@fthi3585 Poor little boy 👦 I think you are brainwashed by falsification narrative You need to learn more about politics Why asena bring this issue is not what you think. Asena is not thinking about Eritrean or Eritrean people Asena is a propaganda machine own by tplf, eu and USA Using to disruption of Eritrean unity They don't speak about Ethiopia coz money bro
This is what happened, when a country doesn't have a constitutional rule of law and the three pillars (legislative, judicial, and enforcement) of legitimate government. Eritrea is under a Mad dog.
@@kaliebseium1049 Forgot about constitutional rule of law which they never heard of it they could just simply apply their fathers’ thought them from religion Muslin or Christian doing horrible/evil/ killing/ beating/starving/ destroying was a sin.
እግዚኦ ማሓረኒ ኩሩስቶስ ፈጣሬ ኩሉ ዓለም ካብዙይ ናይ ኤርትራውያን ወሪዱዎም ዘሎ መከራ ንደቅናን ንየሕዋናን, ንህዝብናን ንዓድና, ንሸውዓተ ትውልድና ማሓረና 🙏. The problem is half people clapping/ dancing for Isaias half people crying/running/escaping/dying/in prison and more. How on earth this can happen for this long over 30 years.
The worst part is that those who get through this hole shit are the die hard supporters of this evil regime.. imagine that... Eritrea guahf eu tedefiewa
The weakest people i have ever seen, they don't revolt, they just accept injustice as if it's normal part of life. But they are so good at talkng and being arrogant and undermine others.
How could you seaport this kind of government? How could they torture their own people like this. They are far from human beings, and they are very evil people. I feel so sorry for my people 💔😭🙏🏽😭
Aye asena Eritrea bezi wedi kemzi tfers mesilukum Sereqet teqebelti dollar nkthswu Nay American European hypocrisy and double standard ktzarebu zeytkualu resahat gbre sodemawiam akum
😢😢😢😢😢😢😢አነስ ብሐቂ ንዚ ህግደፍ ዝድግፍ ስብ ብሐቂ ውላድ አጋንንቲ እዬም መስኻ እዚ ሚስኺን ህዝቢ የውርደሎም 😢😢😢
Search gber ab alem kab zelewu persons elka dehar krdaka eyu nmntay ydgef eti zdgf ✅
@@Azazi_nahom እይቴርደኤንን ላቲን ዲዩ ዋላ ትግርኛ አይንበብን ብዝኾነ ናተይ እንተዘይ ተርዲኡኻ ማለተይ እስያስ ድያብሎስ ፀር ስላም ፀረ ምዕባሌ ፀር ህዝቢ ፀር እርትራዊያን መርገም ሱንቁ እንዳፍለጡ ንቶም ዘምልኹወ ጥሪት ህግደፍ ብኽብዲ እግሩኹም ዝሐስቡ ዝደስኽለ አእምሮ ዝውንኑ 33ዓመት ባርነት ዝአውጁ እያ ትምልኽት ብሕጂውን ተስፍ ትገብሩ ኻብ ስርዓት እስያስ ህዝቢ ንምፅናት እኹም ትስርሑ
@fthi3585
Poor little boy 👦
I think you are brainwashed by falsification narrative
You need to learn more about politics
Why asena bring this issue is not what you think.
Asena is not thinking about Eritrean or Eritrean people
Asena is a propaganda machine own by tplf, eu and USA
Using to disruption of Eritrean unity
They don't speak about Ethiopia coz money bro
@@Azazi_nahomሕልና ዝብሃል ኣሎ ይርድኣካ እንተ ኮይኑ ንስኻ ነጻ ኣለኻ ጽሩይ ኣየር ከተተንፍስ ትኽእል ኢኻ እቶም እሱራት ዋላ ነታ ንቡር ሽንቲ ደገ ብንቡር ክሸኑ ኣይክእሉን ጽሩይ ገዛ የብሎምን መቸም እዚ ኩሉ ዝበሎ ክደግመልካ ኣይትጸበ። ስለዚ ነብስኻ እሞ ኣብ ናይዞም እሱራት ቦታ ኣእቲኻ ኣስተንትን ከመይ ምተሰማዓካ ምተጻወርካዮ ዶ? ነዚ ዝጸሓፍካዮ ብልብኻ ኣሚንካሉ እንተ ዀንካ እሞ ድማ ኣብ ኣምላኽ ትኣምን እንተኰንካ ኣብ መንግስተ ሰማይ ቦታ ኣለኒ ኣይትበል። ንስርዓት ህግደፍ ትድግፍ እንተ ዀንካ ወይ ብ ንእስቶኻ ናብ ስደት መጺኻ ኣለኻ ወይ ድማ ኣብ ስደት ኢኻ ተወሊድካ ህግደፍ ክትድግፈሉ ትኽእል ዋላ ሓደ ምኽንያት የለን።
I was there in 2010. It was very terrified. I can’t explain😢. We can’t stopp to speaking about Eritrea. So bad bad
This is what happened, when a country doesn't have a constitutional rule of law and the three pillars (legislative, judicial, and enforcement) of legitimate government. Eritrea is under a Mad dog.
100%
@@kaliebseium1049 Forgot about constitutional rule of law which they never heard of it they could just simply apply their fathers’ thought them from religion Muslin or Christian doing horrible/evil/ killing/ beating/starving/ destroying was a sin.
ሓቁ እዩ መንግስቱ ሃይለማሪያም ን ህዝቢ ኤርትራ ካብ ኢሰያስ ኣነ ምሓሽክዎ ክብል። ካብ መግዛእቲ ዝገደደ መግዛእቲ።
ብጣዕሚ'ዮም ዘሕዝኑ ኢንታይ ዓይነት ጭካነ ኢዩ ዘለዎም። ኣቦይ ን14 ዓመት ትኣሲሩ ዓርባዕተ(4) ዓይነት ሕማም ክኣ ኣለዎ፡ ነዚ ከምዚ ዓይነት ጨካን ስርዓት ብከመይ ኢካ ክድግፎን፡ ጅግና'ዩ ክትብሎን፡ የሕዝን😢😢
እንታይ ጌሩ ኣታሊሉ ይከውን ዘይርሽንዎ
እታ ጽብቂቲ ናይ እዚ ኣረሜን ህግደፍ ወላ ናቶም ኢያ ትበልዖም
መወዳእታ ዘይብሉ ክፋእ ስርዓት ህግደፍ።
ህግደፍ ሰብ ኣይኮኑን እዋይ ጭካነ
@@MaranataTv moge hawey whatsapp Aleka do krekbeka delye nere
If they do this in Eritrea…..imagine what they did inside Tigray 😱🥲
የገርም
እግዚኦ ማሓረኒ ኩሩስቶስ ፈጣሬ ኩሉ ዓለም ካብዙይ ናይ ኤርትራውያን ወሪዱዎም ዘሎ መከራ ንደቅናን ንየሕዋናን, ንህዝብናን ንዓድና, ንሸውዓተ ትውልድና ማሓረና 🙏.
The problem is half people clapping/ dancing for Isaias half people crying/running/escaping/dying/in prison and more.
How on earth this can happen for this long over 30 years.
The worst part is that those who get through this hole shit are the die hard supporters of this evil regime.. imagine that... Eritrea guahf eu tedefiewa
😢😢😢😢😢 Hgdef mendef Barayu ISEIAS SEYTAN Etiopiawi😢
ደመኛ ስርዓት ህግደፍ ስብ የጥፈእ አሎ ዘገረምዩ
ኣሕ ኣየ እወ ኣደርሰር ሓሽፈራይ ተራእኒ እወ ጉየ ጉየ ክበሃል ኣብ እስርቤት ተመስገን ፈጣሪ ብህወት ምውጽአይ 🙏🙏🙏
The weakest people i have ever seen, they don't revolt, they just accept injustice as if it's normal part of life. But they are so good at talkng and being arrogant and undermine others.
Zeyhalfela hager
እዋይ ኤርትራዊት ሲናይ ዓዲ ኣበይቶ! ኣታ ኤርትራዊ በቃ ከምዚ ኮይንካ ተሪፍካ😢😢😢😢
ERITREA IS LAND LAWLESS. EVERY IS SLINCED...SO MUCH SUFFERING SO MUCH TRUMA
ATV
ክቡራን ዝሰማዕቲ
ጸሊም ዝብል ቃል ዓይነት ሕብሪ ምዃኑ ርዱእን ንጹርን እዩ።
ስለምንታይ ድአ
ጸሊም ታሪኽ ዝብል ቃል እትጥቐሙ
ጸሊም ናፍሪቓውያን ንምድሃልን ንምቑንጻብን ብዓሌታውያን ፍላስፋታት ጸዓዱ እተማህዘ ናይ ብድዔ ቃል እዩ።
ስለዚ ጸሊም ታሪኽ ዘይኾነስ ረሳሕ ወይ ጠቓር ታሪክ ምባል ይምረጽ።
ምኽንያት ጠቐር ርስሓት እዩ ጸያቂ መልኽዕን ቅርጽን ሕብርን እውን እዩ።
ስለዚ እቲ ታሪኽ ዓዲ ኣበይቶ ዝተባህለ ጠቓር። በልቕ ዝተላዕጠጠ ታሪኽ ምባሉ ይምረጽ።
ዓድ አበቶ ስና ተቀይራ አላ
How could you seaport this kind of government? How could they torture their own people like this. They are far from human beings, and they are very evil people. I feel so sorry for my people 💔😭🙏🏽😭
ዘስደምም ዘገርም ክትሰምዖ ዘሕምም
ንሕና ንሱ ንሱ ንሕና ንሱ ዓብይ ጋኔን ንሕና አናኡሽቲ አጋንንቲ ኢና
ሃየደአ ወዲ አፉ ነአብረሃም ወድካከለ ሃየ ደርግሞ
ኤርትራ ብዘይካ ነቶም ውሱናት ሰብ ጽሩራ ነቲ ካልእ ኤርትራዊ ምድራዊት ስኦል ኢያ።ኣነ ዘሕዝነኒ እዚ ኩሉ ስቃይ ኣብ ውሽጢ ኣስመራ እናተፈጸመ እቲ ሕብረተሰብ መንግስተይ ኢሉ ምስ ዓማጺ ምውጋኑ።
እዋይ ኩላ በል ቡትብት ኣቢሉዋ ብታም ዘሐዝን እቲ ሓቂ እዚ እዩ
ዘይ ፈልጦ እፍለቶ
ደርጊ አይተልዕሎ አብ ቅድሚ እዚ ከምዚ ስርዐት ቡሩኽ እዩ
ሕሱም ህዝቢ ሕሱም መንግስቲ ይፈጥር ዩ። ምስሊ ሻዕብያ ምስሊ ህዝቢ ኤርትራ ዩ። ኢሰያስን ስርዓቱን ንዘልኣለም ይንበር። ኣመን!
Abet betami eyu zehzen
Eway Eway eway
ሰላም ሰላም እዜቶም መብዛሕተኦም አብ ኤረትራ ዝተወልዱ ኮይኖም ስድራቤቶም ግን ኤርትራውያን ክኾኑ አይክእሉን እዮም ከም በዓል ወዲ ከበደ መዓረባ
It would not be good to identify someone as "agame" as it is used by Isayas supporters as a humiliating brand against Tigrayans.
Bsenki adi abeyto zeyhasebnayo sdetn mekeran reina. Gbre sedomawi srat shaebya ztefalu gzie keribu eyu dehan
Ezgiooooo meharene kristos eza hagersi mergem alewa
Egziabiher kiferdom eyu 😢
So sad 😢😢😢😢history 😢😢ahhhh my people 😊
ህዝቢ ይፈልጥ ህግደፍ አረምን ምኻኑ አንታይ ንግበር hgdf ብሕወቶም ከለዉ ነዋርዶም
Beja Agame, ekuy gibri. Mehferti zerie.🐍🐍🐍
Ata hawey wedi amharay deka 😢😢 free hazbi Eritrea 😢😢😢
እዋይ ኤርትራ ትረክቦ
እዋይ ደርጊ ጡዑም
Eway ezi natna neher sie kaleay yeblun meglexi qalat yeblun😢😢😢 Ahhhhhh 😢😢
እዚ ዝብሎ ዘሎ ኩሉ ሓቂ እዩ ኣብ ዓዲ ኣበይቶ ሰብ ብምክትካት ይስንኩሉ ፡ህግደፍ ሰታዪ ደም እዩ ፡ደም፡እንዳሰተዩ እዮም ዝነብሩ ኣሕ ብጣዕሚ እዩ ዝሕምም ፡
😭😭😭😭😭
ደመኛ ስርዓት ህግደፍ 😢
ane win nay aboy rugum tarik kinegrekum rikebni
እዚ ሰብ ገልዳም እዩ ! እቲ ዝብሎ ዘሎ ሓቂ እዩ : ንኣብነት ኣብቲ ብብሬን ዝተቐተሉ ዝበሎም 18 ሰባት ሓደ ካብቶም እሱራት እየ ኣነ ብሰላም ክኣ አለኹ ብሂወት። ዝገረመኒ ግን እዚ ዝዛረብ ዘሎ ጓሳ ሲ ነቲ እስርቤት ከም ሕጋዊ ጌሩ እቶም ሰባት ግን ዓመጽቲ ይገብሮም ኣሎ። ኣነ መርሚረ ክፈርዶም ዝግብኣኒ ፍሊፖስ ይፈርዶም ክኣ ይብል ከይሓፈረ ገልጣም : መርማሪ ይኩን ኣዛዚ ካብ ምዓስ ፈረድቲ ይኾኑ ፧ ቅድም ኩሉ ሕጋዊ ኣይኾነን ኣነ : ኣዛዚ : እቲ እስርቤት ኢልካ ጀምር ፈገር። ንስኻ ኹን ፍሊፖስ ገበነኛታት ኢኹም ዓቐኑ ክፈላለ ይኽእል። ኾብኾብቲ ኣብዑር ክትኾኑ ዝግብኣኩም ሕማቕ ኣጋጣሚ ኣሽሓት መንእሰያት ኣብ ኢድኩም ወዲቖም ! ጸማም ስለ ዝኾንካ እዬም መርማሪ ጌሮሙኻ ! ከይ ረሳዕክዋ ከምዚ ሕጂ ዝሪኦ ዘለኹ ግን ነዚ ሎቅማጽ ህዝቢ ይግብኦ እዩ
Nay behki Lokumax hazbi
hakeka
ኣንጻር ህግደፍ ዲኹም ኣንጼር እቲ ህዝቢ ኢኹም ? ነቲ ጥቁዕ ህዝቢስ ሎቅማጽ ክትብልዎ ???😢😢😢
@@ደላይሰላምደይ ህዝቢ እዩ ሓቁፍዎ ድከይድ ደሎ እበር ህዝቢ እተደይ ሓቁፎ እካ ቦታ መዕደሪ ኣይምስ ረከበን ነርናዮ ኢዲና ሓሳዊ ዝበዝሓሉ ህዝቢ ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ሓዉ
@@ደላይሰላም ሎቕማጽ ክውሕዶ ብፍላይ ደቂ ኣስመራ መትዓብይተይ : ኢሰያስ ሳላ ልቁምጽና ህዝብና እዩ ዝነብር ዘሎ : ካልኣይ ኣነ ነዛ ነብሰይ እየ ዝቃለስ ዘለኩ ዝቃለሰሉ ህዝቢ የብለይን : ምስ ሎቖምጽ ከምዘየለኹ ግን ርግጸኛ እየ
ናይ ዓዲ ኣባይቶስ ኣብ ውሽጢ ኢሞ ንግድፎ ኢቲ ስልጣንያ ክብጽሕ ዘምጸአ ቤተስብ ዘረኤ ግፍዒ ተስፋ ኢዩ ዘቁርጽካ ኣብይ ኢየ ዘልኩ ትብል በቃ።
ወዳ ወለላ ጺዓዳኺርሲቲያን ወዲ መምህር ፋጹም ጻዒዳኪርሲቲያን ኪረጉደሊካ።።።ወዲ መምህር 130ሺሒ ተዘሚተለኸ ምሲበሊኪዎ ቢፉሊይ ቤትፊሪዲ ዋላ ተጢዒሶም አይዒሪዩዎኒ ኢዮም ኢሊኒ ኖኒአነ ሒጂ ቲዚቢለኒ 1995ኢዩ ሒጂ ኪሊል ኢትዮጲያ ሙኻኑ መኒፈሱ ተረዲኢኒ ሓደ ህዚቢና ነዚዘይብዳኢ ሓቂ አፈሊጥን አኸሰርናን ሚሲበለ መፊቲሒ አረኪቦሞ ጂ 15ኒወዲ ተንቤን ቲግሪይ።ኢትዮጲያ ኢዩ ኒቢለኹም አሎና ተኾሊፍና ዒላሊካ ሓቂዩ ሓዉ 5ሲዊአቲ አነኺእ 1ኢየ ዉዲ 24አቢ ሰሊና1978ዓሪኺ አብርሃም ዓፊ 1977አቢ ዓዲ ሓቦሻ ወዲ ሓጎሲ ዳንጊሺ ሪኢዮም ቤት ሚጊቢ አለዎም ጢቃ ኢኒዳ ዓሳ ሐዊ ሃይለ ጀቢሃ ዓዱኒ ኢንጊሊዚ አቢ ሪያድ ነይሩ።።።።
Beqa Eritrawi ay gebirin eyu ezi Tmkihti eko Atfina delo deqiki key Tilikili himaq tmkihti😢
ሻዕቢያ ሕስድናን ክፍአትን ታንሰይቲ ዝብኢ ሩኹሳት ፍጥረት
ሩጉማት ኢኹም ግን ከም ሕብረተሰብ ካበይ አምፂኹምዎ ክፍአት ዐምጮቖት ደቀንስትዮ ጥቃ ንጥቃ ከተሽንወን አይሓልፈልኩምን እዩ
ደርጊ ብጥዐሚ እዩ ቡሩኽ ዘርኦም ከማኹም አጋንንቲ አይተራአየን እንቁዐ ወፃና ጥራይ አትማን ትሕስዉ ደቂ ሓራም
ኣንታ ሓውና ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ክልተዓመትን ሽዱሽተ ወርሕን ትኣሲረ ብተግባረይ እየትኣሲረ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ኣይኮንን ምግናን በዚሕዎ ።ሓደ ሰብ ዝእሰር እንታይ ምስ ገበረ ታኣሱሩ ምባል ውን ኣየዳሲ እዩ ኣነ ኣብ ዝነበርኩሉ 2008/2009/2010 ብዘይ ገበን ዝታኣሰረ ሰብ ኣየጋነፈንን ዶላር ዘሽርፍ ሰባት ዘሳጋግር መንቓሳቀሲ ዝሸይጥ ጥላጋ( ናይ ኤለትሪክ ገመዳት) ፍሒሩ ወይ ካብ ፓሎ ፈቲሑ ዝሸይጥ ሰብ ይእሰር ይምርመር ።ገለ ገለ ሰባት ምስ ተመርነሩ ከሸሹ ገንዘብ ሕቢኦሞ ዝጸንሑ እሞ ምስ ተቐጥቀጡ ዘምጽኡ መሊኦም እዮም።ሓደ ባዓል ተሰነይ 7ተ ኽሻ ገንዘብ ከም ሽጉርቲ ሓቢእዎ ዝጸንሐ ምስ ተስተመርመረ ዘምጾኦ ባዕለይ ዘርገፍክዎ ከም ኣብነት ከምጻልካ።
ስለዚ ሕጂስ ታኣሲሩ ምባል ጥራይ ዘይኮነስ እንታይ ጌሩ ታኣሲሩ እልካ ምሕታት ዊን ኣገዳሲ እዩ ።ገበን እንዶ ፈጽም ኣብዚ ዘለኻዪ ዓዲ እንታይ ከም ዝገብርኻ ኪትርኢ
Niska win kabtom zehznu Abal hgdef eka ab Eritrea Eko zeygiber yelen eti kulu zezkefe ab Higdef EU zelo hawey
Ok xebuq begbnka eka teaserka gen kem gebn zegbera seb ab gezka nab bet ferdi Qerbeka do weys bezay ferdi teserka mewdetu ka nab aheduka keydeka weys begnzab wexka pls melselay
ወድዛ ጎሓፍ ሓስዊ ኣብ ዓዲ ኣበይቶ ክልተ ዓመትን ሽዱሽተ ወርሕን ታኣሲረ ብገበነይ እየ ታሲረ ካኣ ይብል ድንዙዝ እሞ ነዛ ጎሓፍ ሻዕብያ ዲኻ ትሕልቐላ ዘለኻ ማስካ እዞም ኣብ እሱርቤት ዝመቱ
የሕዋትና ይሃብካ
ወዲ ዓበይቲ ኣነሲ ሓንቲ ሕቶ ክሓትት ደልየ ኣውቲስታ ናይ ውጩ ዝነበረ ተሰፋኣለም መለስ ዝባህለ ትፈልጦ እንተኮይንካ ሓበረታ ደሊና ኣለና ቤተሰቡ ኢና ክትሕብረና ብትሕትና ንሓትት ኣለና?
ሻዕቢያ ኣብ በረኻ ከለዉ ዘማዕበልዎ ሰይጣናዊ ተግባር ፡ መርገም አርትራውያን ፡ ሕጂውን ነዚ ዝድግፉ ፡ ንህዝቢ መርዘን ኮይኖሞ ለዉ ። ኣየ አርትራውያን ! ኣብ 1958 እኮ ባንዴራ አርትራ (መለይ ) ቀዲዶም ዝደርበዩዋ ማሕበር ኣንድነትዮም ፡ ባንዴራ ኢትዮጵያ ከ ኣ ሰቒሎማ ፡ ኢሳያስ ተምቤናይ ጽቡቕ ጌሩ ፈሊጡኩም ኣሎ !
😢😢😢
neziom bkemey kenetfiom nkiel eske gele mkri fey abelulna
ዋናአ ነታ ሀገር ተዝሕዝዋ ጣልያን ምአተኹ ኔረ ኤርትራዊ ግን አበደን ሩጉማት
ብጀካ እቶም ጡዑያት
😊😢😢
ኣንታ እንታይ እዩ ዝበሃሎ እዚ ኩሉስ ኣብ ኤርትራስ ተፈጺሙ 😢😢😢😢😢
ኤርትራዊ ኣይኮንካን ዲካ እዚ ቀሊል እዩ ንህግደፍ ዘይፈልጦ ብሂትለር ይግረም
በሉ ርኣዩ ኣቱም ደናቁር ህዝብኹም ረኺብዎ ዘሎ።ብዓል እምባሕ በል ብዓል ኩቡር መንነት።
😭😭😭😭😭😭😭🙏👌
Yeqenielna btami yemsgneka. Gn slemntay zeytiqalesu hdri semaetat zeytfxmu .zetahsasb eu!!!!!!!!!!!
Drama nay 15 amet 😂😂😂 kedmi emni medrbei haradi, Mermari ,ketali ,shim enda tseweka nenhdhedu eritrawi ketnaqutewo film Hindi kemzia elkum temnikum awtsikuma tigray kemzia koyna
Bzkone ykun kulu zblo zelo haki yu ane 2014 abu neyre slezi nhakin hasotn fleyo
Aye asena
Eritrea bezi wedi kemzi tfers mesilukum
Sereqet teqebelti dollar nkthswu
Nay American European hypocrisy and double standard ktzarebu zeytkualu resahat gbre sodemawiam akum
😢😢😢😢😢😢
l remember from 2009 to 2011 in adi abto 😂😂😂😂😂
ክክክክ እቲ ኣረሜናዊ ናይምውቕዕ ባህሪኻ ክደግሰካ ጀሚሩምባኣር?ኣታ ሕልናካ ፈትሽ
Seytawnti
Ezi qishe zebelo men yebhale mele Aderasha zefelto telu zngrena ba tsxhafuluna etay serihu benitxer zenegirana telu
Very sade I hear all ways 😂😂😂😂😂,
አንቱም አሕዋት እንታይ እዮ ወራዱዋ ዛ ሀገር አብ ግዜ ሀይለሰላሰ አብ ግዜ ደርጊ ከምዚ ሰሚዕናን ሪኢናን አይንፈልጥን ናይዞም ሸፋቱ ግን ሰለምንታይ ተጋዲልካ ሰለምንታይ ንናጽነት ኤርትራ አድሚጽካ ምሰ ኢትዮጰያ አሀድነት ዘያበልኲም እዮ እቲ ምሰጢሩ ህዝብና ግን እንታዮ ወሪዱዎ ነዞም ሸፋቱ ክድግፍ ሪህዋ
No eza hager ezia nay dem eya
Nsmaka alona
Kulu ztezarebo hasot u.eti bzaba gaim 09 zbelo kea kulu hasot hiji 2021 b hmam ab gezu tesewiu.
ካብዚ ትብሎ ዘለኻ ድኸፍእ አሎ ድዩ ዐጋመ ህዝቢ ትግራይ ቡሩኽ እዩ
ናብ ትግራይ ምልጋብ ደድኸፍአ አናፁ ጌና ሓቂ ከይመፀ ካብ ሰማይ እዩ ብድዕኛታት ይስደድ ምሽ አሎ ሰብ ንትግራይ ግን በንፃሩ እዩ
Ata hasawi bdhrit kemu bel ybluka alow......wala ko ni bitweded kitgelxo aykealkan abeyenay werar eyu neru meskinay ab bet maeserti zelo...foe
እቲ ሕነ ባኣኻ ክንጅምሮ ኢና ወዲ መበለት
Ezia eya Eritrea nnyetela gereb bhakla
Btew nay 5,25 ayneberen
Ane may srwa nere shela 69 ...mermari kulu eyu zikitikit men konqa nisika hji mems wexaka aygeberkun
😢ኣደይ ሰይቲ ስውእ ክንሳ ኣብ ዓዲ ኣበይቶ ብጥርጣረ ጥራይ 3 ወርሒ ተኣሲራ ኣላ።
ወላድየይ ንስለ ኤርትራ ተሰዊኡ፡ ሰበይቱ ኣብ ጉድጓድ የእትዮም ከኣ፡ መዓልቲ ስውኣት ንዕኡ ክዝክርዎ ዊዒሎም።
ሕጂ ድሕሪ 3 ወርሒ 15 ሽሕ ዶላር ክፈሉ ክትወጽእ እንተ ዘይኮይኑ 6 ዓመት ክትእሰር ኢሎምና።
ኣብ ገሃንመ እሳት ዝኸነት ሃገር ተፈጢርና እንታይ ክንገብር።
እዚ ስርዓት እዚ ዶ ይድገፍ እዩ፡ ኣቤት ኣብ ኤርትራውያን ዘለኻ ኣምሰሉነት።
ስውኣትና ይኽበሩ ከኣ ይብሉ፡ መላገጺ ኮይኖም ስውኣት😢
ሩጉም ሀገር ዳሓሰውቲ ሲኦል ሀገር
Zegerim eyu. Mengistey eyu kitblo zihifir eyu. Ab dege koinonum genzeb kab embassy enda wesedu zidgifu kea alowo
Hji ezi'si hatyatu dyu znazez zelo,kgrmekum beaki eti zkefea seb u neru ,nebsu dyu zedhn zelo,kndey ketkitu kndey agafies hji xadik xadik yxawet alo,waeeeee ata be amlak suk bel adi abeto nfelto ena wela hade meskin hlna zelewo yelen,hji hadimka nkaleot ahlifka mhab xbah nay edka kab mhtat aytemletakan eya ,nay edka ketrekba eka aytisedekan eya,adi abeto nernayo ena wela hade teum seb zeynebero chekan gehaneb eyu,xadiq xadiq aytxawet hji stupid, ahhhhhhh
ወዲ መልሽ ከ 😭😭
Rugumi zikune hizibu firihati egizayebiher zeyibilomi
Why are we alive ?
ህግደፍን አብይ ደናቁር ስብስብ እዩ እኮ
ይገሮም
እዞም ዓዊሮም ትብሎም ሓቅካ ኢካ
Eskum.ke da tigray tiwet elkum kalsiye ablshkmo dekie agame komalat
Dergi keman kemzes aygeberen eyu nero.
Ezieatomsi wedketom dea yereyena.
Senaey kona hager 😂😢
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😂😂😂😂😂
n baelekha bealie seb nierka tekhewn .. mems hademka eidka hxubb memesal ayedleyekan yu …. neselha wrn mexeray ke geberelka alewo
Eti zegerem si nezi Sereat ezi zedegefo.
Eaza nay bitew anxra tegag gega yebulun
Poltika world tekyeru eyou moda zhalfe adie abato may serwa seb nes usa russia China eyou zelo Poltika
Eso ne belo Antay Niro serho manya kea shemu
😂😂😂😂😂😂😂 xelem nmengesti serhey elkum hizkumo
እዚ ነብሱ ስቀተለ መራሕ ሓይሊ ምሽሙሽ በሎ እንታይ ፍታሕ እዩ እሞ እዚ
ሕማም ኣእምሮን ሕልናን ኣይርድኣካንዩ ማለትዩ 😢😢😢