክቶ ከምዝነበሩ ብዙሕ ግዜ ንሰምዕ ነይርና። ስለዚ ታሪኹ ብሰፊሕ ከተቕርቡዎ ምፍታንኩም ባጥዕሚ የመስግነኩም

  • @nahomnahom4702
    @nahomnahom4702 Год назад +1

    ታሪክ ናይ ኪዳነ ክፍሉ ኻኣ ኣቅርበልና

  • @SS-ck9xp
    @SS-ck9xp 3 года назад +6

    Thank you for sharing about Abona Tikue Yihdego.
    Kab DABIR, Mereta Sebene
    KIBRIN MOGESIN NIKLOM SEMATATINA 🇪🇷
    EGZABIHAR AB genetu Yenbrom

  • @asmeromtesfazgi7509
    @asmeromtesfazgi7509 3 года назад +1

    Awesome

  • @dmeb4510
    @dmeb4510 3 года назад +7

    ሰላም መም መኮነን፣ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ። የግዳስ ኣብ ኣሰዋውእኡ ዝምልከት ግርማይ መሓሪ ብኢሳያስ ኣፈወርቂ ተላኢኹ ኣብ ከባቢ ዶምቦቤት ከም ዝቐተሎ ዝኣክል ሓበሬታ ኣሎ። ኣብቲ እዋን ከምዚ ዝበልካዮ 4 ተጋደልቲ ዘይኮኑስ ትኩእን ግርማይን ሳልሳዮም መንገዲ ዝመርሕ ገባር ሳሕል ዮም ዝነበሩ። ግርማይ ንኢሳያስን ንመስፍንን ኣብ ሱዳን ኣብጺሑዩ ንትኩእ ሒዙ ዝምለስ ዝነበረ። እዚ ድማ ኢሳያስ ፐይሩድ በጺሐ ክሳብ ዝምለሰካ ኣብ ሜዳ ጽንሓኒ ስለ ዝበሎ ንትኩእዩ። በዚ ጉዳይ ብዙሕ ግዜ ምስ ናይዝጊ ክፍሉ የዕሊልና ኢና። ንዝኾነ እዚ ታሪኽ ከተዕምቆ ተደሊኻ ተወከሰኒ፣ ብዓቢኡ ናይ ኪዳነ ወዱን ሓዳስ ሰበይቱን ኮንታክትስ ክህበካ ይኽእል ይኸውን።

    • @alemeynski4192
      @alemeynski4192 3 года назад +1

      Selam bro sle eti tsbuk akerarbakan zey nfelto tarik sle zefletkanann yemesgneka. N amawuta Tukue zmlket gn ntsur ay konenn tray zey kones kemen wu zkal ay konenn gele knfetto zgbae alo

    • @tsigeasfaha9942
      @tsigeasfaha9942 3 года назад +1

      ዋላ`ኳ ቀታሊኡ መን ምዃኑ ኣረጋጊጽካ ምፍላጥ ዘይከኣል እንተዀነ፡ መኻይድቲ ነይሮምዎ ከብቅዑ፡ ኣበይ ኣተወ ዘይገልጹሉ/ ወይውን ዘይፈልጡሉ ኣጠፋፍኣ፡ ብዘይጥርጥር ብውሳይ ከምዝጠፍኤ'ዩ ዝእምት።

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 3 года назад

      Ezi Arawit Isaias Men Terefo Simy Eritreawan

    • @negodatatselam443
      @negodatatselam443 3 года назад

      ኣብቲ ግዜቲ ናይዝጊ ክፍሉ ኣይተሰለፈን ኔሩ ከመይ ጌሩ ነጌርካ ? እዚ ብይኸውን ዘረባ ሲ እንተንገድፎ ከመይ ጽቡቅ ኔሩ. ዝወዓለ ሰብ ዝነግረና ስጋብ ዝመጽዕ ሲ ዘይምህዋክ ይሓይሽ. እዚ ታሪኽ ስለዝኾነ ከይነባላሽዎ ጥንቃቄ ዝሓትት እዩ.

  • @mgm4286
    @mgm4286 3 года назад +8

    ዳብር ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ
    ኣሕ

  • @lulrbahri
    @lulrbahri 3 года назад +2

    እንተ ክኢልካ እባ ንወዲ ትኩእ ይሕደጎ ኣምጽልና ኣብ መደብካ ። ብዝተረፈ ጽቡቅ መደብ ታሪኽና እቲ ገና ዘይተበርበረ ቆፎ እዩ ዘሎ ። ነመስግነካ ብጣዕሚ

  • @esiabu2261
    @esiabu2261 3 года назад

    Thanks

  • @kesetenegash1738
    @kesetenegash1738 3 года назад +2

    🇪🇷💪🏾Awet nahafash

  • @peacepilot2251
    @peacepilot2251 3 года назад +10

    ኪዳነ ክፍሉ ብእስላም ዝተሓርደ ጅግና ኤርትራዊ እዩ።ዕንደራ እስላም ይገርመኒ ክሓስቦ ከለኹ።ተበዲልና ይብሉ ድማ ከይሓፈሩ።

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 3 года назад +6

      Ayekeyey Hade Bizgebro, Nomilue Eritreawan Islamic Deymihwas.
      Ab Kulu Himaq Alo Ab Christian wala Ab Islam Seziy Kab Ab Zehalef Gega Biqimta Mihnbas Etiy Gegatat Endagohafin Dagmay Kaydigem Neti Senay Endaweresina Ab Deqiy Sebat Zimerih Higy Niemen.
      Ni Deqy Sebat Higiy Tirah Eyu Ternfu qeydu Kenabrena Dikiel .
      Thank you

    • @peacepilot2251
      @peacepilot2251 3 года назад +4

      @@SS-ck9xp ሸሪዓዊ ሕጊ እዮም ደዘልዮ እስላም፣እሞ ትሰማማዕ ዶ ምስ እዚኣ?

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 3 года назад +5

      @@peacepilot2251 Not really
      Eritrea Hager Kulu Haymanot Dihaqofet Hager Sigab Zikonet Nikulu Zegza Ziternefe Higiy Mebeliku kem Ane Gin Netom Nay Higiy Ditemahrun Ternafiy Sine Hasab Delewom Nigdefo
      Egzabihar Hagerna Eritrea Selam Yigberelina, Hizbina Derifolu Kab Meswatin Sinkilinan Yemitsalina

    • @peacepilot2251
      @peacepilot2251 3 года назад +3

      @@SS-ck9xp ኣሜን

    • @moonsem8298
      @moonsem8298 3 года назад +1

      @@peacepilot2251 ዳፍ ባፍ / እምበር ከብቲ አጋዕዚያን ባሀልቲ ከም ሀመማ ጠፊኢክን ክክክክክክ

  • @lulrbahri
    @lulrbahri 3 года назад +1

    ተባዕ ተቃላሳይ ወዳብን ናይ ብሓቂ እዩ ዘደንቀኒ ታሪኹ፡ ኣብ ማሕበር ሸውዓተ ዝነጥፉ ካብ ዝነበሩ ጠርነፍቲ ታሪኽ ውን እንተ ረኺብካ በጃኻ ኣምጻልና፡ ብፍላይ ኣብ መጽሓፍ ካብ ሪቅ ሕፍንቲ ዝተጠቅሰ ካብ ከረን መጺኡ ምስ በዓል ትኩእ ዝተራኸበ ሽሙ ረሲዐዮ ኣለኩ ሕጂ ታሪኹ እንተ ተምጻልና ። እቲ ዘሕዘነኒ ናይ ትኩእ ግን ድሃዩ ዘይምርካቡ እዩ። ኤርትራ ዓዲ ጀጋኑ እዚ ጅግንነት እዚ እንተ ንወርሶስ ክንደይ ጽቡቅ ኔሩ።

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 2 года назад +2

    እንድዕሎም
    ዝጠለሙ ድኣ ቡዙሓት እንድዮም
    ምስ ናይ ሕጂ ደሚርካስ
    ክትቖጽሮም ዘጸግሙ እዮም!!!!!!

  • @solomunnegash4707
    @solomunnegash4707 3 года назад +4

    Thank you Memhrey 👑❤❤👍👍

  • @daniabraha9190
    @daniabraha9190 3 года назад +4

    Thank you 🙏🏿

  • @chaytekle3918
    @chaytekle3918 3 года назад +2

    Anzi enehele tariki

  • @solomo5847
    @solomo5847 3 года назад +2

    ትኩእ የሕደጎ ሰመያዊት ባንዴራ ምስ ወረደት ኣብ ኣስመራ ሓደ ካብቶም ሓሙሽተ ሰባት ብዓል ተኪኤ በየነ ጻጸ ዘለዉዎም ከም መራሒ ኣካያዲ ሰልፊ ኮይኑ ብዙሕ ሰሪሑ ። ዝያዳ ሓቤረታ ብዛዕባ ትኩእ የሕደጎ መጽሓፍ ተኪኣ በየነ ኣንቡቡ ።

  • @samisamson2228
    @samisamson2228 3 года назад +1

    Thank u but so sad!!!

  • @ሃገራዊቅዋም
    @ሃገራዊቅዋም 3 года назад +7

    ሞኬ እንቛዕ ናትና ኮንካ ይበል ኣቀራርባ ንኣሽቱ ብዕድመ እንክነሶም እቲ ንሳቶም ዝበጽሕዎ ምስቴክኖሎጂ ተሰኒና ንሃገርና ዝሓይሽ ከነምጽእ ኣይከኣልናን

    • @lulrbahri
      @lulrbahri 3 года назад +1

      ይገርም'ዩ ሓቅካ

  • @asmoromnegash1930
    @asmoromnegash1930 3 года назад +5

    ምንባር ምንባሩ ኣብ ሃገርካ ኢዩ ጥዑም ህዝቢ ኤርትራ ከም ነብስና ጌርና ነፍቅራ ሃገርና ኢያ ERI ንዘልኣልለም ክትነብር ኢያ

    • @lulrbahri
      @lulrbahri 3 года назад +2

      እዚ ክከውን እንተ ኮይኑ ንሕና ክንፋቀርን ክንተሓላለን ምስ ንክእል ጥራይ እዩ

  • @segen8531
    @segen8531 3 года назад +4

    መምህረይ ብተቕርቦ መደባት ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካን ፡ ዝኾርዕን ኣጆኻ ኣሎና ኣብ ጎድንኻ ። ኣነ ዝገርመኒ ነገር ኣሎ ሰብ ቅያን ፡ ደሞም ዘፍሰሱላን ከሎው ናይ ኢሰያንስ ፡ ፍሊጶስን ፡ ውጩን ካልኦትን ካልኦትን ወዲ ካሳ ዶ ወዲ ድስቲ .....ምሽሙሽን ምስሩሑን ታሪኽ ንሰምዕ ኔርና ። ኣብ ዝቕጽል ካልኦት ኣምጽኣልና ኢኻ መምህረይ ፡ ታሪኾም ተሰሚዑ ደይፈልጥ ጀጋኑና ።

  • @aronchanel127
    @aronchanel127 3 года назад +4

    Mekonen well com

  • @ዳዉንዳዉንካህዳማት
    @ዳዉንዳዉንካህዳማት 3 года назад +6

    ካብ ሪክ ህፍንቲ ትብል መጽሃፍ ኣንቢበያ ነረ ተኪአ በየነ ጽቡክ ገሩ ገሊጽዎ ኣሎ

  • @solomonzere4294
    @solomonzere4294 3 года назад +1

    Weldemichal Abrha wn neyru eyu.

  • @thebabel-mandebproject2170
    @thebabel-mandebproject2170 3 года назад +3

    I am from dabir mereta sebene but I never know he’s from dabir mereta sebene now I need to know more about him can you
    Are you sure he’s from dabir mereta sebene and thank you

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  3 года назад +2

      TN 72 yes he is from Dabir the writer interviewed his sister Weyzero Beletesh and his son kidane and other people so there is no doubt about it but you can ask who are his relatives it is not that far there must be his cousins nephews aunts and uncles.

    • @mgm4286
      @mgm4286 3 года назад +2

      መን ድኣ ኮንካ ዳብር እዩ እንታይ ግድኻ

    • @michaeldawit3978
      @michaeldawit3978 3 года назад +1

      I am From Dabir Mereta Sebene as well. I very happy if Tuku is from Dabir but he is not wellknow by the villegers in Dabir.

    • @michaeldawit3978
      @michaeldawit3978 3 года назад

      @@MosaicBahli Hi Mekonen Tesfay I am one of Mosaic Bahli followers. I have one qouestion about Tukue. in ur your RUclips Chanel I heared that Tukue origin Village is From Dabir Mereta sebene .I am From Dabir as well. I am happy if he is From Dabir but are sure that he is From Dabir becouse he is not will know by the babir community ?

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  3 года назад +2

      @@michaeldawit3978 ሰላም ዝኸበርካ ሚኪኤል፡ ተኸታተሊ መደበይ ምዃንካ የመስግን። መበቆል ዓዲ ትኩእ ኣብ መጽሓፍ እምነቱ ተስፋይ ተጠቒሱ ከም ዘሎን ዋላ ኣብቲ ናይ ስዋኣት ምስክር ወረቐት ብግዚያዊ መንግስቲ ኤርትራ ንስድሩኡ ዝተዋህበን ዘሎ ዓዲ ኣብ ዝብል ዳብር ከባቢ ማይ ዓይኒ ኢዩ ዝብል። ንዕሙቕ ዝበለ ሓበሬታ ግን ኣብ ዳብር ካብ እንዳመን ገዛ ኢዩ ወይ ሓውቦታቱ በዓል መን ይበሃሉ ወዘተ ንዝብል ንወዱ ተወኪሰ ከምጸኦ ዝኽእል ይመስለኒ። ኣብ ዝቕጽል መደብ ቁሩብ ትንክፍ ከብሎ ክፍትን'የ። ንስኻውን ንእሽቶ እንተኾይንካ ንዓበይቲ ሰብ ዳብር ሕተትሞ ዝረኸብካዮ መልሲ ኣብዚ ጸሓፈለይ።

  • @qelhi7922
    @qelhi7922 3 года назад +4

    መምህር መኮነን እቲ ትህቦ ትምህርቲ ኣዝዩ ጠቓሚ እዩ።እንተኾነ ግን ኩሉ ትሕዝቶታትካ ኣብ ሰገነይቲ እንተራሕቐት ዓዲቐይሕ ኣዝዩ ጸቢብን ወገናውን ኮይኑ ረኺበዮ

    • @sebkbur6019
      @sebkbur6019 3 года назад

      Kkkkkkk ኤእ ከምኣያ ዘላ ዓርኩ። ብምንታይ ኣሲድ ተሓጺቦም ከምዝጸርዩ ገሪሙናዩ ዘሎ

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  3 года назад +7

      ዝኸበርካ ወሃቢ ርእይቶ፡ ንርእይቶኻ ኣዚየ የመስግን። ንምንታይ ከምዚ ትሓስብ ኢለ ክዛረበካ ኣይክኣልን። ኣነ ዝተወለድኩሉ ዓዲ ቐይሕ፡ 9 ዓመት ዝመሃርኩሉ ከኣ ሰገነይትን ከባቢ ሰገነይትን'ዩ። ሓደ ጸሓፊ ካብ ዝፈልጦዩ ዝብገስ። ኣብዚ ዝቐርብ መደባት ነቲ ንስኻ ፈሊኻ ክትጥምቶ ዝደለኻ ደኣ ትዛረበሉ ኣለኻምበር ንኻልእ ከባቢ ዝምልከት ዘሎ ጽሑፋትን መደባትንውን ውሑድ ኣይኮነን። ክትርእዮ ትደሊ ጥራሕ ትርኢ ኣለኻምበር ናይ በዓል ኣቶ ተወልደ መሊሾ 5 ክፋል፡ ታሪኽ ጠበቓ ጸጋይ ኢይሱ፡ ታሪኽ እድሪስ መሓመድ ኣደምን ካልእ መጻሕፍቲ ተወኪሰ ዘቕረብኩዎ ምስ ዓዲ ቐይሕን ሰገነይትን ዘራኽብ የብሉን። ብሓፈሻ ግን ክበረት ይሃበለይ የቐንየለይ። ሰብ ዘለዎ'ዩ ዝህብ።

    • @dontblameme596
      @dontblameme596 3 года назад +1

      sebay sebay ileka smart ika astebhilkalu aleka kdmi hji wen ab comment eza zbelkaya ileyo nere xbuk serah qua ente serehe gn km moyeu meten kab kebabiu wexe ilka nay mewkas xehufat nekalot sebat bemedamn kekrbo yegbae bezkone aythazelna reytona u thanks kexlo

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  3 года назад

      @@dontblameme596 ክብረት ይሃበለይ !

  • @temesghentemie5640
    @temesghentemie5640 3 года назад +5

    ሓወይ ካብ ልቢ ነመስግን እንዳ ወሰኽካ ንበር !
    ቀጺለ ክብለካ ዝደሊ ብውሽጢ ባ ርኸበኒ !
    የቀንየለይ ክጽበየካ እየ ።

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  3 года назад +1

      Moka7842@gmail.com elka xehafeley wey emailka abzi xehafeley

  • @ወዲ78ኣስመራ
    @ወዲ78ኣስመራ 3 года назад +8

    ሰብ ወዲ ሰብ ሲ ከም ዑንቂ ኣበይ ከም ዝኣተወ ጠፊኡ ይባሃል፡ኣበይ ከምዝጠፋኣ ወዲ መድህን በራድ ባሊጋ ወዱ ምስኮነ እቲ ድራማ ተረዲእና፡"ዳሕራይስ እኮ ፈሊጠ" ትብል ቤቲ ሃይላይ።

    • @negodatatselam443
      @negodatatselam443 3 года назад

      እቲ ታሪኽ እሞ ስምዓዮ ኣብ ኣፋፊት ሞት ስለዝነበረ ኣብ ዓደን / የመን / ኣመርዕዮሞ ይብል ኣሎ. ስለዚ ጥዕና ኣይነበሮን ማለት እዩ ዝኸውን. እንተዘይኮይኑ ኢሰያስ እዩ ቀቲልዎ ምባል ሲ ኣሸጋሪ እዩ. ድሓር ምስቶም ዘሳልይዎ ዝነበሩ 5 - ሰባት ውን ኣይነበረን. ታሪኽ ከኣ ብይኸውን ኣይዝረብን ወይ ኣይጽሓፍን እዩ ከየረጋገጽካ. ንምንታይ ድዩ ዝቀበረ የርድአ ዝወዓለ ይንገር ዝብሃል. ስለዚ ኣይትጋገ. ኩሉ ብምዓልቱ እቲ ሓቂ ክወጽእ እዩ.

    • @letigebrekristos3282
      @letigebrekristos3282 2 года назад

      @@negodatatselam443
      እሞ ኣብ መሬት ድዩ ሰጢሙ
      ወይስ ንሰማይ ቡሪሩ ድኣ
      ብዘይ ኣሰር ዝጠፍእ
      ንስኻ ኸ እንታይ ኮይኑ ይስመዓካ???
      እስኪ ንገረና።
      ኣብ ዘየጽድቕ ዘረባ ክትጸድቕ ኣይፈትን።

    • @negodatatselam443
      @negodatatselam443 2 года назад

      @@letigebrekristos3282 Mitinkal Aytemaharkun Aleku .Ane Zixelie Tinkul abilika Ketilomo Eyom Zikonu Elika Mizirab .bmitinkal kea Tarik Ayxihafin Eyu .Sigab Neti Tarik Zifelit Mexu Sigab Zinegrena Eye Zibil Zeleku .

  • @berhaneh7587
    @berhaneh7587 3 года назад +5

    ህዝቢ ኤርትራ ዘሐብንን ዘሐዝንን ታሪኽ ኢዩ ዘለዎ። ክልቲኡ ገጻት ታሪኽ ድማ ናትና ስለዝኾነ ኩሉ ኤርትራዊ ክፈልጦን ክዕቅቦን ሓላፍነት ኣለዎ። ብፍላይ ድማ ናይቶም ሓርበኛታት ክንሶም ሞያኦም ህዝቢ ኤርትራ ክፍለጦ ዘይድለዩ ተሰዊሮም ዘለዉ ሓርበኛታትና ጅግንነቶም ክንፍሕሮ ኣለና። መምህር መኮነን ተስፋይን ጸሓፊ ታሪኽ ኣቶ እምነቱን መገብቱን ጻዕርኹም ቀጽልዎ።

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 3 года назад

      ኢሰያስ ታሪኽ ጀጋኑና ክንገር አይደልን ኢዩ ስለዚ ንሱ ክሳብ ዝጠፍእ ተጸበ

  • @rutatsehaye2743
    @rutatsehaye2743 3 года назад +1

    Tarik kem xehafieu mukana hiji amine. Tarik tukue yhdego ካብ ሪቅ ሕፍንቲ ab zbil mexhaf tekie beyene abzi nska tgelxo zeleka bmin teamir zerakib yeblun.

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  3 года назад +1

      ሰላም ሩታ፡ ካብ ሪቕ ሕፍንቲ ብዛዕባ ተኪኤ እምበር ብዛዕባ ትኩእ ይሕደጎ ዕላማ ገይራ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኣይኮነትን። ኣብ ሪቕ ሕፍንቲ ተኪኤ ንትኩእ ይሕደጎ ይጠቕሶዩምበር ምሉእ ታሪኽ ህይወቱ ኣይጸሓፈን። እምነቱ ተስፋይ ግን ምሉእ ታሪኽ ህይወቱ ኣብ 200 ገጽዩ ኣስፊሩዎ። ነዚ ከኣ ፈለጥቱ፡ በተሰቡን መጻሕፍትን ተወኪሱዩ ኣዳልዩዎ።

    • @ube-23s
      @ube-23s 3 года назад

      ​@@MosaicBahli ሰ ላ ም "ሪ ቅ ሕ ፍ ን ቲ" እ ን ታ ይ ማ ለ ት ኢ ዩ ? Thank you for the Biography of Tuku yhdego.

  • @senayfamily
    @senayfamily 3 года назад +2

    Weldemicheal gebremariam eya eta weldemicheal abraha zibelkaya

  • @yohannessebhatu5641
    @yohannessebhatu5641 3 года назад +3

    ሰላም ሓው መኮነን ተስፋ ዓዱ ንትኩእ ይሕደጎ ዳብር መረታ(ሰበነ) ክልተ መረታ እየን ዘለዋ 1-(መረታ ቀያሕቲ) 2-መረታ ሰበነ እየን

    • @abrahamb777
      @abrahamb777 3 года назад

      መረታ ሰበነ እንዳ ኣዲኡ ድዩ ፧ ምኽንያቱ እንዳ ኣብኡ ኣብ መረታ ሰበነ ኣይኰነን እዩ?!

    • @dahlak3739
      @dahlak3739 2 года назад

      መረታ ሰበነ፡ዩ ዳብር ትብሃል ዓዲ

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 2 года назад +2

    ዘገርም እዩ
    ክንደይ ናይ ጀጋኑ ታሪኽ እዩ
    ተቐቢሩ ኔሩን ሕጅውን ዘሎን።

  • @Miaphysite3
    @Miaphysite3 3 года назад +1

    መጽሓፍ ካብ ሪቕ-ሕፍንቲ ብቡሉጽ ክእለቱ ካብ ትዕዝብቱ ኣብ ቃልሲ ኤርትራ ዝጸሓፈ።

  • @andomangosom9843
    @andomangosom9843 3 года назад +7

    መም ሞከነን ናይ ቱኩእ ይሕሰጎ ታሪኽ ሂወት ምምጻእካ ብልቢ የመስግነካ ።
    ቱኩእ ይሕደጎ ብኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝተላእከ ብርጋዴር ጅነራል ዘሎ ኣብ ኣስመራ ግርማይ ማሓሪ ዝባሃል እዩ ቀቲልዎ
    ዋላ ንኪዳነ ክፍሉን ወልዳይ ጊደይን ውን ዋላ እኳ ብጀብሃ እንተተቐንጸሉ እታ ወዲቓ ዝተረኽበት ደብዳቤ ግን ኢሰያስ ከም ኪዳነ ክፍሉ ኣምሲሉ ከም ዝጻሓፋ እያ ትዝንቶ

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  3 года назад +1

      ሰላም ዓንዶም የቐንየለይ፡ ኣብታ ግርማይ መሓሪ ንድሕሪት ተመሊሱ ትብል ጽሕፍቲ ሕቶ ነይራትኒ ንምንታይ ተመሊሱ ንሱ ኸ ብዛዕቡኡ እንታይ ይብል ዝብል ሕቶ ነይሩኒ።

    • @abitifili3597
      @abitifili3597 3 года назад +1

      ግርማይ መሓሪ ሕጅ ዱጓና ሓዝሓዝ ዘሎ እዩ : ብ መስተ አልባቡ ዝጠፍኦ አብ ሜዳ ኤርትራ ሓለዋ ሰዉራ ዝነበር ጓንቲ ኢሰያስ እዩ ኽሳብ ሎሚ ።

    • @negodatatselam443
      @negodatatselam443 3 года назад +2

      እዚ ቤላ በለው ዘረባ እንተዝተርፍ ከመይ ጽቡቅ ኔሩ ታሪኽ ብይኸውን ኣይዝንቶን እዩ ሓደ ጌጋ. ካልኣይ ኢሰያስ እንታይ ክረብሕ እዩ ዘቅትሎም. ደሓር መሓመድ ብርሃን ብላታ ውን ምስክሩ ሂቡ ኣሎ ብዛዕባ እታ ደብዳቤ ስለዚ ዘይከውን ምዝራብ ሓጥያት እዩ ንባዕሉ.. ዘይትፈልጦን ዘይወዓልካዮን ካብ ምዝራብ ሙቁጣብ ናይ ለባማት እዩ ስጋብ እቶም ዝፈልጥዎ መጺኦም ዝነግሩና. ሞኮነን ተስፋይ ድማ እታ ኣቅሪብካልና ዘለኻ እኽልቲ እያ. ናይ ካለኦት ሃለውለው ኣይትስማዕ.

    • @abitifili3597
      @abitifili3597 3 года назад +1

      @@negodatatselam443 ዝተሰምዔ ኽዝርበሉ አለዋ ! ኖእ አይኾነን ኢሉ ሓደ ነቲ ሓቒ ዝፍልጦ ተባዕ ክሳብ ዝመጽእ ። እዛ ሱቕ በሉ ግን ቐደም ዘጥፍአትና ይአኽላ።

    • @negodatatselam443
      @negodatatselam443 3 года назад

      @@abitifili3597 ኩሉ ዝተዘርበ ሓቂ ኢልካ ዲኻ ትኣምን

  • @welduzeray3632
    @welduzeray3632 3 года назад +10

    ብልግነት እሰያስ ኣፈወርቂ ሒዙዎ ዶ በልካ መምህረይ እሰያስ ደኣ ሞ ከምዚ ዓይነት ፊልም ምስራሕ ደኣ ኣመሉ እንድዩ ሃገር ከመር ዝኽእል ሰብ ኣጥፊኡ ኣሽካዕላል ምጽዋት ናቱ እዩ

  • @zekariaskebreab9787
    @zekariaskebreab9787 3 года назад +1

    ልክዕ ከምኡ ኢሉ ጠፊኡ፡ ኣምላኽ ይቀበሎ።

  • @weldemaryamtesfagergs2773
    @weldemaryamtesfagergs2773 2 года назад +1

    ደቂ መረታ ሰበነ ሰብ ስረ ሰብ ድርብ ዋልታ ኢዮም
    ዕድል ዘይህቡ ሙስልይነት ዘይናቶም
    ወስ ኣብላ ቆብብከብላ ዝብል ኣራእሶም
    ወላ እንተ ጎደለ ከርስታቶም
    ጸጊበ ዝብል እኻ እዩ መልሶም
    ይርሓሰና ዝብል ጭርሖ ልሳናቶም
    ወዲ ግራጅማት ሚዒተልካ ሙቅሉል ዝማይበቶም
    ሰብ ስረ ጅግንነት ዝልለ ሰናድሮም
    ደቂ ዱሑን ሱሑል መቀነቶም
    ገንፊሉ ዝረአ እኻ ዝዉዕለቶም
    ጅግና ትኩእ ይሕደጎ ወቃዒ ሸቶ
    ዘይክማህ ሰሚዐ መስራቲ ሸዉዓተ
    ወላዲቱ መዓል ኢገለ ኢተ
    ምድረ በዳ ዶታ ንጅግና ወሓጠ
    ሓቅነቱ እነሆ ወዲ ምድረቡረ
    ኣይ ስብእና ጅግና በዓል ስረ
    ኣየ ስብእና ትኩእ ይሕደጎ
    ወዲ ሩባ ሰበነ ታባ ታኪሎ
    ወዲ ኢኻ ክስብ ዓደዉሒ ላዕላይ
    ኣንታ ጂግና ወዲ ግራጅማት ሚዒተልካ
    ወዲ ሰብ ሰላጥን ሰብ ድርብ ጭማራ
    ወዲ ክልተ ምላድ ዱሑን & ሱሑል መረታ
    ሰሚዐዮ ዉዕለትካ ብዓል ድርብ ዋልታ
    እዋእ ምልግነት ሒዝዎ ዘገርም ኢዩ

  • @dahlakkebir6736
    @dahlakkebir6736 3 года назад +3

    The father tigray Tigrinya

  • @Mewarsti123
    @Mewarsti123 Год назад

    እቲ ደርፊ ነቲ ዘረባ ኣብልልዎ ይርብሸካ, እቲ ሙዚቃ ብትሑት ድምጺ ክላሲካል ኮይኑ ብድሕረባይታ እንተዝኸውን ምሓሸ ይብል

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael 3 года назад +1

    🙏🙏🙏 Abyet ezi belaei seb hasawi mesihsi kndey ke ykeli eway iemzi geyru endyu tetsawitkna hzbi Eritra nweladi resieu kemzeyrkeb sewirus nwedu abaliga koynu eway nezi belaei sebsi ezi Amlak kemey geyru eyu netsa aedidwo nhzbi Eritra ketsint bejakum atym zeteberaberkym teberaberu hager endatefeat maebils tblu Eritran Etitrawn tselaeieu ezi belaei seb zbelaalu tsahli zsebr yhuda eyu emo bejakatkum etom bgrhnet retakes,etom btelni mseu tekdudu kanza hagerkunmn hzbikumn yredaekum nab tselaei hagerkum hzbkumn ykun kale entay ybehal koynu 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @eritreanamazon9877
    @eritreanamazon9877 3 года назад +1

    Eseyas yuhuda

  • @ደቀባትትግርኛ
    @ደቀባትትግርኛ 3 года назад

    እቢ ንኤርትራውነት ናይ ጥልያን

  • @ghenet8759
    @ghenet8759 3 года назад +1

    🤮

  • @mikighebre1435
    @mikighebre1435 2 года назад

    ትኩእ ይሕደጎ ወዲ ሃለቃ ይሕደጎ ገብረስላሴ እዩ።ኣብኡ ትግራዋይ ወድ ኣውራጃ ዓድዋ ነበር እዮም።

  • @ደቀባትትግርኛ
    @ደቀባትትግርኛ 3 года назад +2

    ኹሎም ንመንነት ትግርኛ ዝቃለሱ ዝነበሩ ብእስላም ጀበርቲ እዮም ተሓሪዶም

    • @hassenyassin2561
      @hassenyassin2561 3 года назад +1

      Hasawi ekha, abey alo mertiokha. tarikh temahar kidmi chenawi afka mikhfat.

    • @lulrbahri
      @lulrbahri 3 года назад +1

      በዓል መን ማለትካ እዩ

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 2 года назад

    እዚ ታሪኽ መሊስካ ትሰምዖ እሞ
    ምስ እዚ ሕጂ ንሰምዖ ናይ ኢሰያስ ዛንታ ወቓሕ ይብለካ
    ኢሰያስ ባሊገ ወዱ ምዃኑ ጠቒስካ
    ኢሰያስ ነቶም ከጥፍኦም ዝደልዮም
    ከም ፈተውቱ ይቐርቦም እሞ
    ምስ ቀተሎም ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ከም ዝሓዘነ ኮይኑ ይረኡ።
    ከምኡ እንዳገበረ እዩ ነዛ ኹላ ምህርትን ሃገር ክትመርሕን ከተማሓይሽ እትኽእልን ኣካል በብሓደ
    ኣጥፊኡዋ።
    እዛ ብርኩታስ እምኒ ኣላታ ዶ ኮይና
    ትስምዓኩም?????

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham3470 2 года назад

    Mesqa harakat elf bandits grub distroy harakat mahber 7 ila xaeda crime agenst humanity

  • @azmarinofqri9468
    @azmarinofqri9468 3 года назад +1

    TUKUE IS TIGRAY TIGRIYNI

  • @birhanegebre3914
    @birhanegebre3914 3 года назад +1

    Down Down shabiya history meaningless for me medanagerti resahat abe nay shabiya gedeli zetesatefe terahe eyu tarik hiwetu zegeletse kab nay shabia resahe tarik eqa yelen..........