Haabtey thanku kemzi gerki mikrabki ente kone gin eti alababisaki kurub amahiyesheyo no abotatna besoun sele zekono key rekso dangaki ente teshefeni seguriki dema tetichifeneo das mibeleni
The reporter should be a Men, out of respect ,Women should Not allowed to enter restricted Holy places ,even written in the holy bible. Have some respect!!!!!
የ አባታችን የ አቡነ ማማስ በረከታቸው ይደርብን
ኣሜን ኣሜን ❤️❤️❤️❤️
ናይ እቦና እብነ ማማስ ከምኡውን እብ እምባስነይቲ ገዳም እብነማማስ እሎ ብረክቶም እይፈልየና❤❤❤❤❤
አሜን በርከቶም ናይ አቡነ ማማስ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን አሜን አሜን አሜን
Amen amen amen 🙏🙏🙏
Amen amen amen
💓አሜን💛አሜን💓አሜን
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ደስ ክብ ብሓቂ ዓድና ዓዲ ቅዱሳን
በጃኽን ደቂ ኣንስትዬ ስረ ገይርና ናብ ቤተክርስትያን ኣይንኺድ ነስተውዕል
አሜን አሜን አሜን በረክቶም ረዱአቶም ይሕደረና ናይ በፅእ አብነ ማማሰ 🤲🤲🤲🙏🙏
የእግዚአብሄር ሰራ ጉሩም እፁብ ድንቅ ነወ
ደቂ ተዋህዶ ጸሎት ናብ አቦዋት አይግደፈና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶም ምስ ኩለና ይኩን
Egziabher. Amlak. Yekber. yemasgen. Amen. Amen. Amen. ⛪⛪⛪☝️😢🙏😢🙏😢🙏🙏🙏🙏😢🕊️🕊️🦁
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️❤️❤️❤️❤️
ናይ እግዝአብሔር ጉሩም ድንቅ እዩ ስለ ሁሉም ነገር እግዝአብሔር ይመስገን ብሓቂ አቦታትና በረከቶም አይፈለየና ናይ እግዝአብሔር ዝሳአኖ የለን ኩሉ ቻይ ስለ ዝከነ እይታ ጋዘጤኛ ግን ብጣእሚ መሕፍሩት እዝይ ዝመስል ዝከበረ ገዳም ፀጉራ ከፍታ ምንም ነፀላ የብላን ናብ መዝናኛ ትከድ ዘላ ድዩ መስልዋ ንምካኑ ናብ ቤተክርስትያን እናከድና ነፀላ ዘየብላ ዶሞ ስረ ገራ መንፈሩት እኪ እሽ ናአክ ዘዕበየት አዶ እካ ትግራወይቲ አይትከውንን ንባዕላ ተዋሪዳን ንዓድ እውን እተፂሪፍ ከማክ ዝበለት ጎል አንሰቲ እያ ንሰብ እንተዘይ ፈራሕናስ ንፈጣሪ ንምታይ ዘንፉርሕ እዋይ
konjo konjo ሓሳብካ /ኪ ፅቡቅ እዩ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ ስለ ዘየለ ኣብ ክንዲ እትፀርፋ/እትፀርፍያ ምክሪ ምልጋስ ዶ አይሐይሽን?
@@countryoftigray19 ብሓቂ ትክክል እዩ ግን በተለይ ድምፂ ወያኔ ክንደይ ግዜ ምክሪ እና አስታያት ንህብ እና ግን ዝሰመአና ስእና ኩሉ ግዜ ናብ ገዳም ይከዱ እዮም ግን ናይ ቤተክርስትያን ሕግ አይሕልውን ለአብነት ንቤተክርስትያን ክንከድ እንተኮና ቀምስ እና ነፀላ ገይሪና እና ንከድ እና እንድያም ኩሉ ሰብ ዝርኣ ካምራ እናተቀረፀት እናሃለወት ስረ ገይራ ነፀላ ዘየብላ ናብ ቤተክርስትያን ትከድ ነውሩ እዩ
ሓቅኺ ጋለይ ኣሕፊራትና
ንቤተክርስትያንሲ ስረ በቃ ተሓሪፉእኮእዩየያ መሕፈሪት
ትግራይ ምድሪ ቅዱሳን
ናይ ቅድሳን በረከቶምን ረዲአቶምን ኣይፈለየና ።ልቦና ይሃብኪ ጋዜጠኛ ሰረ ገይርኪ ነፀላ ዘይብልኪ ናብ ቤተ ክርስትያን ነውሪ ንእግዛብሄር ንፍራሕ ደቂ ተዋህዶ።
ኦ ኣምላኽ ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ዘመን መልሰልና ከመይ ዓይነት ክእለት ሓይሊ ስልጣነ ከም ዝሃቦም ዝገርም እዩ ኣትም ጋዜጠኛታት ስርዓት ግበራ ሕዚ ዚኣ ጥልፋ ጌራ እንተኸደት እንታይ ከይትኾን እያ ሕዚ ውን ትግራይ ስርዓትና ሕገ መንግስትና ነስተኻኽል ስልጣነ እናመሰለና ካብ ሃይማኖትና ን ባህልናን ንርሕቕ ኣለና
ናይ ኣቦና ኣቡነ ማማስ በረከት የካፈለና 🙏❤️❤️❤️
በረከተም አይፈለየና
Amen amen amen
ብርክትሞ ይሕደረና🙏🙏🙏
ኸይድና በረኸት ንክንካፈል ኣምላክ ይፍቀደልና ኣሜን
ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል ፆሎቶም ጸጋ በረኮቶም ይሕደረና
ኣሜን በረከት ኣቦው ኣይ ፈለየና
የቀንየልና ድወት። ናብ ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ስንቃጣ ቁሸት ዓዲ ጭዋ አርባእቱ እንስሳ ገዳም አሎ ተተቅርቡልና🤲
Amen Amen AmenAmen💛💚❤💝💟😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen amen amen 🙏🙏🙏
የእግዚአብሔር ሥራ ጉሩም እፁብ ድንቅ ነው
በጣም ይገርማል
ኣቡነ ማማስ ጥንታዊ ገዳም ንዚ ገዳም ዘፉለጥኩም ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም መምህር ማርጌታ
MY LOVELY THE THANK YOU FOR SHOWING US❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ደስ ይብል ግን ስረ ኣይልበስን እዩ ስርዓት እንተትሕዙ ጽቡቅ ነይሩ።
Amlak bereket aba Mamas ms kulu hzbe Christian ykun amen
እግዚአብሔር ስራው ግሩም ነው።🙏
Asey orthodox land 🇪🇷🇻🇳❤️💒✝️
Amen brketomen radeatomen ayfleyena aben maman
ገዳም ክርኢ እንከለኹ ብቅጽበት እዩ መንፈሰይ ዝሕደስ እግዝአብሔር እንተፈቒድለይ ኩሉ ገዳማት ኤርትራን ኢትዮጵያን ክበጽሕ ባህጊ ኣለኒ በረኸት ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ምስ ክሉ ህዝቢ ዓለም ይኺን
Me too. Amen amen amen
Woow amazing
Bereket aba mamas ayfeleyena
ተመስገን ኣምላከይ ነዚ ዘርኣካና ዓድና ደኣ ቅዱስ ዓዲ ቁዱሳት እዩ ኣይንፈልጦን እምበር ብጣዕሚ ቂር ዝብለኒ ግን ናይተን ብጣሻት ጋዜጠኛታት ዩ ናኩ ቁዱስ ስፍራ ክኸዳ ስረ ሓፂር ጌረን የን ዝኸዳ
ድምጺ ወያነ ቀጽልሉ በይዛኹ ብዙሕ ቅዱስ ቦታ ኣሎ እዩ ውቁራት ገዳማት እሞ ናብኩለን እንዴርኣኹም በረኸት ተኻፈሉ ንዓናም በረኸት ኣካፉሉና
ቀሊል ኣይኮነን እዙይ እቲዝልዓለ እዩ
Betaemy desybl nay weldna tselot yihalwena
ናይ ኣቦና ኣቡነ ማማስ በረኸት ኣብ ኩላትና ይሕደር።
ህዝቢ ትግራይ ብጋዜጣኛ ክብሪ ገዳማት ይገሃስ አሎ አብ ገለ ብሙዝቃ ዓለማዊ ይስነ
ናይ ሎሚ ዝገደደ ብስረ ።በቲ ኦርተዶክስ ተዋህዶ ቤት ጽሕፈት ተሰንዩ ዘይ ስነድ
መስተንክር እዩ ስራሕ እግዚአብሔር አጹብ እጹብ እጹብ ግብሪ እግዚአብሔር
ደምፂ ወያነ እዛ ጉል አንሰተይቲ ግን ንክርስትና አይትውክልን በጃኩን ሰብ ቀይሩ
እግዚ ኣሄር ይመስገን ቅድስቲ መሬት ትግራይ ክንደይ ታሪክ ዘለዋ ሀገር እያ ድምጺ ወያነ በጣሚ ኢና ነመስግነኹም ቀጽልሉ ታሪክና ንወሎዶ ንዓለም ክናፋልጥ ኣብ ጥቅሚ ክነውዕሎ ይግባእ
ስራሕ ናይ እግዚአብሔር ኮኑ እምበር ብጣዕሚ ዝገርም ግን ንኣምላክ እንታይ ይሳኣኖ
Temesgen debre kidusn abne mamas aboy tintaw tarki des ybl adey marey ms kulu beteseb bselam yrakben Amen Amen Amen
ብጣዕሚ የቀንየልና በረከቶም ኣብ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይሕደር:: ግን ንምንታይ ባህልን ትሩዝምን ክልል ትግራይ ነዞም ጥንታዊያን መፃሕፍቲ ኣብ ገዳም ዘለው ትኩረት ዘይወሃቦም?
ሰላም እግዚአብሔር ምስኩልኩም ይኩን ግን ንዝመደብ ተቅርቢ አብኩሉ ሰረ ፣ ፀጉርኪ ከይሸፍንኪ ስርዓት ቤተክርስትያን ክትፍልጢ አለኪ ንምካኑ ክርስትያን ድኪ
ጉሎማክዳ ዓደይ ❤ ድምፂ ናይ ደቂ ዓድካ ክትሰምዕ ከለካ ክጥዕም ላህጃ ናይቶም ኣቦታት ምስሰመዕኩስ ወለደይን ዓደይን ቅርፅ ኢሉኒ
ብጣዕሚ
ታይ ኮይኖም ዮም እባ ዘይነግሩና ግን ቶም ኣቦታትና በዉነት 7 ትዉልድና ደቂ ኣቅሽትስ ምንም ዘይንፈልጥ ሕጅስ እ/ር ይመስገን ሳላ ዩቱዩብ ደሓን ኮይና ኣለና
@@ፍያሜታጊላይ-አ1ሐ ማለት ኣይተረደኣንን❓
@@yeorthodoxlij953 ፍርየ ኣነ ዝብል ዘለኩስ ኣብኡ ተወሊድና ዓቢናስ ዘይ ንፈልጦ ኔርና ማለተይ የ ወለድና ብደቂቅ ስለ ሃይማኖትናን ታሪክናን ክነጎሩና ነሩዎም ማለተይ የ
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ እዩ በረኸት ቅዱሳን ኣዪፈለኩም ቅድስቲ ሃገረ ዘትግራይ
ግን ኣነ ሓደ ነገር ኣሎ ኣትን ዪሕዋትና ዝኾንክን ጋዜጠኛታት ስራሕክን ጽቡቕ ኔሩ እንተ ኮነ ግና እቲ ስረ መልስክን ናብ ዝተፈላለይ ገዳማት ምኻ ግደፍኦ ምዕሩግ ክዳን ኣዴታትክን መሊስክን ኪዳ ጽቡቕ ኣኮነን
አረ ይነገራ ኣነስ ናብ ኩሉ ገዳማት እናኸድኩዶ ስረ ዝገበራ ኣቅርብ ከይተብልዎን ክብል
አቡነ ማማስ ከምቲ ዝተብሃለ አብ ወረዳ አፅቢ ወምበርታ ጣብያ ገብረኪዳን ቁሸት ሕፄን እንትኾን ፍሉይ ስሙ ደቡብ ምስጣሕ ሕንክሮ ይበሃል አቦኦም ይርደአነ እግዚእ እነአም ድማ መርኬዛ ይበሃላ። አቡነ ማማስ ብጣዕሚ ዝገርም በረከት ዘለዎም ግን ኦርቶዶክሳውያን ምንም ክንዲ እቲ ዝድለ ካብ በረከቶም አይተኻፈልናይ። ምኽንያቱ አብ ትግራይ ካብ ክልተ ሰለስተ ዝበዝሓ አብያተ ክርስትያናት ብስሞም የለዋን። ስለዚ አብዚ ሐደ ነገር እንተንሐስብ ኦርቶዶክሳውያን ተጋሩ ብፍላይ። አቡነ ማማስ ፅንሰቶም መስከረም 20 ልደቶም ሰነ 27 ጥምቀቶም ነሐሰ 7 ዕረፍቶም ታሕሳስ 30 እንትኾን ስሞም ክርቶስ አቡሁ እዩ ስመ ምንኩስነኦም ድማ ማማስ ማለት እዩ። ከም ናይ እግዚአብሔር ፍቓድ ገድሎም አብ ደብረ ጕድጕዳ ፀድያ ነበለት ከባቢ ከምኡ እውን አብ ደብረ ሃመልማል አቡነ ማማስ ሕፄን ዝርከብ ገድሎም ብሞባይል ቀሪፅና ብኮምፒተር ተለቒሙ ሐዚ አብ ምእራም ብርኪ በፂሑ አሎ ናብ ሕትመት ክበቅዕ አብ ምስራሕ ድማ ንርከብ። ኮይኑ ግን እቲ ክሳብ ሐዚ ዝተአከበ ገድሊ ዝተወሰነ ናይ ብራና ብልሽት ብምህላዉ ሓደ ሓደ ቃላት ንምንባብ ግልጺ አይኮነን ስለዚ ገዳም ደብረ ቅዱሳን አቡነ ማማስ ሕሰይ እውን ናይዚ ዝተቐደሰ ተግባር ሓገዝትና ክኾኑ ይላቦ። መምህር አብርሃ ገብረ መድኅን ካብ ዩኒቨርስቲ መቐለ 0912907313
ኣንስ ክንደይ ገዳም ሪኤ ግን እዙይሲ ፍልይ ዝበለ እዩ
ናይ ኣምላክ ጥበብ እጸብ ድንቅ እዩ
Wawwww betam des zebl eu bejakum kexlwe
ቤዛኻቱም ገዳማት ምርአይና ሕጉስ እየ ግና ሐይማኖታዊ አኻዳድና ንድኸዝ
aseyy
aaaaahhhhhhh tarikena kenflet 27 amet teamitena nerna,dehan eto dekala abey ahmed,demis hezbi tigray zekont demis weyane nekulom abalata ab serhom awet yemene.
Amen Amen Amen gn
Tarik qudusan endagelxkis
Ab kenferki selos entay eu
Btami germ Afki telefytu
Entay kgebrelki eu
Begakum ngebro baflto
Kikewn Alowo qudus pawles
Kulu tgebrwo bhgn sratn ykun
Yblena nsle mtrak Aykun hadera
Ybl
Tinan edmen yhabkum akoy keshi g/aregawi
Amen Amen 3
Haabtey thanku kemzi gerki mikrabki ente kone gin eti alababisaki kurub amahiyesheyo no abotatna besoun sele zekono key rekso dangaki ente teshefeni seguriki dema tetichifeneo das mibeleni
ዋይ ጌጋ ዘረባ
ታዩ ሓደ ሰአላይ ዝሰአሎምበይ ባዕላ ተፈጥሮ ዘበርከተቶም ኣይመስሉን ያ ዋይ እግዚአብሔር እኮ ኣሎ ብዓብይዩ ዝሰአሎም
ተአምር እዩ
Yes your right it's amazing
Selam yehwat et mexhft xebk methz kemz oynt krdnsa gbrlu ,atheza sef alo mes ny yekrtu
If you were a sneaker much better for your safety
The reporter should be a Men, out of respect ,Women should Not allowed to enter restricted Holy places ,even written in the holy bible. Have some respect!!!!!
ወያነን ሃይማኖትን መን ኣራኺቡዎም። ወያኔ ጸረ ሃይማኖትን ኦርቶዶክስነ ኢዩ።
እዚ ቦታ በኣርኮሎጂ ክጽናዕ ኣለዎ
እዳ ወያነ ልቡ ከምኡ አይገብሩን ክሰርቁ እምበር ቁምነገር ዘየብሎም
@@sabateklay7357 ኣታ ክልቢ ወዲ ክልቢ ለያቡ ሰብ እትበልዑ ህግደፋውያን ረሳሓት ወያነ ኣብ ክብድኹም ኣትይኩም ድኹማት ሓማሴን ናብ ዓድኹም ጎንደር ዘይትኽዱ
@@berihugerezghier6451 ሓወይ ትሕዝን መን እዩ አነ ህግደፍ እየ ኢልካ ሃላይ ንሶም ዓዶም አለዎም ብዛዕባ ትግራይና ንግበር እሞ እንዳ ወያነ ድአ ይስቁ እምበር እንታይ ክገብሩ ሕጂ መሬት ምስ ጸበበቶም ናብ ትግራይ ተመሊሶም አብ ሆቴል ታዓቢጦም ይነብሩ አለዉ ሚስኪናይ ህዝቢ ትግራይ ብ ግብርን ገለ ዓድና ገዲፍና ጠፍኢና ንሶም ን ኢትዮጵያ ከፍትዉ ደምና ሰቲዮም ስጋና በሊዖም አብ ሰደት ክንወጽእ ጌሮምና ብስንኪ እዞም ልያቡ ሰራሕይ ዓጽየ ብ ሚልዮን ግብሪ ምስ ሓተቱኒ ወጽኤ ጉንፋት ረኪበማ አለዉ ሕጂ እቲ ንብዓተይ አጉል አይተረፍን ከምታ ደም ዘንብዑኒ ደም ነቢዖም አለዉ ኢድ ሸናሒት ጸናሒት ን አምሓሩን ኦሮሞን ደስ ከብሉ ተክክክክክ አቢሎምና እዮም ነይሮም እዞም ጉንፋት
ድምጽ ወያኔ ልያቡ ከብ ቀደም ጀሚርኩም ዘይሰርሑ ዝነበርኩም አብ ዓድኩም ደምና ሰቲኩም ሰጋና በሊዕኩም አደዳ ሰደት ጌርኩምና ማዓት ናይ ባዕልትና ታሪክ እንዳሃለወና ናይ ሸዋ ክትምሁርና ጸኒሕኩም ምእቲ ምስራቁ ክጥዕመልኩም እግሪ ትሰበር ስረ ጌረ ናብ ቤተክርስቲያን አፍልጦ ያሃልኪ ወያል