ዝኽሪ ከዋኽብቲ - በራኺ ገብረስላሴ - ብኣስመሮም ሃይለ
HTML-код
- Опубликовано: 22 дек 2024
- Help Eritrean journalism, support Radio Erena now: donate.erena.org/
ንናይ ኤርትራ ጋዜጠኝነት ደግፉ፣ ንራድዬ ኤረና ሓግዙ። erena.org/dona...
----
September 18, 2021 - Eritrea - A memory that never fades
18 መስከረም 2001 - ዝኽሪ ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ
Radio Erena is Eritrea's only independent and impartial radio broadcaster. We reach 500,000 listeners weekly in the country and are followed by more than 100,000 people online.
Follow us online:
Website: erena.org
Facebook: / radioerena
X: x.com/RadioErena
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone: +33 6 34 90 96 97
Or by email: newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic #Eritreannewsong #NewEritreansong #MusicofEritrean #MusicofTgirigna#EritreanBest #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritrean #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgna #tigirigna#besttigrignamusic #EritreanDrama #EritreanMovie#Eritreannewmovies #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm
Thank u Radio Erena, ❤❤❤❤
Thanks U Radio Erena.❤❤❤❤
መም በራኺ ቀሺ ገብረስላሰ እቲ ዕጉስ ከም ኣንበሳ ጀጋኑና ተጠሊምኩም እባ ❤
Thanks Asmerom and radio erna for this history very important 💚❤
We will never forget you our hero ❤❤❤❤
Good job bro. We will never forget them.
Thanks 🙏🏻 redio Erena ኣነ ግን ሃንቲ ሪኢቶ ኣላቲኒ ውልቀ መላኪ ኢልካ ጸውኣዮ ካብ ብረዘንቲ ኢልካ ቲጽውኦ😊
And you need to call him Isayas Instead of President Isayas.
Our Hero. We will never forget you
ነዞም ጀጋኑ እዚኦም ክፍትሑ አለዎም ኢልና ብድሆ ኢንብል ዘይክአልና ህዝቢ ውድቀትና ጥራይ እዩ ዘርኢ::
አይ እዙም በላዕቲ ሰብ አረመነ ጨካናት ነዙም ኩቡር ንእሰነቱም አብ ሜዳ ዘሕለፍ ዋጎኡም እዚ? እቲ ህዝቤ ድማ አሰቅጥ ዘሕዝን እዩ። ጎይታ ከእለቱ ይሃቦም። የቀንየልና አሰመሮም 🙏🏾🙏🏾💕
ኣነ ዝገርመኒ ነገር ኢንተ ሀሉ ነዞም ዝመስሉ ጀጋኑ ኣቲፈና ከመይ ኣይነት ዲቃስ ይመጻና ይከውን!!!
Keep going wedi halal meret 😢
መሻሙሸ
ህዝቢ ኤርትራ ብደውና ከለና ዝመትና ህዝቢ G15 ኣብ ጎዳጉዲ ኣትዮም ክሓልፈልና ማለት ዘበት
ድህሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምእሳሮም ኩሉ ንድህሪት ኮይኑ፥ሓቲቱ ክፈልጥ ዝተጸገመ ፥ሓቂ ካብ ክፈልጥ ሓሶት ክሰምዕን ክቅበልን ነጢፉ
❤️❤️👍👍👍👍🙏🙏🙏
የቀይነልና ሮድዮ ኤረና 😢😢😢😢😢
የቀንየልና ኣስመሮም፡ ብሉጽ ኣቀራርባ።
ናይቶም ዝተረፉ ክንጽበ ኢና
ሕሱር የሕስረካ ክቡር ከ የክብረካ።
❤❤❤😢
እንታይ ዋጋ " ለዎ ! ተምቤናይ ተጻዊቱሎም ! ኣብ ትግራይሲ ፡ ተምቤን ተመን ይብሃል !
ህዝቢ ኤርትራ ግዳይ ናይ ስቕታኡ ኮይኑ ይቕጽል ኣሎ፦
ስቕታ ህዝብና ዝኸሓዶም ኣርካናት ጀጋኑ ኤርትራውያን፥
ዘይገበርናሎም ዋላ ግዲ፡ ከዋኽበቲ መዓልቲ
ተጣባቒ ዘይብሎም ምስ ተሰወሩ ብለይቲ
ዝኸሰርናዮም መድሓኒና፡ እቶም ላህመትና በብሓንቲ
ሕሰምና እዩ ዋጋ ዘኽፍለና ዘሎ፡ ለይቲ ኮነ መዓልቲ
ሓርነት ኣልቢሶምና ክነሶም ብግብሪ፡ ዝኽሮም ጥራይ ጌርናዮ መጠበሪ
ከመይ ቢሉ ክርህወና፡ ሕድሪ ሰማእታት ጠሊምና
ክንለዓል ኔሩና፡ 'ተዝስቖረና፡ "ኣይኸሰርናን፦" ምስ በለና።
👌
Kab mntay dea Akolugazay bbzhi beusurat dzarebu Hamasian kabeom zeywhudu endyom zelewu nmtay Bwuchu bbzhi kmkhu yraeayu eakndi ntewexau dmxi mkan wuchus bnbur eyu kabza alem tefelyu zelo ezieom gn bskay eyom hiwetom thalf zela eba sdrabiatom ewun kemeu eab skay eyom zelewu 😢
✊🏾
ሚኒስተር በራኺ ሓርበኛ ዘይእድኩም ረኪምኩም ወዲ መድህን በራድ ናይ ኢድካ ኣይትስኣን😢
ስባይ ኣጥፊእዎም ደቂ ኤሪትራ!!!!!!
ሰለዚ ናብ ሰልጣን ዞሎ ሳዓቦ ካብ ሰልጣን ዝታኣለዩ ካኣ ተሰልቦጦ ኢናበልካ ምኳዓዝስ የዋጻኣና ድዩ ከም ህዝቢን ሃገረን ኤርትራ!!?
❤❤❤❤ ውሳነ ጥራይ ኢዩ ጎዲላቶም ሓደ ሰብ 15ሳባት ስዕሩዎም ክባሃል ኮሎ የሕዝን ኢዩ!!!!!
ከዳዕ ተምቤናይ ኣንድነታዊ ኢሳይያስ ደቀባት ጀጋኑ ንሃገር ዝሓስቡ ኣጥፊእዎም። ሳኣን ቅድም ኣቢሎም ምቕታሉ፡ ውጽኢት ጀጋኑ ደቀባት ኤርትራ ምጥፍኦም ድማ እዚ ሕጂ ዘለዎ ህዝቢ ኤርትራን ዝወደቐት ሃገርን ኤርትራ'ዛ ንርእያ ዘለና ኮይና።
መን ኢዩ ሃገራዊን ወዲባትን ኣብ ሃገረይ ኤርትራ ኢኳ ገርሙና ኣሎዎ ሎሚስ!!!?
ጋዜጣ ትግርታ ናይ ሃማመተኤ እምበር ናይ መንግስቲ ኤርትራ ጋዜጣ ኣይነበረትን። ንመንግስቲ ኤርትራ ዘንጸባርቕ መደባት ትዝርግሕ ነይራ።
ኣብ ኩናት ዘይዋዓለ ሃጥር ኢዩ ዝባሃል እምበረይ ኢታ ፍታሕስ ለክምካዮ ምካድ ኢያ ነይራ ፍታሕ ንኢሳያስ ኣፎርቅ ካብ ብጁሙላ ኩሎም ሽታ ማይ ኮይኖም ዛሓቁስ ነይራ!?
ምክንያቱ ኢሳያስ መን ሙኳኑ ልዕሊ ኩሉ ተጋዳላይን ህዝቢን ኢዮም ነይሮም ናይ ሓቂ ፍታሕ ኑሱ ኢዩ ነይሩ።😢😢😢
ጽቡቕ ዝኽሪ ዩ።ግን ኣብቲ ስአሎም ጽቡቕ ዶ ተሳኢኑ።ንደነራል ዑቕበ ማቲታ ዝገብረ ሰብኣይ።ነንበሳደር ክኣ ናይ ኣረጊት ፈላሲት ኣምሲልኩሞም።ስለዚ ጽቡቕ ሓሳብ ብጽቡቕ ሰአሊ ክስነ ከሎ ዩ ዝያዳ ዝጽብቕ።
Why do people always mention and state that the war with Ethiopia was started by Eritrea and its leaders, when infact many members of TPLF has said it , time and again, why and how the war started to stop Eritrea from becoming “Singapore of Africa “ because they were jealous that they will be left out??? We all know that Isaias is a dictator and all that, however, we shouldn’t also distort the truth as it only invalidates our other claims as people will have a hard time to put trust on what we say
A.e kem gidei tesfai cap kemzi gerna kusili,megdasi nay bemlom,meshaf inte zehtem mehasb,mebluku
Asmerom ግን እንታይ ኢኻ ኣብ ኩለን እዘን ዘቕረብካየን መደብ ኩናት 1998-2000 ፕ. ኢሰያስ ወይ ኤርትራ ከም ዝጀመረቶ ጌርካ ትዛረብ ዘለኻ ጽባሕ ንግሆ ከም ዘሕትተካ ፍለጥ።
Nsu endyu measerieom bkemey dyom zkeswom hgdef entay malet eyu ke sebat tesewirom zeyehmemeka si bzaoba kinat men kem zjemero zhmeka entay koynom dea Raoadi yblwo niarom shiau foe geliakum si bae 😢
Zkri haben
Bka terifatom eza gedli lekimomuna getsom trhak bka kulom terifom abta sahl.
😂😂😂😂
Higdef n Beraki Gay yomesil sebeyti yimesil endabelu yi bideeuu neyrom
Hgdef dea eaygedfun eyom
ርእሲ-ጉሓፍ! ምስልን ተግባርን ፍለዮ።
@@sariyo6909ናይ ምርዳእ ሽግር ጌርኪ ኣለኪ ይብልዎ ኔሮም እዩ እኮ ዝብለኪ ዘሎ ህግደፍ ከኣ እዚ ቀሊል እዩ ምክንያ ኣብ ግዜና ንርእዮም ኣለና እንታይ ኢሎም ደለይቲ ፍትሒ ከጸልሙ ።
ንባዕልካ ህግደፍ ኢኻ ግስሩጥ ዘይተባህለን ዘይተገብረን ተዘንትው ንበራኺ ቁሊሕ ኢሉ ዝጥምቶ ውን ኣይነበረን
ህግደፍ ኢካ ዳሓን ሽጣራካ ድለ ኣታ ባርያ
በራኪ ብሕያውነቱ ዝፍለጥ ብኩሎም ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ናኣዳን ኣክብሮትን ዝነበሮ ኣቦ ዩ ንስካ ሓደ ኣታዓብያካ ዝበድለካ ስዲ ኢካ ናይ ጁባካ ዘይትባህለ ጀጋኑ ከተጸልም ዘንቀድካ ጉልሓይ ህግደፍ