Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ክቡር መ/ርና ናይ ባሓቂ ኣቦታት ናብ ሃዋሪያዊት ኣስተምህሮ ተመሊሶም ምእመናን (ቤተ ክርስትያን) ካብ ቱዅላ ከድሕኑ ዝገብር ሓሳብ እዩ ኣቦታትና ናብ ልቦም ክምለሱ ትገብሮ ዘለኻ ፃዕሪ እግዚኣብሄር ሂወት ዘመንካ ይባርኸልካ ፣እሞ መ/ርና ኤሊ ኣብ ቤት እግዚኣብሄር ፀገም ይፈጥር ነይሩ ኣብ ክንዲ ንእግዚኣብሄር ክብሪ ንደቁ ክብሪ መሃብ ጀመረ ቃል ኣምላኽ ምሰማዕ ሓደገ እግዚኣብሔር ድማ ንኤሊ ንዒቍ ንብላቴና ሳሙኤል ኣተስኣ (መረፀ ) ክብር መጋቢ ሓዱሽ ድማ ንትግራይ ኦ.ተ ቤተ ክርስትያን ትንሳኤ ንዓኻ ስለዝሃበና እግዚኣብሄር ስሙ ዝተመስገነ ይኹን።
ትግራይና እዉንባ ጽርሕዋ መምህረይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ትግራይ መንበረ ሰላማ ሲኖዶስ❤❤❤❤❤❤❤
የቀንየልና ምህር ካባኹም ብቡሕ ተስፋ አለና ብዝኻአልናዮ አብ ጎን አለና አሞ እቲ ቁንዕ ናይ ፈጣሪ ቃል ህዝብና ፀሚእዎ ካህናትና ቅርሽና እምበር ነብስና አይፈልጥዋን አይፍትሽን
Kendi tifiat hagere tigrigna papasatnan akshishtinan eyen hayimanotawi sirihen gedifen ab politika witim kilkil enabela jaki ayitifien hasot enagosema binaten himek faith ab kindi zimihra poletikegnatat koynom niametsti enamereka polotikegnatat kem dilayom ziendirula koynen eyen.
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen ❤❤❤
መቼም ናይ ቤተርስቲያ ናይ እቶት ፍልፍላ መእመና ህዝባ ኢዩ ግን እቲ ካብ ህዝባ ዝተረኸበ እቶት ብትኽክል አብ ማዓሉ ይውዓል, ናብ ናይ ህዝቢ ልምዓት ክውዕል አለዉ. ይመስለኒ .🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ንሱ ኢና ንብል ዘለና: እቲ ፍልፍል እቶት ካብ ምእመናን ካብ ምፅባይ ልምዓታት ክስረሑ ኣለዎም:: እቲ እትትውን ብትኽክል ብዘይሻራዊ በዓል ሞያ ኦዲት ክግበር ኣለዎ::
ብዛዕባ ሰኖዶስ ይኹን ቤተ ክርስቲያን ዘላ ትካ መረዳእታ ውሱን እዩ እንተ ቲ እውቀት ኣይሕሰብን። መ ዘምራን ኢና ትብሉ በዛ ያሬዳዊ ዜማ እንዳ ተጎልበብኩም ሃለዉ ለው ኣይትበሉ። ሲኖዶስ ኖላዊ "ጔ ሳ " ሕዝቢ እዩ ናይ መራሕቲ ውድቀት ንሕዝቡ (ምእመናን ) ናብ ፀገም ስለ ዘእቱ ግቡእ ጥንቃቄ ይገብር። ብጳጳሳት ውክልና መራሕቲ ብ ቃላመሓላ የንግሥ :: ድኅሪ ናይ ሮም መንግሥቲ ውድቀት ንሮም ዘመረሃ ሲኖዶስ እዩ ኣቴላ ንዝበሃል ኣብ ዓሌት ሃን ዝመጸ ወራሪ ዝመለሶ ልዮ እዩ! ! ዳፉትር ግዳፉ
ብዛዕባ ሲኖዶስ ካብተን ዝተዘርዘራ 6 ነጥብታት ኣየናይ እዩ ትኽክክል ዘይኮነ? ፍልጠት ተሃልዩካ ነቲ ሓሳብ መነሻ ገይርኻ ሞግት:: ብደፈና ምዝራብ ግና ናይ ዘይምላጥ ምልክት እዩ::
ኣቱም ኽቡር መምህርና"ርኽሰት ኣቦታቶም ኣፍልጦም"/ሕዝ 20፥4/ ዘበለ ሒዝኩም እንዶ ዝተሸፈነ ነገር ኣይተቃልዑዎ
ዋይ አቱም ሰባት ጢኢናንዶ ግበሩን እንታይ እዩ ቓንቓና ተደባሊቁ አንፃር ሰብካ ምኻን እንድኢ እግዚአብሔርም ዝፈትዎ አይመስለንን።
"ኣንፃር ሰብካ" ማለት እንታይ ማለት እዩ?

ኣቱም ኽቡር መምህርና
"ርኽሰት ኣቦታቶም ኣፍልጦም"/ሕዝ 20፥4/ ዘበለ ሒዝኩም እንዶ ዝተሸፈነ ነገር ኣይተቃልዑዎ