Tigray Tourism ገዳም መድሃኒኣለም ዓዲ ቖሾ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 4 дек 2024

Комментарии • 30

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460 9 месяцев назад +1

    በረከቱ ይድረሰን .መድሀኒአለም ኢየሱስ ክርስቶስ አምላካችን ፈጣሪያችን ክብር ምስገና ይድረሰው🤲🤲🤲

  • @ብኩሉንግፋዕግንኣንሰዓርን

    አረ ብመዝሙር ግበርዎ ተጋሩዋኒ ✝️☝️❤💛🤲🌿🌿🌿

  • @ahmadk4740
    @ahmadk4740 Год назад

    ምሕረት የዉርድ ስረ ገይርካ ናብ ገዳም ደርፊ ገይርካ ናብ ገዳም ምስትዉዓሉ ይዓድል

  • @መባእጽዮንብራሃነ
    @መባእጽዮንብራሃነ Месяц назад

    አረ ብመዝሙር ገበርዋ።በረከትኩም እይፍለየና።

  • @kasugermay6106
    @kasugermay6106 Год назад

    ድንቂ ተኣምር እዩ።ቐፅሉ ኣሕዋት ጎበዛት

  • @bethlehemefratatube
    @bethlehemefratatube 3 года назад

    Besimiab beweld wemenfeskudus ahadu amlak amen. Sile tegedasinetkum egziabher amlakina dikamkum dikam kudusan kem zitekebel dikamkum ykebelelkum.gin Hader menfesawi wey nab gedam kitkedu enkelekum menfesawi mezmur tetekemu.

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 11 месяцев назад +1

    Egziabher. yemasgen. Behake. Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. ⛪☝️😢🙏🙏🙏🌿💛🌿❤️🌿🕊️

  • @afewerkteklay3786
    @afewerkteklay3786 Год назад

    Tigray is no 1 history in z world

  • @ZahraIbrahim-z5d
    @ZahraIbrahim-z5d Год назад +1

    ኣሕዋተይ ክብረት ይሃበልና ምስ ይቅርታ መዝሙር ተትገብርዎ ክንደይ ደስ ይብል ኔሩ ተመስገን ፈጣሪ

  • @sarasarasara5374
    @sarasarasara5374 4 года назад +2

    Gedam ketkedu kelokum classical mezmur geberu beyzakum

  • @NahorNemaryam
    @NahorNemaryam Месяц назад

    😢😢😢😢😢😮amien

  • @fsahafsaha2151
    @fsahafsaha2151 2 года назад +4

    ናብቲ ገዳም ምካድኹም ፅቡቅ ።
    1,,ካብ ክላሲካል ንምታይ መዝሙር ዘይትገብሩ ?
    2,, እቱን ኣዋልድ ንምታይ ነፀላ ዘይገብራ ?? ነብሰን ደርብየን ዝኸዳ ??
    ኣብ ትግራይ ዘለኻ ሕመቅ ሕማም

  • @slamslam766
    @slamslam766 3 года назад

    amen amen amen

  • @mulumiki2705
    @mulumiki2705 3 года назад

    ደስ ዝብል ሀገራችን ትግራይ ከምዚይ ገይርኩም ምፍላጥኩም ደስ ይብል ግን ሞዝሙር የለን ነይ ልምዓት መስኖ ይመስል ከለስካልኩም

  • @ህይወቴነሽድንግልማርያም

    ወይ እግዚኦ እንታይ እዩ ሐዚ ከመይ ገይርናኸ ሼር ክንገብረልኩም መሕፈርቲ ሓደ ስርዓት ዘይብልኩም እተን ኣንስቲ ኣከዳድና ፀጉረን ዘይሽፈና ካልኣይ ድማ መዝሙር ዘይትገብርዎ 😢

  • @abbeyene
    @abbeyene Год назад

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MahbaryooBirahnoo
    @MahbaryooBirahnoo 2 месяца назад +1

    አትን እንስቲ ስረ አብ ኻሊእ ግዜ ትትገቡሮኦ አይሕይሽን በዛኽን ስር ገርክን ናብ ቤትክርስትያን አይትእተዋ በዛኽን በዛኽን በዛኽን።።

  • @ahmadk4740
    @ahmadk4740 Год назад

    ማንም ሰብ ዶ ናብ ቤት መቅደስ ይኣቱዉ እዩ ድፍረትና በዚሑ መከራና ነዊሑ

  • @-eliyahu4916
    @-eliyahu4916 4 года назад +7

    ናብ ገዳም ምኻድኩም ጽቡቅ እዩ !ግን ስለምንታይ እቲ ክላሲካል መሪጽኩሞ? ኣበይ ከምዝኸድኩም ረሲዕኹሞ ኣለኹም መስለኒ። 2ይ ዓበይቲ ሰባት ውን የብልኩሙን ዑዉር ንዕዉር ክመርሖ ኣይክእልን እዩ ንሳቶም እዮም ጽቡቅ ጌሮም ክገልጽዎ ዝክእሉ ኣብ ናይ ኤርትራ Eri TV ዘምጽዎ ተመልከቱ ነቶም መንኮሳት እዮም ዝሓትዎም እቲ ዝገርመኒ ኣብ ትግራይ ናጽነት ኣለኩም ብእምነት ሃፍታማት ኢኹም ግን ብዙሕ ኣይፍለጥን እዩ ምክንያቱ ኣብ You Tube ኣይተዘርገሕን ስለዚ ብዙሕ ኢና ካባኹም ክንጽበ።ግን እዚ ክላሲክ በጃኹም ከምዚ ከይትደግሙ እንታይ ወራድ መርዓ ትኸዱ ዘለኹም ትመስሉ

    • @youtube8394
      @youtube8394 2 года назад

      ብይ ፈለጠ እዩ ዘከኑ

  • @kasugermay6106
    @kasugermay6106 Год назад

    ሰላም አሐዋት እቲ ክላሲካ ልቤተ ክርስትያ መዝሙር ገበርዎ። ብዛዕባ ቤተ ክርስትያን ትገልፅ ተለኻ ነፀላ ምገበርኻ ፅቡቕ ነይሩ።

  • @sarasarasara5374
    @sarasarasara5374 4 года назад

    Abye sehtet gerkum gedam be muzeka yeheffer

  • @rodashaftom3693
    @rodashaftom3693 2 года назад +1

    ለባማት ተሱኡ ድቃስ ይአክል ናይ አቦታትና ጥበብ ንአልሽ።

  • @merimeri278
    @merimeri278 3 месяца назад

    እቲ ክላሲካል ናይ መዝሙር ክከውን ነይርዎ

  • @Dngl.maryam.wahsey
    @Dngl.maryam.wahsey 2 года назад

    ብመጀመርታ ክብረት ይሃበልና ገዳማትና ዘላለኩምና ግና ናብ ገዳም እናከድኩምሲ ስለ ምንታይ እቲ ክላሲካል መዝሙር ዘይከውን ናብ ገዳም እናደረፍካ ድዩ ዝክየድ ወይስ እናዘመርካ ንባዕለይ ምንም ዘይፈልጥ ድክምቲ ሰብ እየ ግና ንሕና ካባኩም እንታይ ኢና ክንመሃር ንስለ ታሪክ ምፍላጥ ጥራሕ ዘይኮነስ እንታይ በረከት ንቅበል ከም ዘለና እውን ክንፈልጥ ኣለና ኣብ መዝሙርን ምስጋናናን ብዙሕ በረከት ኣሎ ስለዚ ናብ ገዳማት ክትከዱ ከለኩም እናዘመርኩም እንተትከዱ ንዓኩም ይኩን ንዓና ንተዓዘብቲ ብዙሕ በረከት ኣለዎ

  • @rozigalgerye5243
    @rozigalgerye5243 2 года назад

    ዋ ሪመይ እቲ ዝገርም ግን ካብቲ ንገዳማት ዘይ ምጥንን ክዉሰድ ዘይግበኦን ነገራት ትጥቀሙ ካባኩምስ ሙሁራን ኢናኮ ትብሉ ትኮኑ
    1 ክላሲካል ናብ ገዳም ?😭
    2 ,ሰረ ናብ ገዳም ?🥺
    : ከኣ በቶም ምኖኮሳት ዘይትስንድዎ🥺

  • @noahpaulos5931
    @noahpaulos5931 4 года назад

    you should divide them in group , poor guidance, very poor light

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 9 месяцев назад

    There is not enough food in Tigray, but you think about tourism, it's shameful.

    • @knietube48
      @knietube48  9 месяцев назад

      We posted 3 year ago dear.......

  • @Dngl.maryam.wahsey
    @Dngl.maryam.wahsey 2 года назад

    ብመጀመርታ ክብረት ይሃበልና ገዳማትና ዘላለኩምና ግና ናብ ገዳም እናከድኩምሲ ስለ ምንታይ እቲ ክላሲካል መዝሙር ዘይከውን ናብ ገዳም እናደረፍካ ድዩ ዝክየድ ወይስ እናዘመርካ ንባዕለይ ምንም ዘይፈልጥ ድክምቲ ሰብ እየ ግና ንሕና ካባኩም እንታይ ኢና ክንመሃር ንስለ ታሪክ ምፍላጥ ጥራሕ ዘይኮነስ እንታይ በረከት ንቅበል ከም ዘለና እውን ክንፈልጥ ኣለና ኣብ መዝሙርን ምስጋናናን ብዙሕ በረከት ኣሎ ስለዚ ናብ ገዳማት ክትከዱ ከለኩም እናዘመርኩም እንተትከዱ ንዓኩም ይኩን ንዓና ንተዓዘብቲ ብዙሕ በረከት ኣለዎ