ኣብ ማእከልና ኣትዮም ዝርብሹ ዘለዉ ንፍለጦም/ ንዑ ንሕበር ንዑ ሓደ ንኹን

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 4 дек 2024

Комментарии •

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 Месяц назад +28

    ተገዲስኩም ወለተ መስቀል ኢልኩም አብ ፀሎትኩም ሕሰቡለይ ሓፍተይ🤲🥰እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓውና ስልጣን ከዳምጽ ገና❤🎉

    • @ንነጽርሚድያ
      @ንነጽርሚድያ Месяц назад

      አረ ዘይናትካ መጽሓፍ ብፍቃድካ ኣይትተርጉም
      እቲ ሓሳብ ከምዚ ትብሎ ዘለካ ኣይኮነን

    • @SalamheAldshre
      @SalamheAldshre Месяц назад +2

      ፆሎት ቅዱሳን አይፈልየኪ

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Месяц назад +1

      Xelot kudusan marey ✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️dngil maryam thalki❤❤❤

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን Месяц назад +12

    ብሓቂ ክብር መ ምህርና ሰልጣን ከም እዉን ከሰህን ድያቆን አሰመላሸ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እንተ ኑሱግን ኩሉ ግዝየ እዩ ሰለኩም ዝ ዛረብ ልምንታይ ግን ዘቅንኦ እዝይ አኮ ዘሐጋሰ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @ezgihariyamesfin5511
      @ezgihariyamesfin5511 Месяц назад

      Entada tegwgeyu sebat enda ashato sek keblom nerewo dea nesak ke eti haki ketflet seytser

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 Месяц назад +8

    ንአምን በአኃቲ ቅዱስት ቤተ ክርስትያን🤲❤😢 ሓድነቱ ይሃባ ቅድስት ቤተክርስትያንና🤲ቤተክርስትያን ሓድነት ስለዘይረከበት አብ ዘመንና መእመናን ውን ሰላምና ጠፊኡ😢ምርድዳእ ስኢንና ግንሲ አጆና ተስፋና ስለ ዝኮነት ከይንናወጽ 🤲🥰😢

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z Месяц назад +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይወት የስምአልና መምህረይ ማኣረይ ኣብዝከዲካዮ ኩሉ ቁዱስ ምካአል ኩኑፉ ይዘሪግሐልኻ😢

  • @robelbereket9406
    @robelbereket9406 Месяц назад +4

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ስልጣን። ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ።

  • @soligualagame
    @soligualagame Месяц назад +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስለቁዱስ ቃሉ ስም ኣምላክና እግዚአብሔር ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ንስለቅድስቲ ቤተክርስቲያንና ምሕረቱ ይልኣከልና ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ ጥበቡን ሚስጥሩን ይግለፀልካ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @FilimonAndemariam
    @FilimonAndemariam Месяц назад +7

    ስልጣን ሓወይ plz እዚ ህዝቢ ወንጌል እንበር ወንጄል ኣየድልዮን እዩ፥ ባዕልና ነምጽኦ ዘለና ይኣኽለና ኣይትገደሰሎም ❤❤❤

  • @ባዓልዓረሳ
    @ባዓልዓረሳ Месяц назад +4

    ቃለ ህወት ያስምዐልና ስልጣን ሓውና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ፈጣሪ

  • @zemedebaytabr5113
    @zemedebaytabr5113 Месяц назад +5

    ሥልጣን ሓወይ ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝከታተለካ ንመምህር ኣስመላሽ ውን ይክውታተሎ እየ እንተ እዚ መርጌታ ኣማኑኤል ግን ብዝሕዝን መልክዑ ንማሕበረ ቅዱሳ ከሕጉስ ክብል ንተዛረብቲ ትግርኛ ኣቦታትን ኣሕዋትን ክነቅፍ ንሪኦ ኣለና ብመሰረቱ ማሕበር ቅዱሳን ነዓና ክንብርትዕ ድላይ የብሎምን እሱ ከኣ ነዞም ናይ ጥንቲ ጸላእቲ ተዛረብቲ ትግርኛ ዝኾኑ ማሕበረ ቅዱሳን ክሕጉስን ከብዱ ክመልእን ይህውትት ኣሎ እርግፀና እየ ጽባሕ ንጉሆ ከሓፍር እዩ

    • @ezgihariyamesfin5511
      @ezgihariyamesfin5511 Месяц назад

      Selemntay kehgsom yedeli entay se kerekb gene neso nesom hezebi zeshto zelwo tegalosom ,neska zehwey wen haki ketflt tedelka bemlo lebka nekelti wegen astwelka sema seo tefret kale kebl zedele haymano Orthodox eritrawi aytebl Ethiopiwi aytebl eya entay dea kendi keahti menafkan kentkek alena kemo ewen neday mariam zeserfe gena kegalese eyu

  • @berhanesolomon8915
    @berhanesolomon8915 Месяц назад +2

    Amen ቃለ ሂወት የስመዓልና ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክ ከኣ ኣብ መንጎና ዘሎ ፍልልይ ኣፍሪሱ ፡ሰላሙ ይልኣከልና፡
    ብምቅጻል ከምቲ ዝበልካዮ ክቡር ሓውናን መምህርናን እንድሕር ደኣ ምርጌታ ኣማኒኤል ብሓቂ ቅንኣት ቤተክርስትያን ውይውን ክግስጦም እንተደልዩ ብዙሓት ሊቃውንቲ ኤርትራውያን ኣብ ኣዲስ ኣለዉ ስለምንታይ ንቛንቛና ዝዛረቡ ሊቃውንቲ ዘየምጽኤ፡ እዚ ንዓይውን ሕቶ ኢዩ ኮይንኒ ጸኒሒ ፡ከም'ኡውን ለላን ጉሌላን ዘይብላ ክግስጽ ነርዎ

  • @ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ

    ከመይ ከም ዝፈትወካ እኮ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓወይ መምህረይ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 Месяц назад +2

    ክቡር መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና ፀግኡ ይወስኸልካ ናዓና ዘስተውዕል ልቦና ይዓድለና አሜን ✝️❤️🙏✝️❤️🙏

  • @MetachnMetachn
    @MetachnMetachn Месяц назад +2

    ግርም ቀጽሎ ድኣ እታ ሓቂ ክትወጽእ እያ ድሓን እቶ ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ

    እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነ ሓወይ 😘 ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይዋ❤❤❤ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነይዋ ❤❤❤

  • @ZemariTeklemariam123
    @ZemariTeklemariam123 Месяц назад +2

    🎉🎉🎉ቃለ ሂወት የስመዓልና ፍቁር ሓው ጸጋ እግዝኣብሄር ይብዝሓልካ ፍቁር ሓው ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ እግዝኣብሄር ይባርከልካ🎉🎉🎉

  • @tiebeabraham
    @tiebeabraham Месяц назад

    ጽቡቕ ኣለኻ መምህረይ በቃ ንሕና ትምርቲ ስለ ዘይጸገብና ኢና ንጠራጠር እንበር ደድመሃርክምና ንሰምዕ እንተንኸውን ሲ ምስዝነፈሰ ንፋስ ኣይምነፈስናን ትምርቲ ናይ ድያቆን ኣሽመላሽ ትምርቲ ሲ ኣብ ሂወትካ ምስ ኣተወ ኣይወጽእን እዩ ኣምላኽ እዩ ዓዲልዎ ናይ ቅጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ ክቡራተይ

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi Месяц назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን አግዚኣብሄር ጸግኡ የብዚሐልካ መምህርና❤❤❤

  • @merhawihaile2322
    @merhawihaile2322 Месяц назад

    *ስለ ማርያም ብለምጺ ምህራማን፡ማርያም፡መግዳላዊትን* ዝገልጽዎ ኣገላልጻ ምርዳእ ኢዪ። እግዚኣብሄር ካብ ኩሉ ህዝቢ ዓለም ንእስራኤላውያን ጥራይ ዝክተሎም፡ዝነበረ ንምንታይ ኢዪ? ንሓደ ቃል ኣገላልጻ ምርዳእ ኣገዳሲ ኢዩ። ካልኣይ ናይ ኣቦታትና ትምህርቲ ኣይትበል ብሩክ ሓው ስልጣን ዘይኣንበብካዮ መጽሓፍቲ ከምዘሎ ትዝ ክብለካ ይግባእ።

  • @Fufyf-q2g
    @Fufyf-q2g Месяц назад +1

    ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh Месяц назад +2

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብር መምህር ና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @tigraweytieyegalzomjeganuz676
    @tigraweytieyegalzomjeganuz676 Месяц назад +2

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna KBR hawuna nay agelglot zemenka ybark🙏

  • @DghFgh-d7o
    @DghFgh-d7o Месяц назад +2

    እግዚአብሔር ይመስገን አሜን አሜን አሜን በእውነት ቃለ ህይወትን ያሰማልን

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ Месяц назад +3

    Qale hiwet yesmalna Kubur Memhr9ò Hawna Siltan Aytnawxn eya tewahdo
    Betri Haqi tiqetn Enber Aytsbern kulue Nigzea Tiraha Nigdefo 🙌🙏🙏

  • @ህዝቢ
    @ህዝቢ Месяц назад +7

    ክቡራት ናይ ስልጣን ተኸታተልቲ የሕዋተይ ሳብስክራይብ እናገበርኩም ኣዕብዩኒ🤲☦️

  • @mikalhayelom3562
    @mikalhayelom3562 Месяц назад +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስምዓልና መምህረይ 🙏❤❤❤

  • @tesfamariammulugeta4851
    @tesfamariammulugeta4851 Месяц назад

    ሓደርካመምህር ስልጣን መምህር መበልየይ ክትምህር ስለዝሰምዓካ ኢየ ነቶም ሕሰውቲ ነቶም ዝለኣኹዎም ከሐጉሱ ዝዛረቡ ስቕተተባሂሉ ሓደ.ክልተሕያወትን ንቡዙሓት ሃሱሳት የእሙኑ የእሙኑ መልሲ ምሃቦም ጉቡእ ኢዩ ኣጆኻዝወደይ ኣምላኽይሓግዝካ ሓንቲዝበልካያ ስለምንታይ ንሊቃውቲ ኢትዮጵያ ዘይዝንጥልዎም ዘይወቕስዎም ስለምንታይ ንሊቃውቲ ኤርትራውያንን ተጋሩን እዚኢሎም ገሮምኢልካ ምዝራብን ንሕና ነንሕድና ምክብባር ስለዘይብልና ኢዩ ኣምላኽ ይተዓረቐና ኣምየን

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd Месяц назад +5

    እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️♥️

  • @LetenkielTeklebrhan
    @LetenkielTeklebrhan Месяц назад +5

    Kale hiwet yesmalna sltan hawna egzabiher zeben agelglotka ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen mstwalu yhabena yhabom naka dma xga ab leli xega yhabka egzabiher ❤❤❤

  • @gmai1517
    @gmai1517 Месяц назад

    መምህር ተባሂልካስ ነዚይ፥መድረክ ምክሳስ

  • @ruitorlass-gy9qx
    @ruitorlass-gy9qx Месяц назад +1

    ኣነ ከም ዝመስለኒ፡ ፍረ ይርከብ ስለ ዘሎ እዩ፡ ናይ ጸላኢ ሰናያት ቅንኢ ኮይኑዩ ዝስምዓኒ፡ ንስካትኩም ግን ሕብረት ግበሩ፡ ብፍላይ ዲያቆን ኣሽመላሽ ንብዙሓት ናብ ፍረ ከም ዝበጽሁ ስለ ዝገበረ፡ ናይ ቲ ተጻራሪ ቅንኣት እዩ ከምዚ ዘላዓዕል ዘሎ፡ ሰባት ክሳብ ዝኮና ብገለ ናይ ቃል ስህተት ከጋጥም ይክእል'ዩ፡ ግን ንምዃኑ መን እዩ በዘን ዲያቆን ስሕተት ተዛርቡለን ዝብሃል ዘሎ ቃላት ካብ እምነቱ ዝወጸ፡ ኣብ ክንድኡስ ብዙሓት ደኣ ናብ ፍረ በጺሖም እምበር፡ ኣጆኩም ኣምላክ ምስቶም ቅኑዓት እዩ፡ ገሌኦም ግን ግደፍዎም መርጌታ መርጌታ ይጻወቱ ኣብ ዝበጽህዎ የብሎምን።

  • @henokzemuykil7540
    @henokzemuykil7540 Месяц назад

    🔴በርትዕ በርትዕ በርትዕ መምህርና
    እግዝኣብሄር ይሃበልና
    ❤💙💚💛💜❤💙💚💛💜❤💙💚💛💜❤💙💛💛💜❤💙💚💛💜❤💙💚💛💜

  • @HfhTdg-ch5yy
    @HfhTdg-ch5yy Месяц назад +1

    በሓቂ ቃል ህይውት ቃል ብረክት ያስምዕልን🙏🙏🙏

  • @HsKa-d8v
    @HsKa-d8v Месяц назад +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ሓቀኛ መምህር ስልጣነይ

  • @SalamheAldshre
    @SalamheAldshre Месяц назад +1

    ቃል ሂወት የሰመዐልና ከቡር መምህረይ

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xb Месяц назад +1

    Amen amen kale hiwet ysemana memhrey selam ywradelin amelik edamen tenan yhabek ez hawey❤❤❤

  • @fdg761
    @fdg761 Месяц назад +3

    ምንባብ ብርሃን እዩ ቃለ ሂወት ያስምዐለይ ፈጣሪ

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 Месяц назад +1

    Nay behaki kale hiwet yesmalena Egziabeher amlak edmen tienen Yehabeka hawey natey 🙏🙏🙏❤️

  • @sahleyonas7844
    @sahleyonas7844 Месяц назад +3

    ጎቦዝ ኢካ ንስካ ❤❤❤❤ ኣምላክ ኣብ እምነትካ ይጽንዕካ

  • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ

    _ቃል ህዬወት የሥመዐልና መምህረይ💜_

  • @Yemanefisahatsion
    @Yemanefisahatsion Месяц назад +2

    kal hiwet yesmalna memhr berta

  • @hisabubirhane6592
    @hisabubirhane6592 Месяц назад +1

    Amlak yibarka kbur haw asey ela lbey beqa xibuq tmrti ❤❤❤✝️

  • @SalamheAldshre
    @SalamheAldshre Месяц назад +1

    እንኳዕ ብሰላም መፀእካ ክቡር መምህረይ

  • @Tefetawit.12.21
    @Tefetawit.12.21 Месяц назад +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሕይወትን ያሰማልን❤❤❤❤❤

  • @widasegirmay8113
    @widasegirmay8113 Месяц назад +1

    Aseyyyyy eeltan hawey egzabher edmen tenan yhabka ftari 🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰✅

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan Месяц назад

    Kal hiwet yesmaelina Amen🙏🙏🙏

  • @tesfamariam2155
    @tesfamariam2155 Месяц назад +1

    Memhr ezu tblwo zelekum mehber qudusan eyu amaniel memher diacon asmelash memhier Eritrea tray zeykones memher alem eyu amlak edmen tienan yhabikum ❤❤❤❤❤❤

  • @berihuhaile4585
    @berihuhaile4585 Месяц назад +1

    Kalehiwet yesmalna, Seltene hawna, egziabher amlak agelglot zemenka yibark, ❤❤❤🙏🙏🙏.

  • @SebKun-k2s
    @SebKun-k2s Месяц назад

    ሰላም ስልጣን ሃወይ ኣብ ሞንጎ ትምህርቲ ነቀፌታን ጽልእን ኣየድልን ኢዩ ፡ ምኽንያቱ ንምእመናን ዘድልዮ ቃለ እግዚኣብሄር ጥራይ ኢዩ ፡ እቲ ምክሳስን ምብኣስን ምውሽጥኩን ተትፈትሕዎ ይሓይሽ ፡ ዲያቆን ኣስመላሽ ከኣ እቲ ምሂርዎ ዝበሃል ዘሎ መልሲ ተዝህበሉ ጽቡቅ ኢዩ ፡ ስሚዒታዊ ኮንካ ምዝራብ ግን ኣገዳሲ ኣይኮነን ናይ ቃልን ተግባርን መምህር ምኻን ይግባእ ምስናይ ይቅርታ ፡።

  • @FuyIfgj
    @FuyIfgj Месяц назад +1

    ቃለ ሂወት የስመዓና ኣሜን አሜን ኣሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @habtimtekle7761
    @habtimtekle7761 Месяц назад +1

    መምህር ስልጣን ጹቡቅ ሓሳብ። ግን እታ ዝሓተተካ ሑቶ ብስነስርዓት ዘይትምልሳ እንታይ ኾለል ኣበለካ ግን ምሰናይ ይቅሬታ ደፊረ ኾይከውን

  • @TiTiYou-r5j
    @TiTiYou-r5j Месяц назад +1

    እንካዓ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ

  • @slamhlkjjj930
    @slamhlkjjj930 Месяц назад

    ቃል ህይወት የስመዐል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤

  • @sarames1717
    @sarames1717 Месяц назад

    ዋዋዋዋዋ ገለ ክንሰምዕኢናናናና።።።

  • @hidathadish3740
    @hidathadish3740 Месяц назад

    kalihwet yesmealina seltan hawena🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @vbbb1064
    @vbbb1064 Месяц назад

    ቃለ ህይወት ያስመዐና ማምይረይ❤❤

  • @rahwaabraha4282
    @rahwaabraha4282 Месяц назад

    Amaniel gdefo ane tsbuk gera yfelto ey kabtom kudsat abota tfo elom zewtewo eyom bertulna nskan dyakon asmelashen❤❤❤

  • @werededrarmebrahtu5107
    @werededrarmebrahtu5107 Месяц назад +1

    Amlak xgä yebzhalka memhr hawuna tkkl nkafita 🙏🙏🙏

  • @ezgihariyamesfin5511
    @ezgihariyamesfin5511 Месяц назад

    Medhani alem ayenka yekftelka ese hawey menafkan nemsefhfah mesken nemesal zegeber zelo memsal ady mariam beala tegalskom

  • @Kflemaryam
    @Kflemaryam Месяц назад +1

    ንፉዕ፡

  • @heyathens-c2l
    @heyathens-c2l Месяц назад +3

    ቃል ህይወት የስመዕና ሥልጣን ከሰተ ብሉጽ ናይ ኦርቶደክስ ተዋህዶ መምህርና ❤

  • @briwelie1238
    @briwelie1238 Месяц назад +2

    🙏🙏🙏

  • @زهرهع-ش8ص
    @زهرهع-ش8ص Месяц назад

    ❤❤❤❤ቃለህወት ያስመዐልና

  • @AbelGrmay-r6d
    @AbelGrmay-r6d Месяц назад +1

    ናትኩም ጸገም መን እዮ ኣቦኩም ማቃርዮስ ወላ ምሕጹን ወይ ጴጥሮስ ነገር ካብ ርእሱ እንተ ጸብቁ እዮ ኣካሉ ዝጽብቅ መልሲ ይጽበ ከም ፍቅድ ኣምላኽ።

    • @gebretunsaitesfay-qk4qj
      @gebretunsaitesfay-qk4qj Месяц назад

      ናይ በሓቂ ኣነውን ናይ ሓሳብካ መልሲ ይጽበ ጨንፈር ክጽብቅ ስለ ዘይክእል እቲ ጉንዲ ይረከብ

  • @HfgJff-le8zu
    @HfgJff-le8zu Месяц назад

    ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @nigistitekle3519
    @nigistitekle3519 Месяц назад +1

    Admen tianan yhabka.ambassador Orthodox tewahdo koynka kthlwa.

  • @AbiAbi-rk1mt
    @AbiAbi-rk1mt Месяц назад +1

    Qal hiwet yesmealna hawna seltene

  • @samihagos3074
    @samihagos3074 Месяц назад +1

    Qal hiwet yesmealna sltan hawena

  • @netsanet-x2x
    @netsanet-x2x Месяц назад

    11:14

  • @shishaytseadu
    @shishaytseadu Месяц назад +1

    ሰላም ስልጣን እታ መጽሓፍ ኣላትኒ እንተኾነ ግን እዚ ኣብ መእተዊ ዘሎ ቃል ዘየስተውዓልኩሉ ግዲ ኮይነ ኣይርኣኽዎን ጸንሐ ሕጂ ምስ ርኣኽዎ ግን ብጣዕሚ ኢየ ተገሪመ ።😢😢😢

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ Месяц назад

    Tsbuk nekefeta eu hawey tsegu yebzhalka❤

  • @semiyawi2467
    @semiyawi2467 Месяц назад

    Tekal gzie qnena tesaena

  • @Lydiaeritrea
    @Lydiaeritrea Месяц назад

    Elllllllllllllllllllllll brhan wongel yesebk kab mexhaf kedus wexe xefat yewoged

  • @ZewenjelTinsea-wg3qf
    @ZewenjelTinsea-wg3qf Месяц назад +1

    hawina kal hiwet yesmaluna selutene amlak xegue yebzuh

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk Месяц назад +1

    ❤❤❤🎉

  • @QwertQwerty-dl6jg
    @QwertQwerty-dl6jg Месяц назад +1

    ❤❤❤

  • @BiemnetEyasu
    @BiemnetEyasu Месяц назад

    Tenquali

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh Месяц назад +1

    🌿💒✝️🤲🤲🙏🙏

  • @yrgaalem8486
    @yrgaalem8486 Месяц назад +1

    🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🕊️

  • @DanuDanu1234-dq6nd
    @DanuDanu1234-dq6nd Месяц назад

    ❤❤❤❤😊

  • @hanibalhabtab3088
    @hanibalhabtab3088 Месяц назад +1

    ቃልሒወት ይስምዓልና መምህር ሱልጣን ጠተኻኢሉ ብፍቕሪ ኣረድእዎ እዚ ተበጊስካሉ ዘለኻ ትሕትና ዘለዎ መልሲ ኽኣ ቀጽሎ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @dhodaat9662
    @dhodaat9662 Месяц назад +1

    🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏

  • @trhasgerye9257
    @trhasgerye9257 Месяц назад +1

    ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @AwetTeckle
    @AwetTeckle Месяц назад

    ካብዚ ሀተውትው ዘይትወኦጹ ፍርዲ ብበተክርስትያንዩ ዝጂምር ኣታ ሀኪ መጽሀፍ ዘይተንብብዋ 66 ምፅሀፍ ኩዱስ ኢሳይ ካሊ የለን ካብዚ ጽንጽዋይ ዉጹ ጎይታ ይመጽ አሎ

  • @tesfaydaniel7069
    @tesfaydaniel7069 Месяц назад

    ሰልጠነ ትህወኽ ኣለካ

  • @amenamen8983
    @amenamen8983 Месяц назад

    Ortodoxe is letabu ikume

  • @tiamirkidane7715
    @tiamirkidane7715 Месяц назад +1

    ናይዚ መ. ኣማኑኤል ዝብልዎ ሰብ 'ኮ ግርም ዩ ዝብለካ ክትሓስቦ ከለኻ ትግሪኛ ዝዛረብ ኣምሓራይ ኢዩ። ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ክዓርፉ ከለዉ ነዛ ማንም ሰብ ዝብላ መንግስተ ሰማያት ይዋርስኩም ክብል ኣይከኣለን ብድሕሪኡ ግን ብጽእ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ክዓርፉ ከለዉ ጸሊም ክዳን ተኸዲኑ ዜና ከቕርብ ኣብ tv ቀሪቡ ርኢናዮ ሕጂ ካኣ ኩሉ ኣካይዳኡ ጽቡቕ የለን

  • @danisolomon3750
    @danisolomon3750 Месяц назад

    ኦርቶዶክስ ክትፈርስ ያ ኣይትቅንን
    ኩሉ ድርሳናት,ድርሳናት እኮ ተባሂሉ ጥንቁል ኣቢሎም ዝደረስዎ ንህዝብና መርገም ኮይኑ ዘሎ
    ኩሉ ይጓሓፍ

  • @HabasiMariya
    @HabasiMariya Месяц назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ezgihariyamesfin5511
    @ezgihariyamesfin5511 Месяц назад

    Geden ketelako ekom geden mesom ketkoni eka entay dea meseom ketdegefo ekom ember dehare kea hakenjia tetkewen selementay dea zeytkerb kab kemsei zeble hasot ketlako tewelo befltet tetzareb yehaysh

  • @kidanetsegay2123
    @kidanetsegay2123 Месяц назад

    Kemti natka maletey du

  • @BerktiEyob
    @BerktiEyob Месяц назад

    ሓደ ሊቅ ብቡዝሕ ትርጉም ስለ ንመጽሓፍ ስለ ዝትርጉም ሕቶኻ እዚ ከመይ ኣይትርደኣንን ኢልካ ሕተት ሕቶካ ኣይጽላእን ኢዩ ፡ ንገር ግን በጣሚ ንሶም እንተዘይ ምሉሱልካ ቡዝሓት ምእመናን መስሓትካ ነይርካ ካህሳሁን ንስካ ብፍላይ ኣብጊዕ ዝለብሱ ተካሉ ኢኩም

    • @SalamheAldshre
      @SalamheAldshre Месяц назад +1

      ክክ ንሓቂ ሰለ ዘይተፈተዉ

  • @YataBerh-wt4pf
    @YataBerh-wt4pf Месяц назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @kusu03.06
    @kusu03.06 Месяц назад

    🤍🤍🕊☦️☦️

  • @SurprisedFishingRod-om9um
    @SurprisedFishingRod-om9um Месяц назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @awetmihretab229
    @awetmihretab229 Месяц назад +1

    ❤❤❤

  • @ሰሉጓልድንግልማርያም
    @ሰሉጓልድንግልማርያም Месяц назад +1

    ❤❤❤❤

  • @Hhhhhhb53
    @Hhhhhhb53 Месяц назад

    ❤❤❤❤❤