ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኢትዮጵያ እንታይ'ዩ ዝገብር ዘሎ? ኣብ ህሉው ምባለታት ብምትኳር ምስ ዩኤል ዮውሃንስ፡ ወኪል ብርጌድ ንሓመዱ ዞባ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ዕላል

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 26 янв 2025

Комментарии • 251

  • @YohannesSeyoum-z8e
    @YohannesSeyoum-z8e 16 часов назад +41

    ዩኤል ንነብሱ ጸላኢ ምዃኑ ይነግር እሞ ንካልእ ኣካል ጸላኢ ከም ዝኾኑ የቅምጥ ግና ዩኤል 100% ኣካል ህግደፍ ከም ዝኾነ ጽባሕ ካልኦት ሓቅታት ክወጽኡ እዮም።

  • @TekleweinBerhane
    @TekleweinBerhane 8 часов назад +7

    ራድዮ ኤረና ካብዞም ኩሎም ተቓለስቲ ኣዲስ ወሪዶም ዘለዉ ገዲፍካስ ጃሱስ ህግደፍ ተምጻልና

  • @Jossi_Mashi.
    @Jossi_Mashi. 4 часа назад +4

    ዩኤል ምዑንጅሉ ብድሕሪኡ ደመኛ ህግደፍ ከም ዘሎ ርዱእ ኮይኑ ክፈልጦ ዘለዎ ግን ነብስኻ ከይተሕስም ዝደናገር መንእሰይ የለን! ኣይትኸውንን'ያ🌿💙✊

  • @SebNkun
    @SebNkun 14 часов назад +10

    *ሓንቲ እምኒ ኣፍንጭኡን ዓይኑን ትሰብሮ'ዶ ስኢንክምሉ ነዚ ጸያቂ ቃልሲ ዝኾነ ዩኤል ዝብሃል ሰብ*

  • @habtomkibrab5668
    @habtomkibrab5668 12 часов назад +10

    የኤል መዳናገር እኮ ናብ በታካ ተመለስ

  • @Dejenmengesha
    @Dejenmengesha 19 часов назад +36

    ሓው ዩኤል ምናልባት ንዘይፈልጣካ እምበር ንሕናስ ንፈልጠካ ኢና ተቓዋሚ ስርዓት ኮይንካ እውን ኣይትፈልጥን።
    ግዜ ጥራይ!

    • @YaYotalkmedia
      @YaYotalkmedia 14 часов назад +2

      @@Dejenmengesha ኣታ ደጁ ኣብ መወዳእታ ናብ ውሽጢ ሃገር እንታይ መልእኽቲ ኣለካ ምስ በሎ እሞ ስምዓዮ ነዚ ተንኮለኛ፣ ታርጌቱ ክሃርም ይፍትን ኢዩ። ኩሉ ክነቕሓሉ ኣለዉ። ነቶም ናይ ውሽጢ ሃገር ዘለዉ ግን በዚ መንገዲ እቲ ሓቀኛ ሓበሬታ ክረኽቡ ክኽእሉ ኣለዎም።

    • @Dont_Lie_please
      @Dont_Lie_please 12 часов назад

      Are you one of them promoting killing in Israel? You are going to pay your price one day brother !!! Don't Sleep.

  • @WediNega
    @WediNega 15 часов назад +19

    ኣቱም ተቃለስቲ ዩኤል ብዓል ተልእኾን ተንኮለኛን ጸረ ቃልስን እዩ::ኩሉ ንግዜ ጥራሕ ግዜ ዘይቀልዖ ሓቂ የሎን::እዚ ኩሉ ላዕሊ ታሕቲ ዝብሎ እሞ ብዘይ ስራሕ ካብን ናብን ዝንቀሳቐስ ብድሕሪኡ ግን ሰባት ከም ዘለይዎ ርዱእ ኮይኑ ብዙሕ ብዙሕ ሓቅታት ክወጽእ እዩ ናይዚ ለኽባጥ ሰብ'ዚ

  • @filimonghebreyohans5829
    @filimonghebreyohans5829 15 часов назад +16

    ዩኤል በይኑ ዓለሙ😂 ኣይሰለጠካን

    • @YaYotalkmedia
      @YaYotalkmedia 15 часов назад

      @@filimonghebreyohans5829 እቲ ጸገም እኮ እዚ መልእኽቲ ብቐጥታ ብራድዮ ናብ ውሽጢ ሃገር ይሓልፍ ኢዩ፣ ነቲ ህዝቢ የደናግርዎ ኣለዉ ብዓል ዪኤል ።

  • @zera1464
    @zera1464 13 часов назад +4

    Yoni good questions keep it up

  • @danielkidane191
    @danielkidane191 9 часов назад +8

    Yoel……YOU DON’T LISTEN!
    ህግደፍ ኢኻ! PERIOD

  • @MulueTseghai
    @MulueTseghai 18 часов назад +31

    ዮኤል ህግደፍ'ዩ 100%

  • @YaYotalkmedia
    @YaYotalkmedia 15 часов назад +10

    ኣብ ሞንጎ ሞንጎ ኣስተውዕሉሉ ነዚ ቃልሲ ብ/ንሓመዱ ከመይ ጌሩ ይሃርሞ ኣሎ 🤔

  • @GanfurDc
    @GanfurDc 17 часов назад +21

    እዚ ዩኤል ዘይተረዶኦ ዘሎ ኩሉ ሰብ ከም ዝፈለቶ ዘይ ምፍላጡ ኢዩ

    • @akliluadumer9138
      @akliluadumer9138 15 часов назад

      ብሓቂ😂 ኣነ ኣብ ሊብያ 2003 ኢየ ዝፈልጦ። እንተዘይተጋጊየ ወድ ደግራ ልብኤ ኢዩ።

  • @filmonyemane4772
    @filmonyemane4772 13 часов назад +5

    ዮኤል ጉሓፍ ፍጥረት ሃሱስ ዋሒድ ንስኻ ተተልሎ ሰብ የለን

  • @MebrhatuMichele
    @MebrhatuMichele 12 часов назад +5

    😢😢😢😢😢 ንምንታይ ግን ነዚ ስብ ኣብ መድያ ተምጽእዎ !!!!😢😢😢😢

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138 15 часов назад +6

    ኢረና በጃኹም እባ እዚ ሰብ'ዚ ንየው በሉልና።
    ዳኒኤል (ዮኤል) ክንደይ ግዜ ሓቢ'ርና ኢና። ካብ 2003 ዝፈልጦ ሰላዪ ህግደፍ ኢዩ። ዝርድኣኩም እንተኮይኑ።
    ሰማያዊ ማዕበል ነዚ ናይ ኢሳያስ ሃላይ ሰላዪ ኣይትምልከቶን። ኣብ ይኣክል ጦቕ ኣቢሉና ሕጂ ከኣ ዳግም መጽዩ ይርብሸና ኣሎ።
    ዓባይ ሕቶ ኢኻ ሓቲትካዮ!!
    መን ይሕግዞ? ኤእ በጃኹም ኤርትራውያን

  • @nftalemFisehaye3169
    @nftalemFisehaye3169 15 часов назад +8

    ዮናታን ኮለል ኣይትበል ዩኤል ልኡኽ ህግደፍ ስለ ዝኾነ ኢዩ ሰብ እንዳዳናገረ ከአ ንህግደፍ ይስልየሎም ኢዩ ዘሎ።

  • @nebutewelde681
    @nebutewelde681 12 часов назад +5

    እዚ ዩኤል ዝባሃል ሰብ ብጣዕሚ ክትጥንቀቅሉን ክትነቅሕሉን የድሊ አምሶሎ እዩ ንለባም ንጹር እዩ መልእክቱን አካይዱኡን

  • @zeraymahari9372
    @zeraymahari9372 15 часов назад +7

    እማሃር እማሃር ይብዝሕ ኣሎ ኣበይ ይመሃር መዓስ እማሃር እዚ ኩሉነብሱ ሐሶት እዩእዚሰብ እዚ ዝቡቕ ድራማ እዩዝሰርሕ

  • @TekleweinBerhane
    @TekleweinBerhane 8 часов назад +5

    ዩ ኤል ለኽባጥ ሓሳዊ ተቓላሲ ኮንካ ኣይትፈልጥን

  • @anmeb6220
    @anmeb6220 17 часов назад +7

    ህግደፍ 100%

  • @herannaod658
    @herannaod658 14 часов назад +5

    መን ወካሊ ገርዎ?🫣

  • @abrahamkesete8477
    @abrahamkesete8477 15 часов назад +4

    ሰላም ሬዶ ኤሬና ይኤል ህግደፍ እዩ
    ዝዛረ ቦ ዘሎ ዘረቦ ጹር ኣይ ኮነን

  • @MikealNegasi
    @MikealNegasi 13 часов назад +5

    Kahadi fooooooo

  • @thomsteame
    @thomsteame 4 часа назад +2

    ሎቅማጽ ዝኾነ ሰብ...ንስኻስ ደላይ ፍትሒ ኮንካስ ኣነን ንስኻን ጎኒ ጎኒ ክንቃለስ?? ...ጃሱስ ንህገደፍ ከጥፍእ ባኣኻ ምጀመርኩ … ኣምሰሉ ማንም ደላይ ፍትሒ ከይግራህ በዚ ሰብዚ

  • @TewodrosGhebrezghiabiher
    @TewodrosGhebrezghiabiher 14 часов назад +4

    ስማዕ ዩኤል ንህዝቢ ከተእምን ክትክእል ኣሎካ ካብ ምጽላም ምህዳም ኣብዚ ናይ ዲያስፖራ ቤርጌድ ንሓመዱ ኣበየነይቲ ሃገር ኢዩ ጥርናፈኻ ንዓይ ዝገርመኒ ህግደፍ ንኹሉ ተቃላሳይ እናጸለሙ ነቶም ካድረታት ናቶም ግን ትንክፍ ኣየብሉዎሙን ኢዮም ሰብ ብስርሑ ኢዩ ህዝቢ ዝድግፎ ሞ ናይ ብሓቒ ቁኑዕ እንተኾንካ ጹባሕ ኬድካ ኣብቲ ኣኼባ ተረኸብ ኣይኮነን ግደፎ ምዝራግ ምርባሽ

  • @berheberhe4807
    @berheberhe4807 14 часов назад +6

    Bog Bell

  • @bobsmart8302
    @bobsmart8302 17 часов назад +9

    Yoel is hgdef. He will go to Awel Said soon

  • @filmonymesghen2049
    @filmonymesghen2049 12 часов назад +10

    ጃሱስ

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael 17 часов назад +7

    Ane eka ezi Yonatan btaemi ela teheguseni nezom lekbatat enda sehakka tsibuk gerka eka tuhatom👍👍👍

    • @akliluadumer9138
      @akliluadumer9138 15 часов назад

      ዳኒኤል (ዮኤል) እኮ ዝዓሸወ ሰላዪ ህግደፍ ኢዩ። ንትግራዎት ጥራሕ ኢዩ ኣሽኪዑዎም።

  • @medhintekie5494
    @medhintekie5494 8 часов назад +2

    ትርሐስ ሸብጡ፡ህግደፍ ኢዩ፡

  • @Gedenagezana6832
    @Gedenagezana6832 14 часов назад +6

    ዩኤል ሓሳዊ ሕጂ እቶ ኣብ ኣዳራሽ ደለይቲ ፍትሒ ዑሉል መታለሊ ሸንካ ደቅስ የዕርፍ መታለሊ ወልማጥ ሓግዘኒ ኣይትበሎ ነብስካ ወክል ላድሮ

  • @aziebtesfay9512
    @aziebtesfay9512 14 часов назад +7

    እዚስ አብ ሐደ ግዜ ይአክል እየ ኢሉ አብ ትግራይ ኮይኑ ነጊሩና ሕጂ ከአ ብርጌድ ንሐመዱ ምስ መጸት አነ ብርጌድ ንሐመዱ እየ ይብለና አሎ እዋ እንታይ ዝበለ ሐሳዊ እዩ 😂😂😂😂😂

  • @AbebaNeguse-y7p
    @AbebaNeguse-y7p 3 часа назад

    Wedi erey jegna eu yuel kexlo ❤❤❤

  • @medhintekie5494
    @medhintekie5494 8 часов назад +3

    ጊስ ሐሳዊ ንስካስ ሰሪሕካ ትፈልጥ አንታ ህግድፍ መንደፍ

  • @amanuelhabtemariam7744
    @amanuelhabtemariam7744 3 часа назад

    ስለ ዝተዛረብካ ዘይኮነስ
    ብፍረ ቃልሲ እዩ ዝምዘን
    ኩልኻ መንእሰያት ኣስተውዕል
    ንባዓል ንጹር ዕላማ ሳዓቦ።🎉🎉🎉

  • @m.entertaiment1614
    @m.entertaiment1614 12 часов назад +3

    🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴 ሓሳዊ ኣዳራሽ ገዛ መዕነዊ 🔴🔴🔴🔴🔴🔴

  • @mebrahtomgebremeskel5307
    @mebrahtomgebremeskel5307 18 часов назад +6

    😂😂😂መርገጺኡ ዘይርዳእካ ዓንጃል ሰብ

  • @peacelove7861
    @peacelove7861 18 часов назад +4

    RODIO ERENA , HE is lucky to be interviewed. He is a lier....he never been in England since 2016 , run a way to usa
    His problem is that he is sick to have money desperately .he is crazy like Tesfascion, Mesfun, and Yueal . Could he tell as his organisation even he is talking further to African Union to represent by his grouped not named it but he is a diplomat my be looking to build his CV which is he didnot finsh his career . Does he is being approved legaly by the goup or organization .his
    Sicknes matters, he is a local speaker he is trying help the regime PFDJ to buy time by going African Union please could you ask him
    How did he lift the country, Eritrea?
    He never wark in his lifetime.

    • @TesfuTewoldemedhn
      @TesfuTewoldemedhn 14 часов назад

      Bhgdef genzeb tekefilu eyu nezi kalsi fah zeblo zelo

  • @hayelomasedur9536
    @hayelomasedur9536 12 часов назад +2

    ኣንታ እዚ ወዱ ካብ ጌግኡ ኣይማሃርን ድዩ፡ዮናታን ሓወይ ምስ ከምዚኦም ዝበሉ መጨበጢ ዘይብሎም ሰባት ምዝራብ ይትረፍካ።እዚ ወዲ ካብ ደይ ዋን ኣትሒዙ ንዝተኣከበ ተቃላሳይ ክብትን እንተዘይኮይኑ ብጭቡጥ ኣብዛ ውድብ እዚኣ ተወዲቡ ይሰርሕ ኔሩ ዝብለካ ደሊኻ ኣይትረክብን ኢኻ። ስለዚ ናይ ዝሓለፈ ሓሊፉ ዩ ብሕጂ ግን ንኸምዚኢም ዓይነት ሰባት እንተይዓምካ ተመራጺ ዩ ዝብል ርኢቶ ዩ ዘለኒ።

  • @zemoy3439
    @zemoy3439 6 часов назад

    Yonatan Sebay eka nay bahqi journalist 👌 አንተ ዮኤል ግን ሐቂ ዝባሃል የብሎን ካብቲ ዘረብኡ።

  • @GhebrihiwetAsfaha
    @GhebrihiwetAsfaha 15 часов назад +3

    Yoel hasawi

  • @YaYotalkmedia
    @YaYotalkmedia 15 часов назад +5

    😂😂 ኣብ መወዳእታ ናብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝብና እንታይ መልእኽቲ ኣለካ ኢልዎ ዕንክሊል ኣቢልዋ ዪኤል ሎቕማጽ፣ ዮኒ ግን Thanks so much I appreciated you man 🫡

  • @zeraymahari9372
    @zeraymahari9372 16 часов назад +7

    ኣበይ ጎስጎስ እገብር ሐውና ዩአል ድራማ እዩ ዝሰርሕ ምንቅስቓስ ዝብሃል የብሉን

  • @ghebreyesushaile680
    @ghebreyesushaile680 15 часов назад +2

    ዮናታን ብጣዕሚ ፎኪስ ኢኻ ።መርገጽ ዘይብልካ ዝርግርግ ዘአቱ ነገር ሃስስ ምስበልካ ኢኻ።እንታይ ዓይነት ማይ ሰቲኹም ኢኹም ዓቢኹም ምዝራግ ምጥላም ፕሮፎሽናሊስትስ ኢኹም።

  • @art-co2kl
    @art-co2kl 19 часов назад +4

    ዝገርም ግን ኣዲስ ድዮም ዘይፈልጥዋስ ዋል ኪሽፍኑ ኣዲስ መብራህቲ ከይከድት ዊላ ኣይትፈልጥን እያ ዕሱብ ግን ሓቂ ኪዛረብ ኣይኪእልን እዩ።

  • @zeraywelday5354
    @zeraywelday5354 6 часов назад

    ነንባዕሉ ዝዋቓዕ ሓሳባት

  • @senaitogbamichael291
    @senaitogbamichael291 15 часов назад +2

    He want us to believe all his lies! Please stop ✋

  • @yezkertv6150
    @yezkertv6150 14 часов назад +3

    Lekhbat 😂😂

  • @TekleweinBerhane
    @TekleweinBerhane 8 часов назад +2

    ዩ ኤል ጃሱስ ህግደፍ

  • @kibromtewelde2549
    @kibromtewelde2549 5 часов назад

    ኣብዚ ኮመንት ዘሎ ዕሰል ዓማጺ ግን ፍትሒ ዝእልሽ ዩ ማለት ድዩ፧
    ዩኤል ሓውና ብዝመስለካ ተቓለስ ልዕሌኻ ተቓላሳይ የለን። ትርርር ጥራይ በል ንምድረ ጨኮንቲ ፈሪሕካ ክትማሳሰል ኣይትፈትን።

  • @zereslaseweldemaryam3770
    @zereslaseweldemaryam3770 7 часов назад

    ተስፋ ዘለካ ሰብ ኢኻ ዮኤል።

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv 6 минут назад +1

    ቦግ በል ከዛብ ዩኤል ኣታ መንይኡ ንዓኻ ዝሻቀለልኻ ሙዑንጅሉ😂 ከምዝ ወድዝ ለኽባጥ ኣይርኣኹን ከይሓፈረ ድማ ተቃላሳይ ንምምሳል ይፍትን😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @eri-kid1779
    @eri-kid1779 7 часов назад

    ከምዚ ዩኤል ዝብሃል ሓሳዊ ሰብ ርኤ ኣይፈልጥን

  • @habtomgebray
    @habtomgebray 6 часов назад

    ውፉይ ምስ TDF ከይተራከበ ምስ ብልጽግና እቶም ብድሮን ዝደብደቡ ይገርም

  • @a.tedros7195
    @a.tedros7195 6 часов назад

    Shekortetino, shame on you for interviewing Yoel at this crucial moment for BNH

  • @mattiteklay7822
    @mattiteklay7822 14 часов назад +7

    Yuel medenagerii

  • @ግብራዊሞሳንሰማእታትና
    @ግብራዊሞሳንሰማእታትና 15 часов назад +2

    ዩ ኤ ል = ልዩ ጸላኢ ኢዩ። እዋይ ለመጽመጽ። ዩኤል እታ ምሕብ ኢትካ ትፈርስ ኣሎኻ።

  • @SebNkun
    @SebNkun 14 часов назад +2

    *ዮናታን ታኒካ፡ ሰብ ስኢንካ ዲኻ ነዚ ኣምጺኻዮ*

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab 12 часов назад +1

    መንእሰይ ክወጽእ ኣዋናውንኩሞ ካምፕታት ከፊትኩም መጋበርያ እንዳ ገበርኩሞ ወጺኦም ኢልኩም እንዳ ተሓጎስኩም ሲ መንእሰይ ወጺኡ ኢልኩም ክኣ ሓለይቲ ትመስሉ በዳናት 😄

  • @semeregebrelibanos9918
    @semeregebrelibanos9918 15 часов назад +1

    Absolutely false!
    In 2003, Yuel stayed at his home while we departed to Sawa
    He was behaved just like a child.
    So, I am 100% sure, he is lies and denies the truth.
    Because up to June 30 2003, we were classmates but finally we to Sawa and he stayed in Asmara with few others.
    So, how did he start his opposition movement since then?

  • @AmanuelHagos-hl2gg
    @AmanuelHagos-hl2gg 16 часов назад +2

    Yuel.hasema.higdef.eyi

  • @mikealkibreab3723
    @mikealkibreab3723 15 часов назад +2

    ሰይጣናዊ ዑሱብ ዮኤል

  • @Michael-hr4zc
    @Michael-hr4zc 18 часов назад +2

    What a funny guy??? Radio Erena it is good you interviewed this guy since you are exposing him. But you don't need to waste too much of your time on this fool attention seeker.

  • @ayegzye
    @ayegzye 3 часа назад

    Yoel hawi wedi bashay weyleka kedae

  • @gmekonnen397
    @gmekonnen397 6 часов назад

    Ethiopia is not safe for Ethiopians but why you are drugging innocent Eritreans to this hell place. If you really care about Eritrean youths why do leave them alone to live in their own blessed Eritrea ?

  • @bereketaraya2726
    @bereketaraya2726 7 часов назад

    እዚ ዩኤል ግን ምስ ኣየኖት ብርጌድ ንሓመዱ እዩ ዘሎ????
    ብዓል ኪሮስ እንድሕር ዘይፈልጥዎ ኮይኖም ሲ እንታይ እዩ ዝገብር ዘሎ??
    ስለዚ ሓደገኛ ከይኮነ ኣይተርፍን ምኽንያቱ መራሒና ዩ ወይ ወኪልና እዩ ንሕና ኢና ተልእኾ ሂብናዮ ዝብሉ ጉጅለ ኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ ኣይረኣናን እስኪ ሓቅነት እንተለዎ ጽባሕ ኣብታ ጉባኤ ይሳተፍ ኣባላቱ ሒዙ ክንላለዮም: እዚ ኩሉ ዝመላለሶ ኸ መን ይሽፍነሉ?? ቀጻሊ ስለ ዝመላለስ እየ ንሕና ክንጠራጠር ግድን እዩ እቲ ስርዓት ህግደፍ ብስውር ይሕግዞ ኣሎ ንብል ።ዩኒ ግን ክትፈርሆ ዘይኮነ ኣትሪርካ ክትሓቶ ኔሩካ እዚ ወዲ ሕጂ ውን ምሳና ከይነጸረ ኣይንኣምኖን ። ዩኒ እዚኤን ሕተቶ ፖሊስ

  • @medhintekie5494
    @medhintekie5494 8 часов назад

    ህግደፍ ኢዩ ዝሕግዞ

  • @m.entertaiment1614
    @m.entertaiment1614 12 часов назад +1

    እዚ ሓደገኛ ሓሳዊ 'ዩ ኩልኻ ደላይ ፍትሒ ካብዚ ሰብ እዚ ክጥንቀቕ አዎ 🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴

  • @gorginobere921
    @gorginobere921 14 часов назад +1

    ሎምስ ከዕብዱና ኢዬም ! ምናልባት ክንደይ ኢርተራ ኣለዋ ኢልካ እባ ሕተተለይ ኣጋጣሚ ካልኣይ ግዜ እንድሕሪ ረኺብካዬ

  • @bsratfsehaye-rt7xz
    @bsratfsehaye-rt7xz 7 часов назад

    ኣንታ እዛ ሬድዮ ኤሬና ጥዕና ኣለዋ ድዮ መን እዮ ወኪል ሰመያዊ ማዕበል እሉኩም ኩሉኩም ሓሰውቲ ሬድዮ ኤሬና ዘይ ኮነት ሬድዮ ሓሰና

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 9 часов назад

    ይኦል ሓሳዊ ብርጌድ ንሓመዱ ኣይኮንካን :ህግደፍ ኢኻ ሓሳዊ ንዘይፈልተካ በሎ :ብርጌድ ንሓመዱ ድይትውክልን ኢኻ ::

  • @nebutewelde681
    @nebutewelde681 12 часов назад +1

    ዘራጊ ማይ ኮሎ ጹሩይ ማይ ነይስተ

  • @zegaywoldeyesus7379
    @zegaywoldeyesus7379 Час назад

    Radio Erena n TVEre kab tmesl newih gzie koinu alo.

  • @adbt3565
    @adbt3565 7 часов назад

    ኣንታ ለባ ዩኤል ኣይኮንካን ብርገድ ነሓመዱ ንመን ክትብትን ሕጂ ከ ህግደፍ፡ኢካ

  • @mulugetat.mariam6239
    @mulugetat.mariam6239 19 часов назад +2

    Yoni i can't recive notification my dear

  • @nasdam926
    @nasdam926 15 часов назад +3

    እዚ ወዲሲ ደጋጊሙ "ሰሪሐ እየ ዝነብር" ይብል:: እዋእ መኣስ'ዩ ዝሰርሕ - መኣስ'ዩ ኸ ዝገይሽ ?? ,I can ask volume of questions about this human being 😢😢

    • @dawittewelde4126
      @dawittewelde4126 11 часов назад

      ምሳና እዩ ዝነብር ክገይሽ እምበር ክሰርሕ ሪኢናዮ ኣይንፈልጥን

    • @hope52052
      @hope52052 4 часа назад

      He don't have any work, he is a spy

  • @selemonabraham8178
    @selemonabraham8178 12 часов назад +1

    Hahahhahahahahah ዮኤል ዝኸሰረ ነጋዳይ
    ናይ ኣምሐርኛ ኣበሃህላ ኣዘኻኺርካኒ
    ኣልሞትም ባይ ተጋዳይ 👈🏽

  • @habentesfay5285
    @habentesfay5285 8 часов назад

    This guy has private helicopter and he flew from adis, mekele and Asmara in daily basis. So he is pure spy.

  • @mihreteabtinsheom795
    @mihreteabtinsheom795 7 часов назад

    He is very vague to clarify his defined stragy to struggle against the Eritrean regime. He explicitly focuses on the asylum seekers in Ethiopia. He is speaking periferially mainly to help refugee claimants in Ethiopia.
    He is also repeatedly saying that we need peacefull struggle to modify the governance system in Eritrea while looking reservist to laudly say that needs to remove shaebia and its roots totally.

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 6 часов назад

    I heard this guy lied more than once for that reason I have no interest to sit here and listen to this guy. Such a position seeker. I don’t even think he cares about anything except himself.

  • @TekleweinBerhane
    @TekleweinBerhane 8 часов назад

    ዮናታን ለኽመኛ ኣቢ እንታይ ገሩ ኣሕዋትካ ካብ ኣስመራ ተደሚርና ክብሉ ኣይሰማዕካዮምን ዲኻ ባዕልኹም መገዲ ዝሃብኩሞስ ናብ ኣቢ ግምጥል ምስ ኣቢ ኣይኮነን ምስ ጣሊባን ክንሰርሕ ኢና

  • @adbt3565
    @adbt3565 6 часов назад

    ብህግደፍ እና ተመወልካ ኣብ ኢትዮጲያ ተቃዋሚ መሲልካ ትነብር ዘልካ ስለያ ልኡኽ ህግደፍ ምካንካስ
    ኣናፍራ ቆቃሕ ዘይ ፈልጥ ኣይሃዳናይን
    መን እንታይ ዘይ ንፈልጥ ተቃልስቲ ኣይኮናን ተጸብ ንእሽተይ ግዜ

  • @Eri-blue
    @Eri-blue 9 часов назад

    " ወኪል ክፍሊ ዲፕሎማሲ?" 😂😂😂፡ ናይመን ወኪል? መን ወክለኒ ኢልዎ? ጉድ እኮ ኢዩ በባዕልኻ ማዓርግ ምልጣፍ 😂😂

  • @SultanSultan-f7k
    @SultanSultan-f7k 5 часов назад

    ዘሓወይ ኣነ ምስኡ እየ ኔረ ጽቡቅ ጌረ እየ ዝፈልጦ. እንጅነር ዩሃንስ ስዩምን ዩኤል ዮሃንስን ህግደፍ እዮም.እንጅነር ዮሃንስ ናብ ሚድያ ዝበሃል ኣይቀርብን ገጹ ክርአ ኣይደልን. ቅድሚ ኲናት መደበሩ ሽረን እንዳ ኣባ ጉናን እዩ ኔሩ.ኣነ ምስኦም እየ ኔረ.ክሳብ መዓስከራት ዓድሓርሽን ማይ ዓይኒን እና ኸደ ይስሊ ኔሩ.መጀመታ ቅኑዑ መሲሉና ክንሰምዖ ተኣኪብና ኣብ 2018 ደሓርግን ጽቡቅጌርና ፈሊጥናዮ.ስለዚ ሓወይ ኣነ ህግደፍ ምዃኑ.ኣነ ከረጋግጸልካ ኡፈቱ.

    • @mbahta7652
      @mbahta7652 5 часов назад

      ቅድሚ ሕጂ ኣብ ትግራይ ከሎ ወኪል ናይ ይኣክል እየ ዝበሎ ሓሶት ምዃኑ ተከሺሑ እዩ። ሕጂ ኸኣ ? ? ብጀካ ገዛእ ርእሱ ዝውክሎ የብሉን። ንነዊሕ ግዜ ብዘይ ስራሕ ክነሱ መን ይምውሎ ከም ዘሎ ግን ዘተሓታትት እዩ።

    • @SultanSultan-f7k
      @SultanSultan-f7k 4 часа назад

      @mbahta7652 ንይኣክል ክዉክል ዘይኮነ ንቃልሲ ክሕንኩል እዩ ወሪዱ.ሓደ እዉን ኣዝዩ ሓደገኛ ሰብ ኣሎ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገጹ ኮነ ምስሉ ክረአ ዘይደሊ ህግደፍ መሳርሕቲ ኣለዎ. ሙሉእ ሽሙ ኢንጅነር ዮሃንስ ስዩም ከሰተ ይበሃል ኣብ ማዓስከር ማይ ዓይኒ ኣብ ዞን E, ኔሩ. ክሳብ ቅድሚ ዓመት ኣቢሉ ኣብ መቀለ ኔሩ ሕጂ ኣበይ ኣሎ ግን ኣይፈለጥኩን.ካብ ዩኤል ንላዕሊ ዝኸፈአ መርዛም ተመን.

  • @mediafamily2023
    @mediafamily2023 9 часов назад

    እዚ ዩኢል ዝባሃ ጸይቂ ይጽይቅ እዩ ዘሎ 😏😏😏😏

  • @selemonabraham8178
    @selemonabraham8178 12 часов назад +1

    ዮኤል ለኽባ ሐሳዊ

  • @bahlbikessete306
    @bahlbikessete306 12 часов назад

    Hade bteamii zhashe tekawamayyy lomii sema kemzi u tekawmo malet❤🇪🇷

  • @nakfabrave
    @nakfabrave 3 часа назад

    No wonder isu said zitekim tekawami yebelnan,if you are opposition and care more about Eritrea, you will be considered higdef, so higdef care more about Eritrea 🇪🇷 Eritrea has no opposition.lemano agame are begging around 😂.

  • @birhanenegash2382
    @birhanenegash2382 15 часов назад +1

    ዛረገ ሰይጣን መልእክቲ ሞ ይትረፍ ውልቀሰባት ከይተረፈ ዝፈለጥዎ እዩ ዝመስል ዩኤል

  • @birhanenegash2382
    @birhanenegash2382 16 часов назад +1

    ብወገነይ ናብ ረድዮ ኢረና ነዚ ትሓቶ ዘለኻ ሰብ ምሕታትኻ ጽቡቅ እዩ ግን ኣነ ከዝመስለኒ ከምቶም ቀደም ብዙሓት ተቃወምቲ እንከለዉ ዝዛረብዎ ዝነበሩ ይዛረብ ኣሎ እዚ ግን ለሚ ከኡ ዘይኾነስ ንሱ ከምመምሃሪ ኮይኑስ። ሓዱሺ ሓሳብ ጠርናፊ ዝኾነ ክዛረብ ኣለዎ ካብ ቃሉ ግን ሂግደፍ እዩ ስለ ዝኾነ ከልግስ ኣለዎ ዝብል ሓሳብ ኣሎኒ።

  • @habtamumanchesterawi1833
    @habtamumanchesterawi1833 5 часов назад

    ዮናታን እዚ ወዲ ሓሳዊ ኢዩ።

  • @chuchechuche1335
    @chuchechuche1335 9 часов назад

    ዳኒኤል ሰበይታይ ሰብ ኮንካ ብዛዕባ ቃልሲ ክትዛረብ

  • @ZeriezgiTesfa
    @ZeriezgiTesfa 8 часов назад

    ዩአል ዓሪፍካ ኮፈል

  • @samsomgebremeskel
    @samsomgebremeskel 12 часов назад +1

    Ezi. Hgdef. Ethopewi 😅😅😂😂😂

  • @weditkabo3762
    @weditkabo3762 12 часов назад

    Yoni thanks lomi xbuk gierka ኣቃሊዕካዮ ሎሚ ፡ blue revolution kedamay elamana regime change eyu ዓርከይ ን መንግስቲ ኤርትራ ለውጢ ክገብር ንጽውዖ ኢሉና ኣሎ thanks 🙏

  • @hope52052
    @hope52052 4 часа назад

    All what he he talking is false, even he don't have a known job, his main income is Hgdef via the Embassy. He doesn't has any organization or any party, he is paid Hgdef agent

  • @sulemanmahfus5174
    @sulemanmahfus5174 15 часов назад +2

    Was halolow

  • @Adams-x6n
    @Adams-x6n 17 часов назад +4

    Hey hasawi, I know you from Seattle, Washington. Remember, people will see through your lies. Stop lying every day."

  • @Tomorrowwillbebetter-d3w
    @Tomorrowwillbebetter-d3w 6 часов назад

    I’m not sure about this man propose he doesn’t sound very convincing, I hope he is not double agent 😟