ሰበር ሕዚ ዝወፀ መግለፂግዝያዊ ምምሕዳር ውሳነ ኣሕሊፉመንግስቲ ፈደራል ኢዱ ከእቱ ተጸዊዑ
HTML-код
- Опубликовано: 26 янв 2025
- #RaraMedia #Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda / Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / Metekel / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: RaRa Media and Communication
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
ሃሃሃሃሃሃ። ሓሙሽተ ምስሌነታት ካብ ስልጣኖም ስለዝወረዱ ድዩ ውዕል ፕሪቶርያ ዝፈርስ?መደናገሪ መግለፂ።እቲ ካቢነ ዝባሃል እኽብካብ ባንዳታትን ጠላማትን እዩ፣ ውሳንኡ ውን ትርጉም ኣልባ እዩ።
Getachew cecaram
TDF ❤❤❤❤❤
Tegaru eritreans and tegaru tigray are the same people. Today we have the same enemies who want to eradicate us from the face of our planet. When this is the case we always unite together and defeat our enemies. After this coming war we tegaru will prevail and remain united for ever.
ኣተኣማማኒ ሰላም ከይተረጋገፀ DDR ብቕልጡፍ ጠጠው ይበል።
Please we are children's i hate war i love learn and stop war pl😢please
ጌታቸው የኣኽለካ ኣይከኣልካን።
አይ ጌታቸው ፈልጣዮ በደንምብ ገረና ቀደምውን ንስ ኢዮ ምሽጥር ኢናሕለፍ ዘወደአና ዝነበረ ☝☝☝
ንፌደራል ፃውዒት ዘምፅኦ ሓደጋ ከቢድ ከምዝኾነ ምግንዛብ የድሊ!
ውረድ ይኣኽለካ ኩርኩር ኣብዪ
ሃሞኻ ኣብይ እዞም ካድረ ረሽነልና
መከላከያ እኮ ደይፍለጥ ዓቅሚ የብሉን መከላከያ እቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተኣከበ እናተበተነ ዝውዕል ዘሎ ሮኹማሽ ሰራዊት እዩ ትግራይ ኣትዩ ታይ ከምዝኸውን ፍሉጥ እዩ
ግምት ሸቃጢ እዩ ብሰራዊት ውሳነ ኣየሸቀለናን ኣኣጉና እበይ እዚ ሸቃጢ ግምት ኣብ ዝሓፀረ ክንቀል ኣሎዎ ናይ ፀላኢ ተላኣኣክን መከተና ዝሓንሸሸ በለፀኛ ጉጅለ እዩ እዛ ግጥም ግጥም እዩ ብህዝቢ ኣትሸቅጥ ፀቢብ ጉጅለ ኣዒ ይብትን እበር ኣየዕርን ወጋድ ንበለፀኛን መተኣካከቢ ድሕረትን!!
ዘተሓሳሰቦ ሰራዊት የለን 5:46 5:46
ራራ ተኾሲቲራ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ኸልቢ ግምት ራራራ ሓሪራ 😂😂😂😂😂😂😂 ዓወት ንTDF ሞት ንኣኽልብቲ ብልፅግና ኦሮሞ
ሒጂ ዶ ይሕይሽ ዊይ ዊ
❤❤❤እዋይ ናታትኩም አወራርዳኹም ዝገርምዩ!! መሕፈር ኢኹም!! አበይ ዘሎ መንግስቲ'ዩ??? ስልጣን ዝደሊሞ እቲ አብታ ቁርጺ ሰዓት ናብ አዲስ አበባ ዝጎይ እዩ!! እዋይ እዚ ውርደትኩም!! ጌታቸው ናይ ዘረባን ናመስተን ክእለትምበር መዓስ ናይ ተግባር ኮይኑ ይፈልጥ?? አብ አዲስ አበባ አብ ሸራተን ኮይንካዶ ትግራይ ትመሓደርያ?? ሓመድ ብልዒ እሞ ትግራይ ጽቡቅ አላ ዲኺ ትብልና ዘለኺ??😢😢😢😂😂😂😂😂
ኣብየት፡ፅቡቅ፡ሓላያት፡፡
ለዊጢ ለዊጢ ዚባሐል ነገር የለን ወረ ወረ ምንም ሐሪሲ ዳአ አብ አዲሳ አበባ😂😂😂
2 ዓመት ሙሉእ ምንም ስራሕ ዘይሰረሐ እንታይይ ክገብር
ጊዜያዊ መስተዳደሩ ተለቅመው መያዝ አለባቸው ።
Yelkemish dedeb shabia
ቲም ፃድቃንን ጌታቸው ሰካራምን ይአኽለኩም ወረዱ ናይ ህዝብና ሓሳርን መከራን አይተብዝሑ ጠላማት ከዳዓት ባንዳታት ኢኹም የትም አይተምልጡን ብጥፍአትኩም ብሕጊ ክትሕተቱ ይግባእ
እንታይ እናሰርሔ መሬት እናመሰዩ ተረኪቡ ጊዚያዊ አማሐዲራ ወረ ወዲ ወረ እዩ ወረኛ ተአላይ በይዛካ😂😂😂😂😂😂ወረ ወረ በለካ ለኪኤካ😂😂😂😂😂
እዋእ ህዝቢ ዳኣ ደገፉ ዩ ዝገልፅ ዘሎ ።ተስፍኡ ከም ቀደሙ ካብ ሰራዊቱ ዩ ዘሎ ።ግምት ደኣ ስልጣኑ ተነፅፉ ሀርሱ ዩ ይተዓረ እዩ ጠለቡ ።❤❤❤❤❤❤❤❤
i am sorry! how an idiot politics is it? Are they from Tigray and Tigrians that requested an assistance from out side!? Really they were the main route cause , enemy of Tigray b/c even if in the war some of may be an OP and main MERCENARY. .
እወ ካብ ትግራይ ወጻኢ ዘለና ተጋሩ ድቃስ ሲእና ርዕሲ ሕማም ሓዲሩና እንገብሮ ሲእና ሕማም ሓዲሩና አለሞ እዞም ዘርእኛታት ዝኾኑ ሓለፍቲ ሠራዊት እና በሀልቲ ብቑልጡፍ አብቑጽጽር ምግባር አድላዪ እዩ አጆኻ ጌቾ'!!
ጨፍጫፊውን አድነኝ ብሎ መጥራት እንደተባለው የ ፒፒ ገረድ ነው ማለት ነው ግዚያዊው አስተዳዳሪ
Getachew Nay abiy Ahmed tsegetega eu
Shabia
Wediza foshkual
ወዲ ረዳ ዝወከለካ ህወሓትን ህዝቢ ትግራይ እምበር አብይ አህመድ ገበነኛ አይኾነን፡ንስኻ ግን ንህዝብኻን ንዉድብኻን ጠሊምካ ንአብይን ንብልፅግናን ትኽድም ከምዘለኻ እኮ ነጊርካና ኢኻ።ፌደራል እዩ ሸይሙኒ ኢልኻና ስለዚ ድማን ናይ ህዝቢ ትግራይ ድልዪት ተይኾነስ ናይ ብልፅግናን ናየብይ አህመድ ድልዪትን ህዝቢ ትግራይ አዳኺምኻ ምጥፋ ኢዩ ዝትሰርሖ ዘለኻ።ተወከልቲ ህወሓት ከዉርድ እዪ ምባል ጊዜያዊ ምምጅድዳር ምፍራስ ማለት አይኾነን።አይተጭበርብሩ ይኣክል!ይኣክል! ይኣክል!
ብልፅግና፡ምኻንኰም፡እናተጋሃደ፡መፅኡ፡መጀመርያ፡ምጥርጣ፡ነይሩኒ፡ሐዚ፡ግን፡ጋህድ፡ኮይኑ፡ግ
TBCS ብጉዕሽ ኣቤልእንዳተመርሐ ደጋፊ ግምት ምዃኑ ዝተፈለጠ ሓቂ እዩ ።በላዒ ክልተ ስጋ ምዃኑ እውን ዝፍለጥ ስለ ዝኾነ ኣፍ ኣቦኹም /ኣፍ ጌታቸው/ተኪእኹም ምልፍላፍኩም በዙይ ኣየብቅዕን ገና ክትልፍልፉ ።።።።።።
ሓሳዊ ሚድያ