ATV: ካብ ሓለዋ ሰውራ ክሳብ ኣስመራ: ኣዘንቲኻ ዘይውዳእ ግፍዓዊ ውዲታት ቤትማእሰርቲ ህግደፍዝርርብ ምስ መርማሪ ነበር ተጋዳላይ ስዒድ ሳልሕ - 2ይ ክፋል

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 27 янв 2025

Комментарии • 41

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal 3 месяца назад +8

    ኤማ ብዘይምሕላል እትገብሩ ቃልሲ ከብሪ ይግባአካ አይትታዓንቀፍ ተባረከ። 🙏🏾🙏🏾💕

  • @alganeshasfaha3525
    @alganeshasfaha3525 20 дней назад

    Happy Christmas and happy New Year Amaniel and thank you so much for the interview and the same for your guest 🎉❤

  • @haileemereb297
    @haileemereb297 2 месяца назад

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓው ❤❤❤ኣስላማይ ክርስታናይ ኣኮሎጉዛይ ሓማስየን እንዳበለ ሱሳ ዓመትና ኣብ ከርተትን ስደትን ድንቑርናን የንብረና ኣሎ

  • @NasserAhmed-x7w
    @NasserAhmed-x7w 3 месяца назад

    Very interesting you are amazing God bless you.

  • @TeklayAbadi-ri7ne
    @TeklayAbadi-ri7ne 3 месяца назад +3

    Selam selam Amanial hawna

  • @haileemereb297
    @haileemereb297 2 месяца назад

    ኣማኒኤል ብተስፋይ ስዒድ ድም ብመሓመድ ይቕተል ኩሉ ሰብ እንተዝነቕሕ ክንደይ ምጣዓም ❤❤❤❤

  • @True-heros
    @True-heros 3 месяца назад +2

    ኤማ ሓዉና ከምዚ ዓይነት ጅጋኑ በጃካ ደሊካ ኣምጸኣልና። እዚ ሓዉና ነቶም ብሃይማኖት ብብሄር ባኣዉራጃ ክዛረቡ ዝዉዕሉ ደለይቲ ፍትሒ ዓቢ መምህር እዩ።

  • @True-heros
    @True-heros 3 месяца назад +2

    ከምዚ ዓይነት ጀጋኑ 1000 እንተዝህልዉ ኣብ ኤረትራ ኣብዚ ከምዚብደረጃ ኣይምወደቅናን።

  • @abdelamuhammad5054
    @abdelamuhammad5054 3 месяца назад +4

    Please, Ama, give him another chance . He has a very interesting experience and history . You now like me, and you, even though we were so called Tegadelti, we know nothing about any cecret of Isyas and his inner circle group .

  • @quatt.w3141
    @quatt.w3141 28 дней назад

    😢😢😢😢

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 2 месяца назад +1

    ሒጂ መሊሲካለይ አያ 1995ተዘሚተ130.000.00ብር ኒፊጹም ተዜሚተ ኢለዮ ፍጹም ወዲ መምሒር ቢፉሊይ ቤት ፊሪዲ ዋላ ኢቲ ዚተጋገየ ዳኛ አይዒሪዮን ኢዩ ኢሊኒ ሓሪኢ ሺንቲ ዓዲ ዓረብ ሸፋጣ ይሰሪሒ ነይረ ተዘሚተ።ወዲ መሚህር ቢዛዒባ ሲንኩላን ህዚቢና ይዛረቢ ኢዩ ማይሓባር።

  • @sophiaasanai9969
    @sophiaasanai9969 3 месяца назад +2

    😢😢

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 3 месяца назад +2

    አነ ኢትዮጲያዊ ኢሉ አፈሊጢኅ ተድሚሪና ትኾሊፊና አተዛረቡን አሊካያና ተሪጃዒ መካና ።ኢንታይ ገደሱኒ ሒጂዶ ይሒሸኒ።።። ።።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 2 месяца назад +1

    አማኒኤል ኒዓይ 1982ሓሱ ተቢህለ ወዲ ሓዎቦኻ ንሱዳን ኒገረና ኡቢ መቀሪካ አሎ ፈሊጦም ከለዉ እአነ ኺዛረቦም ኢቲ ዚአዘዘኒ ፍሺኺ መሊሳግን ዒጩያቃሊሲ አቁሪጼ ኪሊተ መጸዊዒታ ዒጪ 1984ጪዊያ ተሳሒተ ሕደቀቲሎም ኪልተ ወሲዳም አቡኡ ነቲሱዳን ዚኸይዲ ኒቲ መጸዊዓታ ዚሃበኒ ምሲደቂና ከይኸዊን አፈለጢኩን መሊሰይ ።2006አምላኺ አዊጺኢካ ተቢሂለ ይፈልጢ መሊሰይ ።ኢታ መስደቂና መጸዊዒታ ኪዶምያ ሓፋሺ ዉዲቢ ሚኻኒኩ ኒገባር ሓቢሮም አቢ ሞኒጎ ጸላኢ ኾለኹ ።ካሊአይ 2011ጪዊያ አቢሱዳን ።2023ወናኒቲ ቲካል hivደዊላ።❤❤❤3ተዓዊተ 43ዓመት አምሊጠ።።።።

  • @embatekera9244
    @embatekera9244 3 месяца назад

    Eza Karshli ezia kndey ahwatna thlk zela eya

  • @fremhret5643
    @fremhret5643 3 месяца назад +2

    ሰላም ክቡር ሓው ከምእውን ኤማ ንክልቲኤን፡መደባት ተከታቲለየን ኩሉ ጽቡቅ ኔሩ ኣብ መወዳእታ ግን ፋሕ ኣቢልካዮ ንኢሰያስ ባራዩ ኮይኖም ትንፋስ ዝህብዎ ዘለዉ ኤርትራውያን እምበር ደምሒት ዝብሃል ተከላኪልሉ ኣይፈልጥን እዪ።ዜርካ ዜርካ ጉዳይ ናብ ትግራይ ምጽጋዕ ትክክል ኣይኮነን።ንዝሃብካና ሰፊሕ መብርሂ ግን የመስግን።ኤርትራዊ ጸላኢ ነብሱ ኮይኑ ከምዘሎ ድማ ክስቆሮ ኣለዎ።

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 3 месяца назад +4

    እዚ ዓዋን ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንገዛእ ርእሱ እንታይ ኢዩ ዕላምኡ ዘይፍለጥ ዕላምኡ ከየተግበረ ዕንይንይ ክብል ንህዝቢ ኤሪትራ ኣጽኒቱ ንሃገር ኤሪትራ የፍርሳ ኣሎ ::
    እዚ ሰብ እዚ ካብ ዝብሎን ዝገብሮን ክንዕዘቦ ከለና ዝገብሮ ዘይፈልጥ ብሕማም ኣእምሮ ዝሳቐ ዘሎ ሰብ ከይኮነ ኣይተርፍን ኢዩ ::
    ሓደ ሰብ ኣነ ጥዑይ ኢየ ዝብል ከምዚ ዓይነት ናይ ጽሉላት ተግባራት ኣይገብርን ኢዩ ::

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 3 месяца назад +1

    1982ኒዓይ ይቢለካ አኹ ምሲ ሓወቦይ ግ
    ከቢኢብጅሲኒ ሃፍታም ዩ ውድ ንሱዳን ኪኸይድ እብ ምቀሪካ እሎ ኒገለና ኢናፈለጹ።❤❤❤

    • @rasmusern9974
      @rasmusern9974 3 месяца назад

      Tigrgna ba xhafo sorry hati qal xbuq ayxhafkan sorry

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 3 месяца назад +2

    Way hagerey way hzbey bkentu yxent alo :

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 3 месяца назад +1

    ሓቁ'ዩ እዚ ጋሻ: እቲ ኣብ ኤርትራ ተሰሪቱ: ዝገዝእ ዘሎ ሰብኣይ: ብስርሑን ፍሬኡን: ብውክልና/agent ጥፍኣት ኮይኑ: የጽንተናን የብርሰናን ምህላው: ሕጂ ምንም ዘጠራጥር ነገር ዘለዎ ኣይመስለንን።
    ምስ'ቶም ሰብ-ግዜ ዝኾኑ መንእሰያት ብሙኻን ብምቅላስ'ዩ ዓወት ዝቀላጠፍ ዝበሎ ሓሳብ'ውን ዝድገፍ እዩ።
    Thank you.

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 3 месяца назад +1

    አዚ ቃልሲ ናይ 30 ዓመት ንስልጣን ወዲ መድህን እዩ እዚ ኹሉ መስዋእቲ ተኸፊሉ ኩሉ ተጋዳላይ እውን ምንታይ ይቃለስ ነይሩ ዝፈልጥ ዝነበረ አይመስለንን ከም ባርያ እዩ ዘገልግል ነይሩ😂😂😂

  • @tuquabotesfamichael1430
    @tuquabotesfamichael1430 3 месяца назад +4

    ኣዝዩ ብዙሕ ኣድላይ ነጥብታትን ምኽርን ካብ ተሞክሮኡ ምግላጹ ብጣዕሚ ዝምስገን'ዩ። ቕድሚ ክንደይ ዓመት ዝተዛረቦ እቲ ክውንነት ሕጂ'ውን እዋናዊ'ዩ እሞ ዳግማይ እንተተምጽኦ ጽቡቕ ይብል። ከምቲ ዝበሎ ዘይተነግረ'ምበር ዘይተገብረስ የለን።

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 3 месяца назад

    እዚ አረሜን እንዳ ሜስ ዝዓበየ ነዞም ኩሎም ጀጋኑ ከምዚ ገይሩ ክጻወተሎም ብጣዕሚዩ ዘሕብን

  • @weldatasmelash2543
    @weldatasmelash2543 3 месяца назад

    Eza goahaf natsnet eya bediltna

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 3 месяца назад +1

    1982ወዲ 22ዓመቲ ነይረ ኒሱዳን ወዲ ሓወቦኻ ኒሱድን ኪኸይዲዩ ምጺኻ ነይሩአቢ መቀሪኻ አሎ ንገረና ።።።።።።።

  • @usersmart.
    @usersmart. 3 месяца назад

    1. እዚ መደብ ድጋም ምዃኑ ምሕባር ነይሩካ ኣይገበርካዮን? ግዜ እውን ምስኡ ምጥቓስ ኣገዳሲ እዩ። እዚ ማለት ሰማዒ ርእይቶኡ ንኸማሓይሽ የኽእሎ። ንኣብነት ደምህት ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ስለዝኾነ።
    2. እዛ ናይ ምኹላፍ ባህሪ ዝነበረትን ዘላን ኮይና ትርከብ። ሓሊኻ ዕድል ምሃብ ኣገዳሲ ስለ ዝኾነ። ዋሕዚ ሓሳባት ድማ አይኮልፍን።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 2 месяца назад +1

    1982ሓሱ ዒጪ ሂዲማ ኒሱዳን 1984።

  • @zerayohannesghebreyesus8466
    @zerayohannesghebreyesus8466 2 месяца назад

    I heard the interview some years ago why you post it as a new one.

  • @weldatasmelash2543
    @weldatasmelash2543 3 месяца назад

    Ane qanza ygebreley nezi kseme keleku

  • @HagosElyas
    @HagosElyas 3 месяца назад

    Asha tegadalay ab esurbet kelo hasabu hji kigelxo zigedede kesakiywo tigebr aleka nay idris mehamed ali

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab 3 месяца назад

    ዓዋን መን ክሕልዋ ሃገር ከ ኹሉ ሰብ ገዝኡ ኮፍ እንተ ኢሉ ኢትዮጵያ ትብሃል ዓዲ ኣብ ጎሮቤት ኮፍ ኣቢልካ ንዑ ዳግማይ ግዝኡና ማለትካ ድዩ??

    • @MusluyAykonkun
      @MusluyAykonkun 3 месяца назад

      ዓጢነ፡
      ብዛዕባ ኣብ ጀጋኑ ዉልቀ ሰባት ዝወረደን ዝወርድ ዘሎን ዘስካሕክሕ ግፍዕታት ግን ብጀካ ንጎይታካ ምምላክ ካልእ ስለዘይትፈልጥ ብኣካ ንቡር'ዩ፥

    • @AkliluKaleab
      @AkliluKaleab 3 месяца назад

      @@MusluyAykonkun
      ኣበይ ቦታ ዩ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ተገሩ ኣብ ኤርትራ??
      ኣብ ትግራይ ግን ሃንግ ዝብሃል ግፍዒ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ተፈጺሙ ይፍጸም ኣሎ:: እቶም መራሕቲ ትግራይ ካብ ኤርትራ ብዝተወደበ መልክዕ መንእሰያት እንዳ ኣሰጋገሩ ኣሽሓት ገንዘብ የኽፍሉ ኣለዉ:: ኣብ ኤርትራ ግን የለን እንተ ሃልዩ ክኣ ንገር
      ዓፋፍ

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 3 месяца назад

    አዚ ቃልሲ ናይ 30 ዓመት ንስልጣን ወዲ መድህን እዩ እዚ ኹሉ መስዋእቲ ተኸፊሉ ኩሉ ተጋዳላይ እውን ምንታይ ይቃለስ ነይሩ ዝፈልጥ ዝነበረ አይመስለንን ከም ባርያ እዩ ዘገልግል ነይሩ😂😂😂