Live ነሹ መጸ መጸ/ ጌታቸው ብኤርትራ/ ምድላው ኩናት ንወደብ/ ባእሲ ደገፍቲ ኣብ እርጋና ዝጸየቐላ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 14 ноя 2024

Комментарии • 205

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ Месяц назад +19

    ኣሰይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጥዕምቲ መዝሙር ክሰምዓ ጸኒሐ ሐዚ ከኣ በዚ ጸኒሓትኒ የቀንየልና ነሹ ኣብ መደብካ ከምዚታት መንፈሳዊ ነገር ሸው ኣብለልና😊

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z Месяц назад +2

    ኣሜን ኣሜን ዘመረ መላእክት የስመአልና❤

    • @DanialGebrezghi-bz2ez
      @DanialGebrezghi-bz2ez Месяц назад

      እቲ ቁዱስ ቃል ሲ ኣብናይዞም ሰባት ዘረባ ዓገብ ❤

  • @TadseSahle
    @TadseSahle Месяц назад

    ጸጐኡ የብዝሓልኩም ኩብር ሓወይ

  • @MeryGB
    @MeryGB Месяц назад

    አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና ኩቡር ባዓል ገዛይ ነሹ❤😊😔

  • @Merimeri-w8z
    @Merimeri-w8z Месяц назад

    shlom shlom neshu 💙💙💙💙💙

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi Месяц назад +3

    ነፊሪቲ ኦቨር ግም ኦቨር ነፋሪት ኦቨር ።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።።።

  • @almazmokenne9705
    @almazmokenne9705 Месяц назад

    Nashua hawena Jigna....keep educating our Eritrea youth who are lost abroad 💙💙🇱🇷

  • @Habeschah1
    @Habeschah1 Месяц назад +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልእክት የስማዓልና እልልልልልልልልልልልል

  • @djjfjrnnr6004
    @djjfjrnnr6004 Месяц назад

    ነሹዋየ💛❤

  • @lightofhope-eo4hs
    @lightofhope-eo4hs Месяц назад

    Welcome neshu, keep up the good work. I don't hear or speak amharic, good that you translated form amharic to tigirinya language. Good work👍👍👍 bro.

  • @NatanSolomun
    @NatanSolomun Месяц назад

    Neshu asli

  • @salihelnourmahmoudhoume
    @salihelnourmahmoudhoume Месяц назад

    ነሽነሽ መደብ ጽቡቅ ኢዩ ዘሎ ቀጽሎ ፖሎቲካ ኩሉ ግዜ ንጹር ንህዝቢ ዘርቢሕ ዕላማ ዘይውኒን ተገላባጢ ኣምር ኢዩ ንዓመታት ዝለፍለፍናሉ ፍረ ዘይተረክቦ

  • @LchiyaHadgu
    @LchiyaHadgu Месяц назад

    Miki hakna wededey kkkkkk❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ShamSham-jh9ln
    @ShamSham-jh9ln Месяц назад +1

    ነሹ ነሹ ❤

  • @ZemenMebrhtu
    @ZemenMebrhtu Месяц назад

    ነሹ ሓወይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @EseromLeul
    @EseromLeul Месяц назад

    neshnas tkaklana

  • @Elyes-l9m
    @Elyes-l9m Месяц назад

    ኸመይ ሓዲርካ ነሹ ሓወይ 🎉

  • @samribelay4742
    @samribelay4742 Месяц назад +1

    ጋዘጠኛ ነሹ ❤❤

  • @yes6292
    @yes6292 Месяц назад

    ነሹ የኔ ማር ስውክ ውዴ❤🎉❤🎉💜💜💜💜

  • @yosantrfe-yt6pk
    @yosantrfe-yt6pk Месяц назад +1

    ❤️❤️❤️💙💙

  • @tsigeredakifle7396
    @tsigeredakifle7396 Месяц назад

    Wufuy you are very smart

  • @titEye-i2g
    @titEye-i2g Месяц назад +3

    ጨብ ጨብ ጨብ መንጨብጨቢ ዝኾነ ህዝቢ

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 Месяц назад

    Welcome Neshnesh

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 Месяц назад

    Afnchaka muigurtka zkitwo nechnech hwey 💙💚💙💚💙💚💙💚👌🎉

  • @almazmokenne9705
    @almazmokenne9705 Месяц назад

    Kkkkkkkk Ajoka Ajoka Nashua hawena...God bless you brother. Your are hillarious😂😂😂💙🇱🇷

  • @michelmeles-hx3so
    @michelmeles-hx3so Месяц назад

    ነሸነሸ ወደይ ካብቲ ዘገርም ሀዝቢ እናጠፍኤ አብ ነንሕዲኡ ዝናኸስ ህዝቢ አብሰደት ደቅና እሞ ንርኤ አቡኡ ንረኦ ጥፍአትና ❤

  • @EdenBerhe-hc1rp
    @EdenBerhe-hc1rp Месяц назад

    ነሹ ሽኮር Like ክውሕደካ❤

  • @Feleg-q2t
    @Feleg-q2t Месяц назад

    አጆኻ ነሹዋይ ሳላ ብንኡስካ ዝተመርዓኻ ከተርክበሉ ኢኻ አብ ልክዕ ግዝየኻ.

  • @miag1791
    @miag1791 Месяц назад

    ኣየናይ ዓለም ኢዩ ዝሓትት ዘይንፈልጦ ዓለም ኣሎ ዲዩ

  • @Kalnugus
    @Kalnugus Месяц назад

    Mister neshu aeyney❤👀👀

  • @Kirosmaberhat
    @Kirosmaberhat Месяц назад

    ❤❤❤💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉

  • @ZemenMebrhtu
    @ZemenMebrhtu Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @LiyanLiyan-js5dh
    @LiyanLiyan-js5dh Месяц назад

  • @NatnaelJemil
    @NatnaelJemil Месяц назад

    Neshu🎉

  • @aynalemtewelde6172
    @aynalemtewelde6172 Месяц назад

    Thanks , Neshnesh behelfe senbet bemezemur mejemar sebuke eyio❣
    you are better suited to comedians than politics, and act as you do🤣😂😂

  • @Ishownosniper
    @Ishownosniper Месяц назад

    ❤❤❤❤

  • @zewdishiko
    @zewdishiko Месяц назад +1

    Eseyas nee Aebi kemu bel eilwo

  • @mebrihittedros6199
    @mebrihittedros6199 Месяц назад

    እና ምን ይጠበስ ምርኮኖች ፋኖ እየመጣ ነዉ

  • @xbahnegho-w8p
    @xbahnegho-w8p Месяц назад

    xelim elka alku kohama

  • @mebrihittedros6199
    @mebrihittedros6199 Месяц назад

    ከዛስ

  • @Hot40i-rv4uq
    @Hot40i-rv4uq Месяц назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @BerihKibrom
    @BerihKibrom Месяц назад +4

    ኣብ ሰራየን ኣከለን ዘለዉ በራዩ ናይ ደቂ ሓማስየን እዮም

  • @wadebhagos4997
    @wadebhagos4997 Месяц назад

    Neshnesh gn hasawi lekbat ika

  • @yodithagos1282
    @yodithagos1282 Месяц назад +8

    እቶም ትማሊ መንደላይ :ዝብሉ ከምኡ ከኣ ተደመርልናን ትብሉ ዝነበርኩም ሕጂ ኤርትራ ከተድሕንዋ ንጽበ

  • @taflat9364
    @taflat9364 Месяц назад

    anta Zehabesha elom elkas kem zena gerga TemTseo.

  • @moratekle5484
    @moratekle5484 Месяц назад

    13:54 😮

  • @adbt3565
    @adbt3565 Месяц назад

    ኤእ እዚይ ደኣ ?

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 Месяц назад

    Agelglor ybahal

  • @zebibaMohammednur
    @zebibaMohammednur Месяц назад +1

    ብባዕሉ ዝቅልድ ሰብ ስማርት እዩ፡፡

  • @YohannesOkubu-p1b
    @YohannesOkubu-p1b Месяц назад +1

    Neshu katibo

  • @YitbarekTesfayeHailemariam
    @YitbarekTesfayeHailemariam Месяц назад

    ጌታቸው ናይ ዘረባ ጥራይ ስራህ የለን እዙይ እንጉለ ዝኮነ ሰብአይ ተዘተቅርቦ የህይሽ

  • @saronkidane9614
    @saronkidane9614 Месяц назад

    Neshu ayney ay tedqesen dika belske senay leyti yegbero ab hospital ye zeleku xelyuley eske❤❤❤❤

  • @afeworkiyemane4755
    @afeworkiyemane4755 Месяц назад +1

    ስማዕ እዚ ብዙሕ ግዜ ጸሊም ትብል ጸሊም ክብሪ ዘለዎ እዩ እሞ እቲ ትብሎ ብዛዕባ ጸለምቲ እንተ ሓ ሰብካሉስ ዝሓ ሸ ይመስለኒ

  • @mebrihittedros6199
    @mebrihittedros6199 Месяц назад

    ኣብየት ናይ ቆልዑትፖሎቲካ

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 Месяц назад +1

    Mallrit kikk

  • @zetamful
    @zetamful Месяц назад +1

    The Enamy of Eritreans Seletene Josief Wufuy Tegaru nemukon iyom zekalsu enda tekefelu

  • @asmeretzemariam3292
    @asmeretzemariam3292 Месяц назад

    Nesh nesh my nehpew was with you in sawa raund 25

  • @Dgdewgsg
    @Dgdewgsg Месяц назад +1

    ጋዜጠኛ ነሽ ነሽ 😊❤
    በሩሁ ሓውና 🤲😅😅😅😅

  • @adonay7097
    @adonay7097 Месяц назад

    አየይ

  • @hiritytesfagaber3209
    @hiritytesfagaber3209 Месяц назад +1

    Tankitati tematken gin aytblun ekumi

  • @SamrawitHabtai
    @SamrawitHabtai Месяц назад

    Ertrawi zykonka ni somalka da

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z Месяц назад +2

    ነሹ ሓዳሽ የ ንገዛኻ

  • @adbt3565
    @adbt3565 Месяц назад

    ካብ ደገፍቲ ጃከት ሕዙ መጽዩ ነይሩ
    ካብ ተቃወምቲ ኣንብሳ ሕዙ ከይዱ
    ቃልሲ ጽወታ ቦሊቦል ኮይና

  • @MebrahtomBidayMebrahtomBiday
    @MebrahtomBidayMebrahtomBiday Месяц назад

    ❤❤❤❤😅

  • @hadisheyob1272
    @hadisheyob1272 Месяц назад

    ተሰከሚቲ ኩሪሲ ማለት ኣግላይ ማለት እዩ

  • @Mebrye-i8e
    @Mebrye-i8e Месяц назад

    Neshu tiktok kemey gerka ywexe ngerena eba🥹

  • @mhreteababay1410
    @mhreteababay1410 Месяц назад +2

    ምስ ኩሉ ጽቡቅ ስነምግባርካ እዛ ቆቢዕ ግን ወይ ግደፋ ወይ ካኣ ጽቡቅ ጌርካ ምለሳ ፡ጸላኢና ቄናን ይኩን

  • @salam-cq3td
    @salam-cq3td Месяц назад +1

    አይ ነሽነሽ ሽሙካ ዶ ንግርናን😂
    ገይታ ፀባይ❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  Месяц назад

      😂❤️

    • @kiros679
      @kiros679 Месяц назад

      ብልብኺ ዲኺ ስሙ ዘይ ትፈልጢዮ 😂😂😂

    • @Bethial
      @Bethial Месяц назад

      @@kiros679ነሽነሽ እንድዩ ስሙ ካልእ ስም ኣለዎ ድዩ🥰?

    • @salam-cq3td
      @salam-cq3td Месяц назад

      @@kiros679 ማርያምን ትክክልኛ ሽሙ

  • @adbt3565
    @adbt3565 Месяц назад

    ሕጂ ከይትከድዕ ወይ
    ጃከት፡መግቢ ዝበለዕካዮ
    መለሶ እቲ ጽቡቅ ዝገበርልካ
    ንሻዕብያ ከይ ትጠልም ኢሎም እዮም
    ገሮምልካ

  • @LuaulaTemelso
    @LuaulaTemelso Месяц назад

    ነሹ😘😂🤣🤣🤣🤣

  • @mulugeta481
    @mulugeta481 Месяц назад

    nesh ata ሙሽ ሙሽ ዐጢነ አጥንሰ ከማይ kuki

  • @shishaihagos4757
    @shishaihagos4757 Месяц назад

    Derhos beMuehte texawet. Zebhal si kemzi nay eritrawi eyu. Ata Entay Aynet mensey eyu zelo wedey. Anta kurbe zeytmahru bejakum 😢

  • @selam801
    @selam801 Месяц назад

    ነሹ ውሸማይ ነዞም አብ ኮሚ ዝጻረፊ block ግበሮም ኸይትፈትሖም። ዳሕና ሕደር😊❤

  • @Rockofliberty-lv1jw
    @Rockofliberty-lv1jw Месяц назад

    #ነሹ ነዛ ናይ #ዓብለል ርኢቶ ሃቡላ ኢልካ እሞ ገለ ክንብል!
    ብሓደ ሓሳብ ክፋል #መጽሓፍ_ቅዱስ ገለ ክብል(ሉቃ15:7):: ሓደ ሰብ ካብ መንግስቲ #ሰይጣን ናብ መንግስቲ #ኣምላኽ እንተ መጺኡ: ምስ ኩሎም ሰራዊት #ሰማይ ኣብ #ገነት ዓቢ #ሓጎስ ይግበር:መዝሙር #ምስጋና ውን #ይዝመር ::
    ኣብዚ ናይ #ፖለቲካ #ዓድና ንምጻእ: ህግደፍ #ንተቓወምቲ ይትረፍ #ብሂወትና'ሲ #ብሬሳና #ንዓዲ ክንኣቱ #ኣየፍቅድን እዩ: ሓደ #ተቓዋሚ ናብኦም ምስ #ዝኸይድ ግን ናብ #ሃግራዊ እምነቱ ተመሊሱ ኢሎም ብዓቢ #ሓጎስ ይቕበልዎ:: ሎሚ እሞ ከኣ ከኣ #ረብሐኦም መዝሚዞም ዝኾነ ተቃዋሚ #ንሃገሩ ኣትዩ ክወጽእ ይመኽሩ ኣለው ኣለው:ጌጋ ድዩ?ኣይኮነን!! #ረብሓን_ሜላን እዩ::
    እዋ ንሕና እኮ #ህግደፋውያን ናባና #ክምለሱ ኢና #ንቃለስ ዘሎና: እቲ ምንታይ ዕላማና #ንፍትሒ ስለ ዝኾነ ቅኑዕ እዩ ናብ #ቅኑዕ መገዲ ይመለሱ ንብል: ስለዚ ንሕና ክንገብሮ ዘለና ከመይ ኣብ መንጎኦም #ነቓዕ ተረኺባ ኢልካ መዝምዝካ:ኣብ #ረብሓኻ ከተውዕላ እዩ ዝግባካ:እምበር #መምስተመለሱና ኮነ ምስ ህግደፍ #ክጋጨው ከለው ከምዚ ትብሉ #ኔርኩም ኢልካ #ገጽ_ትኸልኦም እንተ ኮንካ: ኣንጻር #ረብሓኻ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ ማለት :ይትረፍ ምስ ህግደፍ #ዝጋጮ ዘሎ ሰብ'ሲ #ህግደፍ ኮይኑ እኴ #ከማዓልካ ናይ #ኣምላኽ #ዘጽግበካ ሰብ: #ብጻይካ እዩ:
    #ሰላዪ ከይከውን: ብዕላማ ከይቀርበካ ናትካ #ጥንቃቐ ክትገብር አለካ: #ምስጥርካ ዘይምኽፋል :ተወሳኺ ካልእ #ዕቃበታት ትገብር: ግን #ከትከስቦ ክትስሕቦ እዩ ዘለካ እምበር ኣበይ ኔርካ ኢልካ #ከተህድሞ እዋ እንድዒ እዞም ከምኡ ዝገብሩ ሰባት ከነጽዖም እዩ ዘላና:
    እቲ #ሕመቕና ግን ይትረፍ ንዝመና #ህግደፍ ክቕበል ንብጻይና #ክሓቁፍ #ይጽግመና ኣሎ እዚ ከኣ ስንፍና እዩ: ቁስልና ኣይንሕባእ : ሓባኢ ቁስሉ ሓባኢ ፈውሱ እዩ::
    #ሻዕብያ ንሰባት ገፊፉ የዕጥቕ: ፖለቲካ #ኣዕጥቑ ብረት ኣዕጥቑ ንጸላእቱ ይዋጋእ : ንሕና ግን ባዕሎም ንዝመጹና #ምሕቃፍ ስኢና:: ብዝኾነ ይኹን መኽንያት ምስ ህግደፍ #ዝጋጮ ኮነ #ዝፋታሕ ንዓና #ረብሓና እዩ::

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 Месяц назад

    😁😁😁😁😁😁😁😁👍💚💙💙💙💚

  • @salahergualaseb4021
    @salahergualaseb4021 Месяц назад +1

    Neshu degafi getachew eka mesleni......kkk

  • @JohannesBeyene-l6t
    @JohannesBeyene-l6t Месяц назад

    Gidefo emo

  • @munasaid519
    @munasaid519 Месяц назад +1

    😂🥰🥰🥰

  • @KemFkadka
    @KemFkadka Месяц назад

    Neshu ezi kulu zena ktemxie hanti terifa nsa dma nay wedi eyob haftna abay guala abey keyda pl zeymlketwni kolos yishakel wesidomla diyom weys etay?

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  Месяц назад

      ዓባይ ጓላ ኣይኮነትን እኮ፡ ጓል ሓፍታ እያ ክክ ኩሉ ሰብ ግን ጓላ እዩ ዝመስሎ ኔሩ ።

    • @KemFkadka
      @KemFkadka Месяц назад

      @@neshnesh_show hji Kesine Thank neshu hawey 😘

  • @adonay7097
    @adonay7097 Месяц назад

    ዓዲ ኻላ ዝተዘረፈ ንብረት አይንዕድግን ማለቱ ንዒድናዮ፡፡

  • @eritreantiktok557
    @eritreantiktok557 Месяц назад

    1:10:20 Neshu emo 2012 ab sawa ente nerka hji kndey gerka aleka malet eyu😂😂

  • @tsigeredahager6256
    @tsigeredahager6256 Месяц назад

    ነሹ ከምኡ ዝበሃል የለን ቀትሪ ቀትሪ አዋልድ አናቐያየረ ክስዕም ርኽሰት ክገብር ይዉዕል ሕጂ ከአ መዝሙር (ናን ሰንስ) ወይ ተነሲሑ መዘምራን ይኹን ወይ ከአ ኦርቶዶአክስ አይተራኽስዎ😮 ርአዮ አንታይ ክፍኑ ይዉዕል (አብ ቲክቶክ) ነተን ደቀንስትዮ የሕዋትና አንዶግዳ ዕድለን ይሰብረን አሎ ዋእ ህዉከት ደአ ብሃል😮😮😮

    • @ጓልዓጋመእየ
      @ጓልዓጋመእየ Месяц назад

      @@tsigeredahager6256 ፍጹም ተጋጊካ ሓወኒ ብሓደ ጊዜ ዝቅየር ነገር የለን ብፍላይ መንፈሳዊ ንክትቅየር ግዜ ይወስደልካ እዩ እንተኪኢልና ነበረታዓዮ እንተዘይኪኢልና ስቅ ንበል ተዘይኮይኑ ሰብ ብዘለዎ ብኡ ይጥፋእ ኣይበሃልን አምላክና ከኣ ኮ ሩሕሩሕ እዩ ናብዚ ዓለም ዝመጸ ውን ንሓጥያተኛታት በር ንጻድቃን ክደሊ ኣይኮነን ከምቲ ቃሉ ዝብሎ

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 Месяц назад

    ኣዬ ኸ ጻውዒት ነቶም ጽኑዕ መርገጺ ዘይብሎ ኔው ነጀው ዝብሉ ዘለዉ ጥራይ ኢዩ ዝምልከት ።
    እንታይ ለውጢ መጺኡ?

  • @AsterKebede-t7w
    @AsterKebede-t7w Месяц назад

    😷😷😷

  • @Ostirch
    @Ostirch Месяц назад

    ❤❤❤😂😂😂

  • @genetbrhane7433
    @genetbrhane7433 Месяц назад

    Neshuye nay tomas eta tsegru ewn tezquretsa embey😂😂😂

  • @feruzsolomon3814
    @feruzsolomon3814 Месяц назад

    ኣምላክ ነቲ ሓላል ህዝብና ክብል ኣይህቦን እዩ እምበር መራሕቲ ኢትዮጵያ ዳኣ ኣብልዕሊ ኤርትራ እንታይ ዘይብሉ ኣምላክ ግን ነቲ ብፍርሃት ኣምላክ ኣሚኑ ዝጋዓዝ ዝኮነ ክፉእ ኣብዘጋጥም ኣብክንዲ ምህዳምን ምፍካርን ናብ ቤት መቅደስ ክምህለል ዝጎይ ህዝብና ሪኡ የሕሊፉ ኣይህብን ሓጺን ሓይሊ ኮይኑ ኣይፈልጥን ሓይሊ እግዛቢሄር እዩ ሓይሊ ታሪክ ተመልከቱ ጥራይ ኢና ንብሎም ቀዳሞት መራሕትታትኩም ኣብማእከል ኣደባባይ ጠራሙዝ ቀይሕ ሕብሪ ዝመለአ ኣፍሲሶም ደሞም ከምዚ ከነፍስም ኢና ካብ ሶቬት ዘይታኣደነ ኣጽዋር ተቀቢሎም ክንድምስም ኢና ክብሉ ከለው እተን ፍቅርን ሰላምን ዝሕላገተን ኣዴታት ኤርትራ ግን ኣኣብ ገዛና ኮይና ምህለላ ክንገብር ንሰማማዕ ኔርና ይብላክ ስለዝኮነ ካኣ ንጽቡቅ እምበር ንኩፉእ ዘይተማህለላ ኣዴታትና እቲ ሰማዕ ኣምላክ ሰሚዕወን ደቀን ክድምሰሱ ዘይኮነ ፈከርቲ ካሓፍሩ ሪኢና
    ኣብዝነበረ ኪናት 1998 ካኣ ብወገን መራሕቲ ወየነ ቁርሲ ዓሰብ ድራር ኣስመራ ኢሎም ክፍክሩ ከለው ህዝብና ወያነ ባሮንቱ ኣትዩ ክባሃል ከሎ ናብ ቤተክርስትያን ዝጎየየን ኣምላኩ ዝለመነን ህዝቢ እዩ ዘለና እዚ ባዓይንና ዝራኣናዩ ተመክሮ እዩ። ኣብዚ ናይ ሕጂ ዝነበረ ካኣ ደብረጽዮን ኣጽዋራት ኣብርእሶም ከነዝንበሎም ኢና ሚሳይል ኣለና ኢሎም ክፍክሩን ኣብማእከል ኣስመራ ክድርብይዎ ከለው ህዝብና ግን ኮሮና ከይፈረሐ በብገዛውቱ ታኣኪቡ ክምህለል ይውዕልን ይሓድርን ኔሩ ከምውጺቱ ካኣ ባሓይሊ ኣምላክ ዝተደርበየ ሚሳይላት ሓደሰብ ከይተንከፈ መኪኑ ተሪፉ ሕጂ ካኣ ኣቢ ሓጺን ኣሚኑ ተፈከረ እግዛቢሄር ኣሚኑ ዝጽበ ብሩክ ህዝቢ እዩ ዘለና እቲ ዛኣመኖ ኣምላክ ካኣ የሕሊፉ ኣይህቦን እዩ ከምቶም ዛሓለፉ ሓጺን ኣሚኖም ዝፈከሩሉ ሓጺን ክድሕኖምስ ይትረፍ መጥፊኦኦም ኮይኑ በሊዕዎም ዘሎ ከሙኡ ከይከውን ኣምላክ ኣሚኑ ፈከራ ተዝገድፍ ማሓሾ ቃዛ ወላ ካልእ ኣይበል ባኣምላክ እምበር በጽዋር ዘይውከል ህዝቢ እዩ ዘለና ሓጺኑ ኑዑኡ ከይበልዖ ኣምላክ ኣሚኑ ኣፉ ተዝቁጡብ ምሓሾ
    👉👉👉👉እግዛቢሄር ኣምላክ ንህዝብና ይሓሉ ፈከራን ታህዲድን ጸላእቱ ካኣ ከምፈከራ ጎልያድ ንዳዊት ይግበረሉ ነዚ ብሩክ ህዝቢ።

  • @እንኳዕደሓንመፃኩም
    @እንኳዕደሓንመፃኩም Месяц назад

    ኣፍንጫካ ደኣ ገለ ደኣኮነይ ጀፊዑካ ነሹ ዓይነይ😂 ንዓና ከዓ ዝፈልጠካ ሰብ ነጊሩኒ ሓመድ ኢካ ትገብረና ነይራ ኣንታ ወያል😅

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 Месяц назад

    Mallelit moyya kikkķ
    .

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey Месяц назад

    ኢቶ ፎርም ሃሰስ በላ ነሹ ሎሚ መራሕቲ ህግደፍ ሲኦል ከስፍሮም እየ ይብል ኣሎ ኩቡር ጠቅላሊ ምኒስተር 😂😂😂😂

  • @samirahamid9739
    @samirahamid9739 Месяц назад +1

    ዓዲ በጺሕና ክንምለስ ከለና ጸለሎ መሲልና እንዲና ንመጽእ እዚ ዘለኻዮ ነይ ጣዕሚ እዩ ዓዲ ምስ ከድካ አብቲ ናይ ቀደምካ ሕብሪ ክትምለስ ኢኻ ነሹ ኩሕላይ

  • @azebtewolde9624
    @azebtewolde9624 Месяц назад

    Neshu kemey dehendo Temestka Themen aleka.
    Bzuh Aytgedeselom kulom HESEWTI Eyom😅

  • @adonay7097
    @adonay7097 Месяц назад +1

    ልቀቅ

  • @simretkesete9505
    @simretkesete9505 Месяц назад

    Way neshu 😂😂😂😂😂😂

  • @kasechteklay4118
    @kasechteklay4118 Месяц назад +1

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @Ishownosniper
    @Ishownosniper Месяц назад

    ነሽ ወዲ ክንደይ አመት ነይርካ አብ 2012

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  Месяц назад

      😂😂ኣይነግርን ዕድመይ ክትፈልጦ ደሊካ ምሽ

  • @adonay7097
    @adonay7097 Месяц назад

    ሓማዮ ግልፅ እማ በሊ ዓምባሴራ ጋማ ዓሲራ፡፡
    ፈረስ አከለጉዛይ ቢራ እዩ ዝሰቲ፡

  • @TsigehaYohannes
    @TsigehaYohannes Месяц назад

    ነሹ ወደይ እዚ ፖለቲካዊ ኣዘራርባ እዩ ብውሽጢ ምስ ኣቢይ ግን ካልእ እዩ

  • @Elyes-l9m
    @Elyes-l9m Месяц назад

    እሞ ትነግሮም ኣለኻ ኸይ ፈልጡካ kkkkk

  • @yosantrfe-yt6pk
    @yosantrfe-yt6pk Месяц назад

    🤣🤣🤣🤣❣️