Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኤርትራዊት አየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም እግዝአብሄር ሐዳርኩም ይባረኽ💖💖💖💖🌷🌷
Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሳብሰክራይብ ግበረለይ
thanks ንሕና ውን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ሐዳርኩም ይባረኽ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሳብሰክራይብ❤
አነ ከም ኤርትራዊት ድማ አዝየ ፍትው የብለኩም ንክልተኩም❤ ንመን ኢልዎ ክልቲኡ ህዝቢ ወጊሑ ከም ልቡ ክበጻጻሕ ክኸውን እዩ።
Amennnnnnn egziabher selamu yawrdelna
ደምርኒኒ❤
ኣሜን 🙏❤ኣሜን 🙏❤ ኣሜን 🙏❤ ጎይታ ኣምላኽ. ነቲ ክልተ. ኣሕዋት ህዝብና ዝተሓቋቆፈሉ ጊዜ የቅርበልና 🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@@ሸዊት.ቻናልንደማመር ዶ
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 nhnawn amena ina nfetwekumn nefqrekumn.....fetari nezi b poletca ztechemaleqe zemen arhiqu zemene fqri ❤❤❤❤❤❤ yemxialna
እንደወዳችኋለን ❤❤በአማርኛ ስለተረጎማችሁልን እናመሰግናለን 🙏🙏
ሳብሰክራይብ አርግልኝ
ፍርያተይ ኢፊዋይ ፍቅርኹም ይብዛሓ ንበሩልና🙏💞💞💞ኣድነቅቶም እስቲ like ፅቀጡለይ😁💙💙💙
ደምረና 🙄
@@MiliMili27መልሲ ደሚረኪ
@NgstGerye ❤️🙏
@@MiliMili27ንደማመር ዶ
@segarapp ok
ናይ ብሓቂ ኤፊ ሓወይ ሰላም ምስ ኮነ ኣብ መርዓይ ኣብ ኣስመራ ዕሰለ ከተብለኒ ሓርየካ ኣለኩ ምስ ዛ ጽብቅቲ ሰበይትካ ❤❤❤❤ one love 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Sebeyitu aykonetin aytemetawun ..selam Eritrea yikun ember sidrska deki gezawutuka qlewu
ተምሃር እስኪ ፈለማ. ሕሱር@@aastersamuel4175
Delina 😂😂😂😂 yeftrelka zhawey
ሳብሰክራይብ ግበርለይ
😊😊😊
ኣነስ ክፈትዎም እኮ🥰 ታዓዲሎም ክልተ ብሉፃት😘
ኣነ ከኣ ንኣካ ክፈትወካ🙄
@user-te1tz5fv8o 🥰
ደምርኒኒ
ኣነ ድማ ናዓኻ ክፈትወኻ ማዓት እየ ብሬዋይ የኔ የዋህ ❤
@@fswrcswr8638 ልዋመይ የዋህ ሰብ🥰
በጣም ነው ምወዳችሁ❤❤ ፈጣሪ የሀገራችን ሰላም ያብዛ🙏 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 ካብ ሸገር ማእኸላዊ ኢትዮጵያ😘
ፍርያት ግን ብክሉ ነገርኺ ኢኺ ምቅርቲ ኩሉ መሊኡ ኢዩ ህብኺ ትሕትናኪ መልኽዕኺ ኣኸዳድናኺ ብኩሉ ምዕርግቲ ኢኺ ብሓቂ❤
Ateyegem?
Hasaeit bi makeup trlekilika
ኣነ ብጣዕሚ ዝገርመኒ ናይ ተጋሩ ነገር ሓደ ሚልዮን ሰብ ሞይትኩም እንከሎ ንኤርትራውያን ነፍቅሮም ኢና ይሕዋትና እዮም ትብሉ ናይ ብሓቆ ንስኹም ፍቅሪ ኢኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤big respect ❤❤
From Eritrea 🇪🇷 we love you so much too Ephi
Am a Eritrea's to but i don't like ተጋሩ ።
Who give a fuck about you asshole.@@KaterinaFragkaki-j3g
እሞ አብዚ እንታይ አምጽአኪ ዘይትፈትይዮም ተኮንኪ !! ብዝኮነ ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራ አይትውክልን ኢኪ!! ሰላም ንክልቲኡ ሕዝቢ 🇪🇷🇪🇷@@KaterinaFragkaki-j3g
@@KaterinaFragkaki-j3gwhy respect. Seb yifetiweka ena beleka xubuk aykonen arku
@@KaterinaFragkaki-j3g eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra kamicha endiayamo 😮😅
ንሕና ውን ፍትውውው ኢና ነብለኩም የሕዋት ምዃንና ዘይቅየር ሓቂ እዩ ፖለቲከኛታት ኢዶም ኣይሳኑ እንበር 💙💙💙
ብሓቂ ዛደርፊ እዚኣ ታሪካዊት ደርፊ እያ እብል.ንስኻትኩም ከ?❤❤❤❤❤❤
ደምርኒ ❤
@@genetBrhane12ንዳማመር❤
የቀንየልና ኤፊ ሓውና ንተሓቃቀፈሉ ግዜ ይሓበና ሓዳርኩም ይባርከልኩም 🇪🇷
ሳብሰክራይብ
ሁለታችሁንም እወዳችኋለሁ የኤፊን ዘፈን በመላው ኢትዮጵያ ተወዶ ነበር አሁንም ይደመጣል ልናገር የፈለኩት ምንድነው በፖለቲካ የሰከሩ መሪዎቻችን እርስበርስ ሲጋጩን ባንሰማቸው ጥሩ ነው ዞሮዞሮ አንድ መሆናችንን አንርሳ አዲስ ስራ ይዘህ ወደ እናት ሃገርህ ኢትዮጵያ ብቅ በል ፕሮግራማችሁ አንዳንዴ በአማርኛ አቅርቡልን በተረፈ በርቱ አነአነ የሃገራችን መሪዎችን ይመለከታል ለወንበር የሚጣሉትን
ዋው ደስ የሚል ኮሜንት ❤❤❤
ንሕና ውን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም❤❤ ኤፊ & ፍርያት ብሉጻት ፍቅርኩም ይባረክ We Love you so much am from❤🇪🇷
ብጣዕሚ ሑጉሳትና ባአኩም ፈረያት ክዓ አምሐረሒረካ ዋላ እንተነበረኪ አብ መጨረሻ ግን አሕጉስክና ኢኪ❤
From eritrean 🇪🇷 we love you too shekorinatat ❤
🤍🤍🤍
Kltikum hadarkum ybarek nselam tzmuru from Eritrea 🇪🇷 ❤
ኣነ ኤርትራዊት እየ ኣዝየ እየ ዝፈትወኩም ጽቡቃተይ ዓንቡቡ ፍረዩ ❤❤❤
ሳብሰክራይብ ግበራለይ
ንዑማ ተጋሩዋይ subscribe ንግበሮም 100k ንምልአያ let's do it.
ደምርኒ ምቅርተይ ጀማሪት እየዋ❤❤
@ done በርትዒ ጥራይ
Done
@@rahelestif2112 እሹኒ ዛናተይ💐
We Eritreans love you too !! ክቡር ህዝቢ ትግራይ ዘይግብኦ ረኺቡ አብ ሓጎስኩም ክንሕጎስ ኢና❤❤❤ አብ ሓዘንኩምውን ሓዚንና ኢና❤❤❤ ትግራይ ሃገርያ
ትግርይ የእነት እትዮጵየ ግዘት ነት ❤ፍቅር ስለም ለእትዮጵየ ❤
🇪🇷 we Love You too 🙏
ኤርትራዊ እየ ኣዝየ እየ ዝፈትወም ቀጽልዎ። 🇪🇷❤️💊😉.
ጽሩያት ተጋሩ እንካእ ድሓን መጻእኩም ❤️❤️ፍርያት ጋል ጀግና
Qomal 😂 agame
ባሓቂ ፅብቕ ገሪካ እኻ ገልፅካዮ ኣብ ኩሉ ትግረዋይ ዘሎ ሕቶ እዩ እውን ንሱ እዩ
ብሓቂ ናይ ኩሉ ትግራዋይ ከቢድ ፈተና ነይሩ።ዝተጨንውቅናሉ፣ድቃስ ዝሳኣናሉ፣ተስፋ ዝቆሮፅናሉ ብዋንኡ ልእሊ ሓደ ሚልየን ህዝብና፣ደቅና፣ወለድና፣ኣሕዋትናን ኣሓትናንን ዝሰኣናሉ ኣብግዜና ዓብይ ፈተና ነየሩ።
ንሕና እውን ብጣዕሚ እና ንፈትወኩም ኩቡራት ስነ-ጥበበኛታት ኤፍሬም & ፍርያት ኤርትራዊ ኣዝየ ዝፈትወኩም ሓውኩም
Efiye goyta tabay wela nhna ena nfetwekum from 🇪🇷❤
Thanks ፍሬታ ሓፍተይ ተገዲስኪ ስለ ዝሓተትክለይ ብኻልእ ኢያ ተረዲኣትኒ ነይራ ግልጺ ገሩለይ ኣሎ ናይብሓቂ ጽብቅቲ ስራሕ ኤፋር ❤
We love you thank you efi ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደምርኒ ማዓረይ
Efra and Fryat Waww mukurat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💊💊💊💊💊💊💊❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤
Entay u ezi amekuslin 😂😂😂
ፍሬ ኤፊ ሰላማችሁ ይብዛ 👏👍🇲🇱💚💛❤
ደምርኒኒ❤❤
ቻዕ
ተባረኪ ❤❤❤ለሁላችን ሰላም እህትዋ
Fryat your so gorgeous woman,to me I think Éphémère he’s luck to have you …..🇪🇷🇪🇷
We Love ❤️ you so much from Eritrea 🇪🇷 xbuqat
ብጣዕሚ እየ ዝፈተወኩሙ ሓዳሪኹሙ ይባረክ ፅቡቃተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wow Fryat, you are blessed he is very discipline and he respects you and is very well mannered. God bless your marriage ❤❤❤
Tebareku we love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ኤፊየ ዓቢ ሰብ ንሕና ዉን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንሕና ዉን ብጥዓሚ ኢና ንፈትወኩ ኣምላኽ ሰላም የውርደልና እቶም ጽልኢ ዘሳውሩ ኣምላኽ ልቦና ይሃቦም
ታምራላችሁ አይለያችሁ የአማራና የትግራይን ስቃይ አላህ በቃ ይበለን 😢
😢😢አሜን
Amen 🙏 ❤
አሜንንንን🥺🤲🤲
Amen
አሜንንን😢
ኣነ አርትራዊ አየ አፊ ካብቶም ከይሰማዕክዎም ዘይውል ደርፍታቱ አየ ሶ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ምስ ክብርቲ ባዓልቲ በትካ
ኣብየት ልቦና አፊ & ፍርያት በሉ እስከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ
ንሕና ከማን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ካብ ሓዉኩም 🇪🇷❤ ብፍላይ ጋልኩም እንተሂብኩምኒ😂
😅😅ምሽ
😂😂😂እወ ዶ
@@MiliMili27 እቲ ካባና ዝዉለድ ቖልዓ ነዚ ሕብረተ-ሰብ እንተዓረቆ እላ የ😂😂
እቶም ካብ ክልተ ዝውለዱ እየም ከፍኤምዎ ዘለዉ ንዙ ህዝብይ ንየው በሎ@@powerislife5024
@powerislife5024 ስቅ ኢልካ ሳብስክራይብ ግበር 🤣
ኤፍ ፅቡቅ ስራሕ እዪ ቀፅለሉ በርትዕ ዝሓወይ ፍርያት ከመይ ኣለኺ በርትዒ ንፍዕቲ ኢኺ።
ኤፊ ሐወይ ናይ ልበይ ኢኻ ገሊጽካለይ ደጋጊመ ይሰምዐ እሞ ኣይጸግባን ኩሉ ዝተጠከምካዮ ቃል ትኽክል እዩ ምንም ድፍረት የብሉን የቀንየልና ዝሓወይ ሓዳርኩም ይባረኽ ❤️💛🙏🏾🙌🏾
መፃምድቲ ኢልካ ሱቕ best couple ever ፍርየ ወድኹም ንወለድኹም አምፅኹም አርእይዎ ንዑ specially አዴኺ አደ ኤፋር ሕጉስ ክብላ አዴታት more ደቂ ውልደን ክሪአ ዘለወን ሃንቀውታ ይፍለ እዩ።
እግዚኣሄር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም ምቁራት ደቂ ዓደይይይይይ 😍😍😍😍😍😍😍ፍቅርኩም ይብዛሕ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ😍😍😍😍
Ephi asli respect from eri 🇪🇷 🎵🎤
የቐንየልና ኤፍርያት🙏ንኣማኑኤል የማነ, ንያፒ, ንመርከብ, ንትረኽብዮም ተጋሩ ኣርቲስታት ኣቕርብልና ትግርኛ እውን ብደምቢ ትለምዲ😂 ከም Content Production እውን ሓሳበይ ትወስዲ ተስፋ ይገብር።
እግዚአብሔር በፍቅር ያንራችሁ ውብ ጥዶች❤🥰
ምስ ሰላም ተስፋይማርያማውት ማርታ ኣብስንያ ኮንክን ፍልሚ ብትግርኛ ተትሰርሓ ፅቡቅ ነይሩ ፈሪያትየ ❤💛
yah What do u tkink?
ሽኮሪታት ናተይ እንኳዕ ብስላም መፃኹም❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥀🥀🥀🥀
ፍርያት ምስ ኤፊ ኣዝዩ ደስ ይብል ፍቕርኹም ኣምላኽ ንዝልኣለም ፍቕርኹም ከይጎደለ ይንበር።ሕቶ ሓቲተ ተመሊሱለይ "ከይፈሰሰ ተኸምቢሉ" ዝብል ኤፊ ካባኻ ብዙሕ ንጽበ ስለ ፍቕሪ እዚ ክልተ ህዝቢ ድማ ኣዕቢኻ ስርሓሉ።legends peace 🎉
ኤፍ &ፍሪያት ❤️💛💘ውድድድድድድድድድድ እኮ ነው የምናርጋቹ ውዶች 🥰🥰
አታ ከመይድየ ናፊቀካ ህዝበይእትብልሲ ሙሉ ገይርካ ስርሓያ በልልና
ቋንቋው ባይገባኝም ትግራይን የምወድ ምርጥ አማህራ ነኝ ፍርየ ኤፊ ፍፃሜያችሁ ይመር🙏❤
❤
🙏
Efiiii fryattt 💙💙from🇪🇷🇪🇷brgad nehamedu💪💪
Eritrawit mbal ekul eyu neru haftey entay amxeo ezi kulu🥹😏
@@Kokobhadish-v9o Abti shgrom seb zkonayom nhna ena no mdngar
Deki meleye we love you sebi hilina 💙Ertrawiyan barayu shabiya gn💔 ❌️🚫
@@freweynikidane4943ሓውና💙
@@freweynikidane4943 nesom ka keyflaleyu eyom behafsha neriteawyan neftwom ena elom 😅
ዛደርፊ ካብዘን ኩለን ዝበለፀት ደርፊ እያ ኤፌር ሓወይ ብጣዕሚ እየ በዛ ደርፊ እየ ማዕረ ክንደይ ንፉዕ ሙሉእ ኣርቲስት ሙዃንካ እየ ኣመስኪረ እና ፅፉፍ ኣልበም ክፅበ እየ🙏
እቲ ቆልዓ ኣበይ ኣሎ ብዝኾነ ኣነ ክፈትዎ መዓት ኢየ Abrham G/hn and Efrem amare ኢየ ዝፈቱ ከምዚ ከማይ ትፈትዎም ተሊኩም ክኣ like ጽቀጡ❤❤
ምርጥ ኢትዮጵያኖች ንፅት ፅድት ቁንጅት ያላችሁ❤❤❤❤❤❤
ደምርኝ ውዴ❤
Ye Tigray konjowoch nachew.
@@maregk4154funny
ትግራያውያን ናቸው እህት
ኢትዮጵያ 🖕
ኤፊ ሽኮር ኣጆካ ክመጸእ ዩ ሰላም ክንከውን ኢና ንፈትወኩም ብጣዕሚ ኤ & ፍ ሓዳርኩም ይባረክ ውላድኩም የዕብየልኩም ❤❤❤❤ ካብ ዝፈትወኩም ሓውኩም ኤርትራዊ ፍቅርኩም ይሰስን ❤❤❤❤
አማርኛውንም ሰዓት ጨመር አድርጉ እና በተቻለ አቅም ስለአንድነት ስበኩ ኢትዮጵያውያን በአንድ ካልቆምን መቼም ሰላም አናገኝም እናንተ ደግሞ ህዝብ ጋር ቅርብ ናቹ በተቻላችሁ ስለ ፍቅር ስለ ሰላም ስለ አንድነት ስበኩ አለዚያ በዘር ተከፋፍለን ስንባላ መቃብር መውረዳችን ነው የበኩላችሁን አድርጉ
ሲጀመር ምን አንዳወሩ ሳታቂ ለመፍረድ አትቸኩይ, ሁሌ ስለ ሰላም ነው ሚያወሩት አትቸኩይ አናቱ
@tsihaile7088 የቱጋር ነው የፈረድኩት ሁሌም እንዲያደርጉት ጠየኩ እንጂ ሳይገባሽ አታውሪ እነሱ ህዝብጋር መድረስ ስለሚችሉ ተደማጭም ስለሆኑ ሁሌም በሁለቱም ቋንቋ ህዝብን የማግባባት ስራ እንዲሠሩ ነው የጠየኩት ለመንቀፍ አትጣደፊ
አና በሁለቱንም ቋንቋ ነው አኮ የሰሩት, አማርኛ መስማት የማይችል ብዙ ሰው አለ, ለዛ ነው ትግርኛም የጨመሩት, አትፍረጂ ያልኩሽ ስለ አንድነት, ስለ ሰላምም አውርተዋል ለዘ ነው አትፍረጂ ያልኩሽ
ደስ በሃልቲ❤❤❤ እና ኤፊ ሓንቲ ስራሕ እባ ስረሓልና ብዛዕባ ፈትሒ ክነግስን መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮ ዋላ ውን ደቂ ተባዕትዮ ብሓፈሻ ህዝቢ ትግራይ ኣብ መገዛአሰ ዓዱ ሰላም ወፊሩ ሰላም ክምለስ ኣይከኣለን ህዝብና ስድራ ስወኣትን ስንኩላትን ህዝብና ኸኣ ርእሶም ኣድኒኖም እሞ ብዛዕበረ እዚ እንታይ ትብል
እግዚአብሔር ፍቅርኩም የብዝሓዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዕም እና ንፈትወኩም❤❤❤❤
😂😂😂 ተምሐርሕር ዘላኣምሓርኛ ብምንጋርኪ ተቃውሞ የብልናንን ግን ምስ ተጋሩ ተኾንኪ ትግርኛ ተናገሪ ብፍላይ ቃለ መሐተት ትገብሪ ተለኺ ንትግራወይቲ ንምንታይ ብኣምሓርኛ ትሓትያ?
ሱቅ በሊ ኮማሪት መሀይም ወዲ ሸራሙጥ..
Ane nbaeley amhargna ktzareb aydeln maenxay eye hirir kumtur zbil
@@abtd3861ምን ያሳድበሃል መሃይም ኣህያ ደደብ ደንቆሮ 🤔
ኣቲ ፍሪያት ሓፍተይ አዙ እማርኛኪ ከ ኽንደይ ደስ ይብል አዮ ጋለይ ሆሆሆ😩😁😁 ተጋሩዋይ ሒዴእ ብደሰ ዝበላ ትናገሪ ☺️
😂
እፍርየም ግን መንፈሳዊ ሂወት መዝሙር ክዝምር መሐሽ ነሩ እንግዚአብሔር ምውዳስ ምምስጋና መንግስተ ሰማያት መእተዊ ምሐሾነሩ ግን ርግፅኛ እየ ላብመንፍሳዊ ከም ዝምለስ ግዜ ክነውሕ እብይ 🤲🥺🙏🥰🥰 ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክሙ ሓዳርክሙ ይባርክ 🎉ግን ፍርያት ሓፍተይ ንስኪ ናብ ቅኑዕ መንገዲ ናብ እግዛብሔር ምለስዮ ዛዓለም የናትናይ ስና እይዝምየየልክሙ ዝምር ብልዮ ☦️☦️🕯️🙏🙏🥰
ኣድነቕት እፍሬየም ኣና ፍሪያት ዝኾንኹም ቤተሰብ ዝኾንኹም ተጋሩ ኣሕዋተይ#ሳብክራይብ#በሉለይ ኣሕዋተይ ባሓደ ክንዓቢ❤❤❤❤
ደምረኪ ደምርኒ❤❤
@@genetBrhane12ደምርኒ ደምረኪ አየ
ፍሬ በጣም በጣም በጣም! ነው ምወድሽ ሰው ሁሉ እንዳንቺ ጨዋና ስነስርአት ያለው በሆነ ብዬ እመኛለሁ አንቺ ምርጥ ሁሌም የት ነች ብዬ በባትሪ ምፈልግሽ ሰው ነሽ 🙏🙏🙏
ብጣሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ሓዳርኹም ዝተባረኽ ዝተቀደስ ይኹን ኢፌ ሐውናለ እዛ ሐዳሽ ደርፍኻ ድጋጊ ስሚእያ ብጣሚ ትሕዝን ደርፊ እያ ናይ ሕዚ ዘላቶ ትግራይ ትገልፅ እያ እና ቀፅለሉ ❤❤❤❤
You guys are so lovely. Eph. You did a fantastic song, I hope the two leaders of TPLF who ignored the suffering of the Tigrai people understand.
ፍቅርኩም ይብዛሕ ዞም ናተይ❤❤ፍርያተይ ደሞ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ
ኩሉ ጊዜ ለኣኩም ክርኢ ከለኩ ብጣዓሚ እየ ልበይ ዝመልእለይ❤❤❤ ኢፊ እና ፍርያተይ ❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷one love
ደስ ዝብሉ ሰብ ሓዳር እዮም!ኤፊ ንፉዕ ገጣማይ ሙኻኑ ብ1 ሕደማ/ግጥሚ ኣመስኪሩልና ኣሎ:ፍርያት ድማ ንፍዕቲ ሰበይቲ ክትኮነሉ ናይ ወትሩ ምንዮተይ እዩ:: ኣብ'ዛ Bar "ደፊረ'ዶ ክብል እንቛዕ ተሰውኡ""ደው ኢሎም ሕመቕኩም ከምዚ ካብ ዝሪኡ"ዝበልካያ ልክዕ ካልእ ውን ክትረኽበላ ትኽእል ኔርካ ኢኻ ብዘለካ ብቕዓት ግን ብዘላቶ ውን ትሕትናኻ ኣቐዲምካ ወይ ንታሕቲ ውርድ ኢልካ ንብሂወት ሃልዮም ብሕረትን ጣዕሳን ሞት ብጾቶም ክርኢዎ ዝኽእሉ ውድቀትን ርስሓትን መራሕቲ ወያነ ስለዝገለጽካዮ ብራቮ ኢለካ ኣለኹ✊🏽::ስነጥበበኛ ከም'ዚ ክኸውን ኣለዎ:ብቅኔ ጌርካ ግስም እዩ'ምበይ😂✌🏽!ኣነ'ውን ካብ ልቢ ዝፈትወኩም ውላድ ሻዕውያ እየ🤭ሰላሙ የብዘሓልና መታን እዚ ንኣማኢት ዓመታት እንዳደመየን እንዳ ጸነተን ዝመጽአ ዘሎ ህዝብታትና::
ማርያምን ፅቡቅ ኣገላልፃ ኢለ ከይወዳእኩስ ውላድ ሻዕብያ ትብል ፅሑፍ ብሰሓቅ ቀቲላትኒ😂😂😂😂ዋ ፍቅሪ እዩ ልዓቢ
ብጣዕሚ ለባማት ደስ ባህልቲ ኢኹም። ፍቅርኩም የብዛሕዮ❤❤❤
❤❤❤ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ዝፈትወኩም ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ለባማት
ካብ 🇪🇷🇪🇷ሓዳርኩም ይባረክ ኣምላክ ን ክልቴኩም ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም ❤❤ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኩቡራተይ ኣብ ዛ ፕሮፊለይ ተሓባብሩኒ🙏❤
መልስ
ገረ ኣለኩ መዓረይ ❤❤❤❤
@@Tigray-adey853 ክብረት ይሃበልይ❤
@@MiliMili27 ጌርልኪ ኣለኩ ሓፍተይ ሓቢርና ንዕበ 🙏❤
@TesfaXbah1 እሺ ክብረተይ ❤️
From eritrea 🇪🇷 love you Ephi hawey hdarka ybarek❤❤❤❤
ብጣዓሚ ኢኩም ደስ ትብሉ እንዃዓ ናትና ኮንኩም ፍርያት ብኩሉ ነገርኪ ትፍለይ ኢኪ♥️♥️💗
More love ❤ 🇪🇷💊
እግዚአብሔር ይባርኹም ፅቡቃት አህዋተይ ናተይ እቲ ሃዱሽ ሙዚቃ ብጣእሚ powerful መልእክቲ ዘለዎ እዬ I hope መራህትና ሰሚኦም ካብ ዘለውዎ አዚም ይነቅሁ እሞ ህዝብና ከይሃለቀ ክበፅሁሉ ጎይታ ይባርኩም good job
ኢፈየ ወዲ ደባጉና ዓደይ❤ ቀፃሊ ፍሬታየ ወድኩም ሒዝኩሞ መፁ ኣፋልጡና ወዱኩም🎉🎉🎉
ጎበዝ ኤፍሬም በህይወትህ ከባድ ፈተና አጋጥሞሃል የሚለውን ጥያቄ አንተ ብቻ የትግራይን ችግር ያንተን አርገህ ተናገርክ ፌሬያት ሳትቀር ሸፋፍነው ወይም ሌላ ችግር ነበር የሚያወሩት አድናቂህ ነኝ አማርኛ ለምን ለሚሏቾሁ ቋንቋ መግባቢያ ነው በሏቸው ወረኞች ይሄኔ እነሱ አንደኞች ናቸው ሲጠቀሙበት
ትግራይ ላይ የደረሰው ጀኖሳድ ለየንዳንድ ትግራዋይ personal ነው !! እና የግሉ አርጎ ሲናገር ትክክል ነው!!እየንዳድ ትግራይ traumatize ሆንዋል that’s the fact
ኣነስ ክፈትወኩም በቃ ትክክለኛ መፃምድቲ ኢኩም ፍቅርኩም ይሰስን ሰላምን ራህዋን ተመንየልኩም ❤❤❤
ፍርያት ንሕናውን ብ❤ ንፈትወኩም ኢና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓሳዊ ዓ* ጋ* መ
ክቡራት ኣሕዋት ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ብዙሕ ነገር ንፅበ ኢና ክትሰርሑ እውን ትኽእሉ ኢኹም ቶሎ ቶሎ ውለዱ ክትበዝሑልና ንደሊ ኢና ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።🙏❤️💛
ኢኔ ስለምወድሽ ናዉ ትጊርኛአሊችልምበአመርኛ አሰርም ኢጠቢቅሸለዉ የሀበሻ ቆጆ ሴት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋው ክልተ ተጻመድቲ ፍቑራትን ጥዒና ዕድመ ይሃብኩም ❤❤❤❤❤
ፍረየይ ክብርቲ ኩሉ ነገርኪ ብልፅቲ ኢኪ ኢፊ ሓውናለ ብሉፅ ሰብ ቀፅልዎ አብ ኩሉ ስራሕኩም እመብርሃን ትሓግዝኩም ፍቁራተይ ❤❤❤
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል አገላልፃ እዩ ሽኮራት ደቂ ዓደይ እንኳዕ ናትና ኮንኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ሓዳራኹም ይባረኽ ❤❤❤💐💐💐💐💐
Afiye jegina wedi etom jeganu❤fetari fekirukum yebzahalikum mukurat❤❤🙏🙏
ውነት ለመናገር ትግሬዎች በጣም ጨዋ ናችው❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ፍቅርኩም የብዝሓዮ ብጣዕም እና ንፈትወኩም❤❤❤
ነዚ ምዕቡል ሕዝቢ ትግራይ ነዚ ለዋህ ሕዝቢ ትግራይ ነዚ ተቃላሳይ ሕዝቢ ትግራይ ነዚ ዓቃል ሕዝቢ ትግራይ አዚአቶም ክመርሕዎ ብጣዕሚ አየ ዝሓዝን 😂😂😂😂😂
ደምርኒ ማዓረይ🙏❤
ዕድመን ጥዕናን ነዓኹም ፍረ መስ ሓውና እፍሬም ኣማረ። ኣርት ስት እፍሬም ኣብ መሬት ዘሎ ን ሕቶ 99. ሳምቲንግ ህዝብና ኢኻ ብኣርት ገሊፅካልና ነመስግን ድምፂ ህዝብኻ ኢኻ ም በርትዕ ኣየዃ።
Am from Eritrea 🇪🇷 we love u too shekorinatat 😊
ኤፈየ ጅግና ትግራይ ሶ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓድኩም ይባረክ❤❤❤🎉🎉🎉
እሰይ ኢፍየ ፍረየ ቀፅልሉ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ፍሪታ ጋል ዓደይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💊💊💊💊💊
ኤርትራዊት አየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም እግዝአብሄር ሐዳርኩም ይባረኽ💖💖💖💖🌷🌷
Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሳብሰክራይብ ግበረለይ
thanks ንሕና ውን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ሐዳርኩም ይባረኽ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሳብሰክራይብ❤
አነ ከም ኤርትራዊት ድማ አዝየ ፍትው የብለኩም ንክልተኩም❤ ንመን ኢልዎ ክልቲኡ ህዝቢ ወጊሑ ከም ልቡ ክበጻጻሕ ክኸውን እዩ።
Amennnnnnn egziabher selamu yawrdelna
ደምርኒኒ❤
ኣሜን 🙏❤ኣሜን 🙏❤ ኣሜን 🙏❤ ጎይታ ኣምላኽ. ነቲ ክልተ. ኣሕዋት ህዝብና ዝተሓቋቆፈሉ ጊዜ የቅርበልና 🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@@ሸዊት.ቻናልንደማመር ዶ
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 nhnawn amena ina nfetwekumn nefqrekumn.....fetari nezi b poletca ztechemaleqe zemen arhiqu zemene fqri ❤❤❤❤❤❤ yemxialna
እንደወዳችኋለን ❤❤በአማርኛ ስለተረጎማችሁልን እናመሰግናለን 🙏🙏
ሳብሰክራይብ አርግልኝ
ፍርያተይ ኢፊዋይ ፍቅርኹም ይብዛሓ ንበሩልና🙏💞💞💞ኣድነቅቶም እስቲ like ፅቀጡለይ😁💙💙💙
ደምረና 🙄
@@MiliMili27መልሲ ደሚረኪ
@NgstGerye ❤️🙏
@@MiliMili27ንደማመር ዶ
@segarapp ok
ናይ ብሓቂ ኤፊ ሓወይ ሰላም ምስ ኮነ ኣብ መርዓይ ኣብ ኣስመራ ዕሰለ ከተብለኒ ሓርየካ ኣለኩ ምስ ዛ ጽብቅቲ ሰበይትካ ❤❤❤❤ one love 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Sebeyitu aykonetin aytemetawun ..selam Eritrea yikun ember sidrska deki gezawutuka qlewu
ተምሃር እስኪ ፈለማ. ሕሱር@@aastersamuel4175
Delina 😂😂😂😂 yeftrelka zhawey
ሳብሰክራይብ ግበርለይ
😊😊😊
ኣነስ ክፈትዎም እኮ🥰 ታዓዲሎም ክልተ ብሉፃት😘
ኣነ ከኣ ንኣካ ክፈትወካ🙄
@user-te1tz5fv8o 🥰
ደምርኒኒ
ኣነ ድማ ናዓኻ ክፈትወኻ ማዓት እየ ብሬዋይ የኔ የዋህ ❤
@@fswrcswr8638 ልዋመይ የዋህ ሰብ🥰
በጣም ነው ምወዳችሁ❤❤ ፈጣሪ የሀገራችን ሰላም ያብዛ🙏 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 ካብ ሸገር ማእኸላዊ ኢትዮጵያ😘
ሳብሰክራይብ አርግልኝ
ፍርያት ግን ብክሉ ነገርኺ ኢኺ ምቅርቲ ኩሉ መሊኡ ኢዩ ህብኺ ትሕትናኪ መልኽዕኺ ኣኸዳድናኺ ብኩሉ ምዕርግቲ ኢኺ ብሓቂ❤
Ateyegem?
Hasaeit bi makeup trlekilika
ኣነ ብጣዕሚ ዝገርመኒ ናይ ተጋሩ ነገር ሓደ ሚልዮን ሰብ ሞይትኩም እንከሎ ንኤርትራውያን ነፍቅሮም ኢና ይሕዋትና እዮም ትብሉ ናይ ብሓቆ ንስኹም ፍቅሪ ኢኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤big respect ❤❤
From Eritrea 🇪🇷 we love you so much too Ephi
Am a Eritrea's to but i don't like ተጋሩ ።
Who give a fuck about you asshole.@@KaterinaFragkaki-j3g
እሞ አብዚ እንታይ አምጽአኪ ዘይትፈትይዮም ተኮንኪ !! ብዝኮነ ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራ አይትውክልን ኢኪ!! ሰላም ንክልቲኡ ሕዝቢ 🇪🇷🇪🇷@@KaterinaFragkaki-j3g
@@KaterinaFragkaki-j3gwhy respect. Seb yifetiweka ena beleka xubuk aykonen arku
@@KaterinaFragkaki-j3g eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra kamicha endiayamo 😮😅
ንሕና ውን ፍትውውው ኢና ነብለኩም የሕዋት ምዃንና ዘይቅየር ሓቂ እዩ ፖለቲከኛታት ኢዶም ኣይሳኑ እንበር 💙💙💙
ብሓቂ ዛደርፊ እዚኣ ታሪካዊት ደርፊ እያ እብል.ንስኻትኩም ከ?❤❤❤❤❤❤
ደምርኒ ❤
@@genetBrhane12ንዳማመር❤
የቀንየልና ኤፊ ሓውና ንተሓቃቀፈሉ ግዜ ይሓበና ሓዳርኩም ይባርከልኩም 🇪🇷
ሳብሰክራይብ
ሁለታችሁንም እወዳችኋለሁ የኤፊን ዘፈን በመላው ኢትዮጵያ ተወዶ ነበር አሁንም ይደመጣል ልናገር የፈለኩት ምንድነው በፖለቲካ የሰከሩ መሪዎቻችን እርስበርስ ሲጋጩን ባንሰማቸው ጥሩ ነው ዞሮዞሮ አንድ መሆናችንን አንርሳ አዲስ ስራ ይዘህ ወደ እናት ሃገርህ ኢትዮጵያ ብቅ በል ፕሮግራማችሁ አንዳንዴ በአማርኛ አቅርቡልን በተረፈ በርቱ አነአነ የሃገራችን መሪዎችን ይመለከታል ለወንበር የሚጣሉትን
ሳብሰክራይብ አርግልኝ
ዋው ደስ የሚል ኮሜንት ❤❤❤
ንሕና ውን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም❤❤ ኤፊ & ፍርያት ብሉጻት ፍቅርኩም ይባረክ We Love you so much am from❤🇪🇷
ብጣዕሚ ሑጉሳትና ባአኩም ፈረያት ክዓ አምሐረሒረካ ዋላ እንተነበረኪ አብ መጨረሻ ግን አሕጉስክና ኢኪ❤
From eritrean 🇪🇷 we love you too shekorinatat ❤
🤍🤍🤍
Kltikum hadarkum ybarek nselam tzmuru from Eritrea 🇪🇷 ❤
ኣነ ኤርትራዊት እየ ኣዝየ እየ ዝፈትወኩም ጽቡቃተይ ዓንቡቡ ፍረዩ ❤❤❤
ሳብሰክራይብ ግበራለይ
ንዑማ ተጋሩዋይ subscribe ንግበሮም 100k ንምልአያ let's do it.
ደምርኒ ምቅርተይ ጀማሪት እየዋ❤❤
@ done በርትዒ ጥራይ
Done
@@rahelestif2112 እሹኒ ዛናተይ💐
We Eritreans love you too !! ክቡር ህዝቢ ትግራይ ዘይግብኦ ረኺቡ አብ ሓጎስኩም ክንሕጎስ ኢና❤❤❤ አብ ሓዘንኩምውን ሓዚንና ኢና❤❤❤ ትግራይ ሃገርያ
ሳብሰክራይብ ግበረለይ
ትግርይ የእነት እትዮጵየ ግዘት ነት ❤ፍቅር ስለም ለእትዮጵየ ❤
🇪🇷 we Love You too 🙏
ኤርትራዊ እየ ኣዝየ እየ ዝፈትወም ቀጽልዎ። 🇪🇷❤️💊😉.
ጽሩያት ተጋሩ እንካእ ድሓን መጻእኩም ❤️❤️ፍርያት ጋል ጀግና
Qomal 😂 agame
ባሓቂ ፅብቕ ገሪካ እኻ ገልፅካዮ ኣብ ኩሉ ትግረዋይ ዘሎ ሕቶ እዩ እውን ንሱ እዩ
ብሓቂ ናይ ኩሉ ትግራዋይ ከቢድ ፈተና ነይሩ።ዝተጨንውቅናሉ፣ድቃስ ዝሳኣናሉ፣ተስፋ ዝቆሮፅናሉ ብዋንኡ ልእሊ ሓደ ሚልየን ህዝብና፣ደቅና፣ወለድና፣ኣሕዋትናን ኣሓትናንን ዝሰኣናሉ ኣብግዜና ዓብይ ፈተና ነየሩ።
ሳብሰክራይብ❤
ንሕና እውን ብጣዕሚ እና ንፈትወኩም ኩቡራት ስነ-ጥበበኛታት ኤፍሬም & ፍርያት ኤርትራዊ ኣዝየ ዝፈትወኩም ሓውኩም
ሳብሰክራይብ❤
Efiye goyta tabay wela nhna ena nfetwekum from 🇪🇷❤
Thanks ፍሬታ ሓፍተይ ተገዲስኪ ስለ ዝሓተትክለይ ብኻልእ ኢያ ተረዲኣትኒ ነይራ ግልጺ ገሩለይ ኣሎ ናይብሓቂ ጽብቅቲ ስራሕ ኤፋር ❤
We love you thank you efi ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደምርኒ ማዓረይ
Efra and Fryat Waww mukurat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💊💊💊💊💊💊💊❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤
Entay u ezi amekuslin 😂😂😂
ፍሬ ኤፊ ሰላማችሁ ይብዛ 👏👍🇲🇱💚💛❤
ደምርኒኒ❤❤
ቻዕ
ተባረኪ ❤❤❤ለሁላችን ሰላም እህትዋ
Fryat your so gorgeous woman,to me I think Éphémère he’s luck to have you …..🇪🇷🇪🇷
We Love ❤️ you so much from Eritrea 🇪🇷 xbuqat
ብጣዕሚ እየ ዝፈተወኩሙ ሓዳሪኹሙ ይባረክ ፅቡቃተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wow Fryat, you are blessed he is very discipline and he respects you and is very well mannered. God bless your marriage ❤❤❤
Tebareku we love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ኤፊየ ዓቢ ሰብ ንሕና ዉን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንሕና ዉን ብጥዓሚ ኢና ንፈትወኩ ኣምላኽ ሰላም የውርደልና እቶም ጽልኢ ዘሳውሩ ኣምላኽ ልቦና ይሃቦም
ሳብሰክራይብ ግበራለይ
ታምራላችሁ አይለያችሁ የአማራና የትግራይን ስቃይ አላህ በቃ ይበለን 😢
😢😢አሜን
Amen 🙏 ❤
አሜንንንን🥺🤲🤲
Amen
አሜንንን😢
ኣነ አርትራዊ አየ አፊ ካብቶም ከይሰማዕክዎም ዘይውል ደርፍታቱ አየ ሶ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ምስ ክብርቲ ባዓልቲ በትካ
ኣብየት ልቦና አፊ & ፍርያት በሉ እስከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ
ሳብሰክራይብ
ንሕና ከማን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ካብ ሓዉኩም 🇪🇷❤ ብፍላይ ጋልኩም እንተሂብኩምኒ😂
😅😅ምሽ
😂😂😂እወ ዶ
@@MiliMili27 እቲ ካባና ዝዉለድ ቖልዓ ነዚ ሕብረተ-ሰብ እንተዓረቆ እላ የ😂😂
እቶም ካብ ክልተ ዝውለዱ እየም ከፍኤምዎ ዘለዉ ንዙ ህዝብይ ንየው በሎ@@powerislife5024
@powerislife5024 ስቅ ኢልካ ሳብስክራይብ ግበር 🤣
ኤፍ ፅቡቅ ስራሕ እዪ ቀፅለሉ በርትዕ ዝሓወይ ፍርያት ከመይ ኣለኺ በርትዒ ንፍዕቲ ኢኺ።
ኤፊ ሐወይ ናይ ልበይ ኢኻ ገሊጽካለይ ደጋጊመ ይሰምዐ እሞ ኣይጸግባን ኩሉ ዝተጠከምካዮ ቃል ትኽክል እዩ ምንም ድፍረት የብሉን የቀንየልና ዝሓወይ ሓዳርኩም ይባረኽ ❤️💛🙏🏾🙌🏾
ሳብሰክራይብ❤
መፃምድቲ ኢልካ ሱቕ best couple ever ፍርየ ወድኹም ንወለድኹም አምፅኹም አርእይዎ ንዑ specially አዴኺ አደ ኤፋር ሕጉስ ክብላ አዴታት more ደቂ ውልደን ክሪአ ዘለወን ሃንቀውታ ይፍለ እዩ።
እግዚኣሄር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም ምቁራት ደቂ ዓደይይይይይ 😍😍😍😍😍😍😍ፍቅርኩም ይብዛሕ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ😍😍😍😍
Ephi asli respect from eri 🇪🇷 🎵🎤
የቐንየልና ኤፍርያት🙏
ንኣማኑኤል የማነ, ንያፒ, ንመርከብ, ንትረኽብዮም ተጋሩ ኣርቲስታት ኣቕርብልና ትግርኛ እውን ብደምቢ ትለምዲ😂 ከም Content Production እውን ሓሳበይ ትወስዲ ተስፋ ይገብር።
እግዚአብሔር በፍቅር ያንራችሁ ውብ ጥዶች❤🥰
ምስ ሰላም ተስፋይ
ማርያማውት
ማርታ
ኣብስንያ
ኮንክን ፍልሚ ብትግርኛ ተትሰርሓ ፅቡቅ ነይሩ ፈሪያትየ ❤💛
yah What do u tkink?
ሽኮሪታት ናተይ እንኳዕ ብስላም መፃኹም❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥀🥀🥀🥀
ደምርኒኒ❤
ፍርያት ምስ ኤፊ ኣዝዩ ደስ ይብል ፍቕርኹም ኣምላኽ ንዝልኣለም ፍቕርኹም ከይጎደለ ይንበር።ሕቶ ሓቲተ ተመሊሱለይ "ከይፈሰሰ ተኸምቢሉ" ዝብል ኤፊ ካባኻ ብዙሕ ንጽበ ስለ ፍቕሪ እዚ ክልተ ህዝቢ ድማ ኣዕቢኻ ስርሓሉ።legends peace 🎉
ኤፍ &ፍሪያት ❤️💛💘ውድድድድድድድድድድ እኮ ነው የምናርጋቹ ውዶች 🥰🥰
አታ ከመይድየ ናፊቀካ ህዝበይ
እትብልሲ ሙሉ ገይርካ ስርሓያ በልልና
ቋንቋው ባይገባኝም ትግራይን የምወድ ምርጥ አማህራ ነኝ ፍርየ ኤፊ ፍፃሜያችሁ ይመር🙏❤
❤
❤
🙏
Efiiii fryattt 💙💙from🇪🇷🇪🇷brgad nehamedu💪💪
Eritrawit mbal ekul eyu neru haftey entay amxeo ezi kulu🥹😏
@@Kokobhadish-v9o Abti shgrom seb zkonayom nhna ena no mdngar
Deki meleye we love you sebi hilina 💙
Ertrawiyan barayu shabiya gn💔 ❌️🚫
@@freweynikidane4943ሓውና💙
@@freweynikidane4943 nesom ka keyflaleyu eyom behafsha neriteawyan neftwom ena elom 😅
ዛደርፊ ካብዘን ኩለን ዝበለፀት ደርፊ እያ ኤፌር ሓወይ ብጣዕሚ እየ በዛ ደርፊ እየ ማዕረ ክንደይ ንፉዕ ሙሉእ ኣርቲስት ሙዃንካ እየ ኣመስኪረ እና ፅፉፍ ኣልበም ክፅበ እየ🙏
እቲ ቆልዓ ኣበይ ኣሎ ብዝኾነ ኣነ ክፈትዎ መዓት ኢየ Abrham G/hn and Efrem amare ኢየ ዝፈቱ ከምዚ ከማይ ትፈትዎም ተሊኩም ክኣ like ጽቀጡ❤❤
ምርጥ ኢትዮጵያኖች ንፅት ፅድት ቁንጅት ያላችሁ❤❤❤❤❤❤
ደምርኝ ውዴ❤
Ye Tigray konjowoch nachew.
@@maregk4154funny
ትግራያውያን ናቸው እህት
ኢትዮጵያ 🖕
ኤፊ ሽኮር ኣጆካ ክመጸእ ዩ ሰላም ክንከውን ኢና ንፈትወኩም ብጣዕሚ ኤ & ፍ ሓዳርኩም ይባረክ ውላድኩም የዕብየልኩም ❤❤❤❤ ካብ ዝፈትወኩም ሓውኩም ኤርትራዊ ፍቅርኩም ይሰስን ❤❤❤❤
ሳብሰክራይብ ግበራለይ
አማርኛውንም ሰዓት ጨመር አድርጉ እና በተቻለ አቅም ስለአንድነት ስበኩ ኢትዮጵያውያን በአንድ ካልቆምን መቼም ሰላም አናገኝም እናንተ ደግሞ ህዝብ ጋር ቅርብ ናቹ በተቻላችሁ ስለ ፍቅር ስለ ሰላም ስለ አንድነት ስበኩ አለዚያ በዘር ተከፋፍለን ስንባላ መቃብር መውረዳችን ነው የበኩላችሁን አድርጉ
ሲጀመር ምን አንዳወሩ ሳታቂ ለመፍረድ አትቸኩይ, ሁሌ ስለ ሰላም ነው ሚያወሩት አትቸኩይ አናቱ
@tsihaile7088 የቱጋር ነው የፈረድኩት ሁሌም እንዲያደርጉት ጠየኩ እንጂ ሳይገባሽ አታውሪ እነሱ ህዝብጋር መድረስ ስለሚችሉ ተደማጭም ስለሆኑ ሁሌም በሁለቱም ቋንቋ ህዝብን የማግባባት ስራ እንዲሠሩ ነው የጠየኩት ለመንቀፍ አትጣደፊ
አና በሁለቱንም ቋንቋ ነው አኮ የሰሩት, አማርኛ መስማት የማይችል ብዙ ሰው አለ, ለዛ ነው ትግርኛም የጨመሩት, አትፍረጂ ያልኩሽ ስለ አንድነት, ስለ ሰላምም አውርተዋል ለዘ ነው አትፍረጂ ያልኩሽ
ደስ በሃልቲ❤❤❤ እና ኤፊ ሓንቲ ስራሕ እባ ስረሓልና ብዛዕባ ፈትሒ ክነግስን መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮ ዋላ ውን ደቂ ተባዕትዮ ብሓፈሻ ህዝቢ ትግራይ ኣብ መገዛአሰ ዓዱ ሰላም ወፊሩ ሰላም ክምለስ ኣይከኣለን ህዝብና ስድራ ስወኣትን ስንኩላትን ህዝብና ኸኣ ርእሶም ኣድኒኖም እሞ ብዛዕበረ እዚ እንታይ ትብል
እግዚአብሔር ፍቅርኩም የብዝሓዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዕም እና ንፈትወኩም❤❤❤❤
ደምርኒኒ
😂😂😂 ተምሐርሕር ዘላ
ኣምሓርኛ ብምንጋርኪ ተቃውሞ የብልናንን ግን ምስ ተጋሩ ተኾንኪ ትግርኛ ተናገሪ ብፍላይ ቃለ መሐተት ትገብሪ ተለኺ ንትግራወይቲ ንምንታይ ብኣምሓርኛ ትሓትያ?
ሱቅ በሊ ኮማሪት መሀይም ወዲ ሸራሙጥ..
Ane nbaeley amhargna ktzareb aydeln maenxay eye hirir kumtur zbil
@@abtd3861ምን ያሳድበሃል መሃይም ኣህያ ደደብ ደንቆሮ 🤔
ኣቲ ፍሪያት ሓፍተይ አዙ እማርኛኪ ከ ኽንደይ ደስ ይብል አዮ ጋለይ ሆሆሆ😩😁😁 ተጋሩዋይ ሒዴእ ብደሰ ዝበላ ትናገሪ ☺️
😂
እፍርየም ግን መንፈሳዊ ሂወት መዝሙር ክዝምር መሐሽ ነሩ እንግዚአብሔር ምውዳስ ምምስጋና መንግስተ ሰማያት መእተዊ ምሐሾነሩ ግን ርግፅኛ እየ ላብመንፍሳዊ ከም ዝምለስ ግዜ ክነውሕ እብይ 🤲🥺🙏🥰🥰 ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክሙ ሓዳርክሙ ይባርክ 🎉ግን ፍርያት ሓፍተይ ንስኪ ናብ ቅኑዕ መንገዲ ናብ እግዛብሔር ምለስዮ ዛዓለም የናትናይ ስና እይዝምየየልክሙ ዝምር ብልዮ ☦️☦️🕯️🙏🙏🥰
ሳብሰክራይብ ግበራለይ
ኣድነቕት እፍሬየም ኣና ፍሪያት ዝኾንኹም ቤተሰብ ዝኾንኹም ተጋሩ ኣሕዋተይ#ሳብክራይብ#በሉለይ ኣሕዋተይ ባሓደ ክንዓቢ❤❤❤❤
ደምረኪ ደምርኒ❤❤
@@genetBrhane12ደምርኒ ደምረኪ አየ
ፍሬ በጣም በጣም በጣም! ነው ምወድሽ ሰው ሁሉ እንዳንቺ ጨዋና ስነስርአት ያለው በሆነ ብዬ እመኛለሁ አንቺ ምርጥ ሁሌም የት ነች ብዬ በባትሪ ምፈልግሽ ሰው ነሽ 🙏🙏🙏
ሳብሰክራይብ ግበራለይ
ብጣሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ሓዳርኹም ዝተባረኽ ዝተቀደስ ይኹን ኢፌ ሐውናለ እዛ ሐዳሽ ደርፍኻ ድጋጊ ስሚእያ ብጣሚ ትሕዝን ደርፊ እያ ናይ ሕዚ ዘላቶ ትግራይ ትገልፅ እያ እና ቀፅለሉ ❤❤❤❤
ሳብሰክራይብ ግበራለይ
You guys are so lovely. Eph. You did a fantastic song, I hope the two leaders of TPLF who ignored the suffering of the Tigrai people understand.
ፍቅርኩም ይብዛሕ ዞም ናተይ❤❤ፍርያተይ ደሞ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ
ኩሉ ጊዜ ለኣኩም ክርኢ ከለኩ ብጣዓሚ እየ ልበይ ዝመልእለይ❤❤❤ ኢፊ እና ፍርያተይ ❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷one love
ደስ ዝብሉ ሰብ ሓዳር እዮም!
ኤፊ ንፉዕ ገጣማይ ሙኻኑ ብ1 ሕደማ/ግጥሚ ኣመስኪሩልና ኣሎ:ፍርያት ድማ ንፍዕቲ ሰበይቲ ክትኮነሉ ናይ ወትሩ ምንዮተይ እዩ::
ኣብ'ዛ Bar
"ደፊረ'ዶ ክብል እንቛዕ ተሰውኡ"
"ደው ኢሎም ሕመቕኩም ከምዚ ካብ ዝሪኡ"
ዝበልካያ ልክዕ ካልእ ውን ክትረኽበላ ትኽእል ኔርካ ኢኻ ብዘለካ ብቕዓት ግን ብዘላቶ ውን ትሕትናኻ ኣቐዲምካ ወይ ንታሕቲ ውርድ ኢልካ ንብሂወት ሃልዮም ብሕረትን ጣዕሳን ሞት ብጾቶም ክርኢዎ ዝኽእሉ ውድቀትን ርስሓትን መራሕቲ ወያነ ስለዝገለጽካዮ ብራቮ ኢለካ ኣለኹ✊🏽::
ስነጥበበኛ ከም'ዚ ክኸውን ኣለዎ:ብቅኔ ጌርካ ግስም እዩ'ምበይ😂✌🏽!
ኣነ'ውን ካብ ልቢ ዝፈትወኩም ውላድ ሻዕውያ እየ🤭ሰላሙ የብዘሓልና መታን እዚ ንኣማኢት ዓመታት እንዳደመየን እንዳ ጸነተን ዝመጽአ ዘሎ ህዝብታትና::
ማርያምን ፅቡቅ ኣገላልፃ ኢለ ከይወዳእኩስ ውላድ ሻዕብያ ትብል ፅሑፍ ብሰሓቅ ቀቲላትኒ😂😂😂😂ዋ ፍቅሪ እዩ ልዓቢ
ብጣዕሚ ለባማት ደስ ባህልቲ ኢኹም። ፍቅርኩም የብዛሕዮ❤❤❤
❤❤❤ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ዝፈትወኩም ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ለባማት
ካብ 🇪🇷🇪🇷ሓዳርኩም ይባረክ ኣምላክ ን ክልቴኩም ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም ❤❤ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኩቡራተይ ኣብ ዛ ፕሮፊለይ ተሓባብሩኒ🙏❤
መልስ
ገረ ኣለኩ መዓረይ ❤❤❤❤
@@Tigray-adey853 ክብረት ይሃበልይ❤
@@MiliMili27 ጌርልኪ ኣለኩ ሓፍተይ ሓቢርና ንዕበ 🙏❤
@TesfaXbah1 እሺ ክብረተይ ❤️
From eritrea 🇪🇷 love you Ephi hawey hdarka ybarek❤❤❤❤
ሳብሰክራይብ❤
ብጣዓሚ ኢኩም ደስ ትብሉ እንዃዓ ናትና ኮንኩም ፍርያት ብኩሉ ነገርኪ ትፍለይ ኢኪ♥️♥️💗
More love ❤ 🇪🇷💊
እግዚአብሔር ይባርኹም ፅቡቃት አህዋተይ ናተይ እቲ ሃዱሽ ሙዚቃ ብጣእሚ powerful መልእክቲ ዘለዎ እዬ I hope መራህትና ሰሚኦም ካብ ዘለውዎ አዚም ይነቅሁ እሞ ህዝብና ከይሃለቀ ክበፅሁሉ ጎይታ ይባርኩም good job
ኢፈየ ወዲ ደባጉና ዓደይ❤ ቀፃሊ ፍሬታየ ወድኩም ሒዝኩሞ መፁ ኣፋልጡና ወዱኩም🎉🎉🎉
ሳብሰክራይብ ግበራለይ
ጎበዝ ኤፍሬም በህይወትህ ከባድ ፈተና አጋጥሞሃል የሚለውን ጥያቄ አንተ ብቻ የትግራይን ችግር ያንተን አርገህ ተናገርክ ፌሬያት ሳትቀር ሸፋፍነው ወይም ሌላ ችግር ነበር የሚያወሩት አድናቂህ ነኝ አማርኛ ለምን ለሚሏቾሁ ቋንቋ መግባቢያ ነው በሏቸው ወረኞች ይሄኔ እነሱ አንደኞች ናቸው ሲጠቀሙበት
ትግራይ ላይ የደረሰው ጀኖሳድ ለየንዳንድ ትግራዋይ personal ነው !! እና የግሉ አርጎ ሲናገር ትክክል ነው!!እየንዳድ ትግራይ traumatize ሆንዋል that’s the fact
ኣነስ ክፈትወኩም በቃ ትክክለኛ መፃምድቲ ኢኩም ፍቅርኩም ይሰስን ሰላምን ራህዋን ተመንየልኩም ❤❤❤
ፍርያት ንሕናውን ብ❤ ንፈትወኩም ኢና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓሳዊ ዓ* ጋ* መ
ሳብሰክራይብ❤
ክቡራት ኣሕዋት ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ብዙሕ ነገር ንፅበ ኢና ክትሰርሑ እውን ትኽእሉ ኢኹም ቶሎ ቶሎ ውለዱ ክትበዝሑልና ንደሊ ኢና ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።🙏❤️💛
ኢኔ ስለምወድሽ ናዉ ትጊርኛአሊችልም
በአመርኛ አሰርም ኢጠቢቅሸለዉ
የሀበሻ ቆጆ ሴት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋው ክልተ ተጻመድቲ ፍቑራትን ጥዒና ዕድመ ይሃብኩም ❤❤❤❤❤
ፍረየይ ክብርቲ ኩሉ ነገርኪ ብልፅቲ ኢኪ ኢፊ ሓውናለ ብሉፅ ሰብ ቀፅልዎ አብ ኩሉ ስራሕኩም እመብርሃን ትሓግዝኩም ፍቁራተይ ❤❤❤
ሳብሰክራይብ❤
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል አገላልፃ እዩ ሽኮራት ደቂ ዓደይ እንኳዕ ናትና ኮንኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ሓዳራኹም ይባረኽ ❤❤❤💐💐💐💐💐
Afiye jegina wedi etom jeganu❤fetari fekirukum yebzahalikum mukurat❤❤🙏🙏
ውነት ለመናገር ትግሬዎች በጣም ጨዋ ናችው❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ፍቅርኩም የብዝሓዮ ብጣዕም እና ንፈትወኩም❤❤❤
ነዚ ምዕቡል ሕዝቢ ትግራይ
ነዚ ለዋህ ሕዝቢ ትግራይ
ነዚ ተቃላሳይ ሕዝቢ ትግራይ
ነዚ ዓቃል ሕዝቢ ትግራይ
አዚአቶም ክመርሕዎ ብጣዕሚ አየ ዝሓዝን 😂😂😂😂😂
ደምርኒ ማዓረይ🙏❤
ዕድመን ጥዕናን ነዓኹም ፍረ መስ ሓውና እፍሬም ኣማረ።
ኣርት ስት እፍሬም ኣብ መሬት ዘሎ ን ሕቶ 99. ሳምቲንግ ህዝብና ኢኻ ብኣርት ገሊፅካልና ነመስግን ድምፂ ህዝብኻ ኢኻ ም በርትዕ ኣየዃ።