መደብ ብጋህዲ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 11 янв 2025

Комментарии •

  • @ዓይኒዓሳ
    @ዓይኒዓሳ 11 месяцев назад +2

    እዚ ጎጀ ዝባሃል ግዳም ሓደር ድዩ ዓብዩ እቲ መልሓሱ ብጣዕሚ ስዲ ኢዩ ኣታዓባብያ ዝበደሎ ረሳሕ ሰብ ክብሪ ጓል ኣንስተይቲ ኣይፈልጥ ክብሪ ሕብረ-ሰብ ኣይፈልጥ ረሳሕ ኢዩ::

  • @Tsgereda-b6d
    @Tsgereda-b6d 10 месяцев назад +1

    Monica,btaemi Eki haki Tzarebi ,Bzaeba ADI bilena,Zgerm eyu.kulna serihna ena Nnebr zelena,NSA mis Tsadu ktkeyd delya eya Nmengsti hibatom😂

  • @EliasTafla
    @EliasTafla 11 месяцев назад +1

    Nay bhaki moni dem nbena ena ab Oslo hkki eki moni haftey bfelay ab shweden znebere telim semay og yonas zbhal eyom

  • @tigstitt3568
    @tigstitt3568 11 месяцев назад

    Eway ezi hawey dea kemziea dhayu yfterelna neakum Kea bselam yerakbka ms sdraka ajokum

  • @Azib.Chimar
    @Azib.Chimar 11 месяцев назад +1

    Money kichin anes kfetweki meat eye.teshqini eki💙💙💙💙

  • @Desertflower-k6z
    @Desertflower-k6z 11 месяцев назад +1

    ኣብ ኣውሮፖ ዘሎ ሰብ ሓገዝ ኣየድልያን እዩ ኣቱም ሰባት

  • @rahelts9731
    @rahelts9731 11 месяцев назад +2

    ሰላም ሞኒ ሓፍተይ እታ ናይ ልብያ ሓፍትና ቆልዓ ዝሓመመታ ቁጽሪ ተሌ ፎና ሓብና ዓቅምና ክንሕግዛ ❤

  • @esfalse
    @esfalse 11 месяцев назад

    Menalbat adi keyru kekwen ykel kab Engliz mekbal teabemo bezuhe adi eyom zekdu mesakin

  • @kw8726
    @kw8726 11 месяцев назад +1

    Yes, good idea

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388 10 месяцев назад

    ሰላም ሞኒ እወ እዚ ሕዝቢ ክጥንቀቅ አለዋ ብገንዘብ ዝምለሰ ነገር የለን ኢድካን አፍካን ምክብ ክንደይ ዝሕገዝ አሎ ሰድራ ሰዉአት ሰለካ ዝሐለፉ ደቀምን ሰድርኦሙን ገዲፎም አታ ህዝቢ ርእሲ አለካ ድዩ እሰከ ሕሰቡ ትሕግዙ እተኮይንኩም ዝሐመሙ ዝተወጽዑ አክር አለዉ ንዕዖም ሐግዙ ሰለዚ እቶም ደቃ ዕዲሜኦም አኪሎም ነብሰም ክከእሉ እዬም ሸዑ ባዕሎም ናቶም ፍርዲ አለዋም ወይ አደይ ክብሉ ወይከአ አይንፈልጠክን ክብሉዋ ሰለዚ ምሰትዉዓል ንመን ከምትሕግዙ ፍለጡ ❤🇪🇷🙏✍️👍

  • @aziebngse8197
    @aziebngse8197 11 месяцев назад

    Aenes Tay eske hasibe zezzwa seb key hlwu kregagets aelewo

  • @AidaKidane-kp2dg
    @AidaKidane-kp2dg 11 месяцев назад +2

    እዋይ ስመጃና ያበሉ ኣቲ ሃላይ ዓጋመ እዩ ስምዕዮ ኣክሰንቱ

    • @AidaKidane-kp2dg
      @AidaKidane-kp2dg 11 месяцев назад +1

      @@user-yf4ls7kk3d 😂😂😂😂 ኤርትራዊ ኡካ እየ ዞባ ደቡብ ኣይትበል ዞባ ጋሽ ባርካ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኩሉ ይፈልጦ ዓደይ ፃዕዳ ልክዕ እዩ ቁሩብ እዩ እንበር ላህጃ ኣሎ ግና እዚ ናይ ቆንዳፍ ዓጋመ ላህጃ ንዓይ ክጠፍኣኒ ናይ ዓደይን ናይ ጎረበተይን ክተፍኣኒ ዓጋመ ኡካ ኣይትሓፍሩን ኢኹም ነውራማት ዓልየት, ደሓር ከአስ መዋስብቲ ሕፈር እስከ ኤርትራዊ ምስ ዓጋመ ተዋሲቡ ኣይፈልጥን መውስቡ ትፈልጥዎ ድኹም እንታይ ማለት እዩ ዓጋመ ሱቅ እልኩም ስለ ትወልዱ መውስቡ ኢኹም ትብልዎ ብኣኹም, መውስብ ማለት ሺማግለ ሊእኽካ ዝግበር ቃል ኪዳን እዩ እዚ ከኣ ን ኤርትራዊ ምስ ዓጋመ ነውሪ እዩ ኣይግበርን እዩ ፍጹም ሓደ ጊዜ ሓንቲ ኤርትራዊት ከምኡ ተመርዕያ ካብ ዓዲ ኦሮሞ ናይ ኤርትራ ዞባ ዶቡብ ዓጋመ ኣብ tv ከይተርፈ ኣርእኩሞ ንዓኹም ብርቂ ስለ ዝኾነ ጋል ኤርትራዊት ተመሪዓ ኢልኩም እንበር ምስ ዓጋመ ነውሪ እዩ መውስቦ ኣባና ተወዲኡ

  • @genetberhe6944
    @genetberhe6944 11 месяцев назад

    መኒ ኣብ ቤልጅም እየ ዘሎኹ ኣእትውኒ

  • @esfalse
    @esfalse 11 месяцев назад

    Entay malet eyu rekus hezbi entay zegbre hezbi elka tserfi hezbi kea arkiskumos rekus kea teblewo ageb

  • @erierenaasmera3672
    @erierenaasmera3672 10 месяцев назад

    Moni txeda lebam 😂😂

  • @rttr3992
    @rttr3992 11 месяцев назад

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤

  • @genetberhe6944
    @genetberhe6944 11 месяцев назад

    ሱሙ መን ይባሃል

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 11 месяцев назад

    👍👍👍👍

  • @rahelgirmay8966
    @rahelgirmay8966 11 месяцев назад

    ❤❤❤❤

  • @Mike-lo1ts
    @Mike-lo1ts 11 месяцев назад

    Moni shekor

  • @samriissak1204
    @samriissak1204 11 месяцев назад +1

    Kkkkkk anti halay hesbti weyane....agame......i am proud of eritrean...❤❤🎉🎉🎉🎉... Hager ena neklakel zelena.❤❤❤❤❤❤

  • @AidaKidane-kp2dg
    @AidaKidane-kp2dg 11 месяцев назад

    እዋይ ሃለውለው እንድሕር ብ ሂወት ኣሎ ደውሉ ኣይረክቦምን ዱ ንስድርኡ በቃ እዝስ ኣይ ዓጋመስ ሻዕቢያ ስውኣቱ ኣይገድፍን እዩ ስለ ዘሕርሮም ነዚ ክስረሓለይ እዩ ያእ

    • @AidaKidane-kp2dg
      @AidaKidane-kp2dg 11 месяцев назад

      @@user-yf4ls7kk3d ውግእ ርኢኪ ዶ እንታይ ሕቶ እዩ ወደይ መጀመሪያ ወዲ እየ ኤርትራዊ ን ውግእ ይርእዮ ዘይኮነስ ይሳተፎ እዩ ኣየ እወ ከምዚ ሕጂ ከተዕልለሉ ዋዛ ይመስል ኣታ ቆንዳፍ ውግእ ብ ውግኡ ኣብ ግንባር ቡሬ ኣይሞከር ኣበይ እሞ ክትፈልጦ ካፍቶም ኣላህዮሙና ዝበለካ ወድ ዓድኻ ዘላሃናዮ እና ኔርና እንታይ እሞ ግደፉና እስከ ዓጋመ ሓሳዳት ንዓኹምሲ ካብ ዘለኹሞ ኣምላኽ ኣየሕልፈልኩም ርጉማት ፍጥረት

  • @EliasTafla
    @EliasTafla 11 месяцев назад

    Det er sant