Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ቃለህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ካብ ጥፍኣት ይሓልወኔ
እውነት ቃል አምላኽ ዘይተምሀረ ሰብ ክአምን አይኽእልን! እንተዘይአሚኑ ናብ ዝረኸቦ መንገዲ ይኸይድ!! ናብ ስርቂ፣ ስኽራን፣ ርኹሰት....ወንጌል መድሓኒት እዩ !ዘይተመሀረ ቀሺ ክምህርን ክጓስይን አይኽእልን!ሀም
መጽሐፍ ቅዱስ(ወንጌል ) ዝዓጠቀ ዝገጠመ ሽግር ይግጠም ሰይፍውን ይኹን ንቅንቅ አይብልን
አብ ትግራይ ዓደይ ወንጌል ያድሊያና አሎ ህዝቢ ይጠፍእ አሎ አቦና ሓንቲ ክናገር ብእንተሪኔት ጥራሕ አይኹን ብአካል ክኸውን አለዎ።እምነት ብተገባር እምነት ብሕጊ ክኸውን አለው።በብቦቱኡ መንፍሰዊ ብት/ቲ ክስራሕ አለዎ።አብ ከተማ ብቻ እንይኹን ወንጌል ፈቲፊትካ ክብላዓ አለዎ።
እንኳዕ ብዳሓን መፃኹም ክቡር መምህረይ
ሰላም መምህር ከመይ ሓዲርኩም እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም😍😍😍 ክረክበኩም ይክኣል ተኮይኑስ ተሌፎንኩም ሰደድለይይ
Betami Betami Betami zehezen tarik you
ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብን ትምህርትን ኣበርቲዕኩም ክትሰርሕሉ ኣለኩም ኣምላኽ ይሓግዝኩም
ብሰላም መፁኡና መምህር ያትፀበየና እዩ❤👏
Thank you so much
እንቋዕ ብዳሓን መጻእካ መምህር ኃወይ!
ዋይ መምህር ይገርም እዩ ንዓሰርተ ሸሞንተ ዓመት አብ ሰንበት ትምህርትቤት ዝተምሃረት ናይ አቡነ አረጋዊ ታሪክ አብ መፅሓፍ ቅዱስ ምዕራፍ እና ጥቅሲ ንገረን እላትኒ ይገርም እዩ😊 ነዝይ እኮእዩሞ ኩሉ ግዜ ትምህርቲ ክመሃር ዘለዎ ኩሉ ሰንበት ተምሃር ኩሉ ወጣት ትምህርቲ ሃይማኖት፣ ክርስትያናዊ ሰነምግባር፣ናይ ቅዱሳን ታሪክ ፣መፅሓፍ ቅዱስ መፅናዕቲ ተትሙሁርና ብዙይ ብዮቱብ ❤❤❤❤
ናይ ብሐቂ ነበረያነበረ ክተርፍ አለዎ ሰብ ከይሰርሕ ብበዐላት ፀሚዶም ንጥምየት ንልመና የቃልሑዎ እዙይ ክእለ ዘለዎ ስርዐት አስተምህሮ እዩ::መጽሐፍ ቅዱስ ዝሐዘ እየሱስ ዝበለ ብሕማቕ ዐይኒ እንዳተርአየ ከመይ ኢሉ ክመሀር?
አስላማይ ይበዝህ እዩ አብቲ ቦታክርስትያን ነፃነት የብሎምንዋላ ትምህርት ቤት እትምሃሩ እንኳ ሂጃብ ገይሮም እዮምእቲ ዋና ፀግም ሃይማኖቶም ዘይምፍላጥ እንተሆኑካልእ ግና ናይ አስላማይ ክፉ ሃይማኖት ምሗኑ እዩምክንያቱም አስላማይ አብ ብዙህ ዝሆንሉ ቦታ ክርስትያን በሰላም ክነብር አይፍቅድንክፉ ሃይማኖት እዩካልእ ሃድር ዝገብር ወድ የለን እዩ እቲ ምክንያት ዝበሉዝሆነ ሆይኖ መፀሃፍ ቅድስ ምፍላጥ አጋዳስዩ
ብጣዕሚ ዘሕዝንን ንኦርቶዶክሳውያን እውን ዘሕፍር እዩ።
😢ዋእ ከመይሉ ክኸውን ይኽእል
ሁሌ ስተትን ብቻ መመዝገብ ወደፊት አያስኬድምእናም ምን መደረግ አለበትእኔስ ምን ማድረግ እችላለሁ ብለን እናስብእንጂ በልቶ ማደር ብርቅ እየሆነ ባለባት አገር ለሚኖሩ ሰዎች ስተታቸውን ብንነግር ለውጥ የለውምግን ብናግዝብንተባበር ብዙ መስራት ይችላል
ኦመጋ ኪቢረት የሀበና
ካብናጋ ሰኒድዩ ልጅምህር መምህር
እወ ካብ ፅባሕ ሰኑይ ክጅምር እዩ
ናይ ወንጌል አመሀህራ ፀገም ኣሎ : እቲ መሰረት ወንጌል እንዳሀለወ ,አብ ሞዝሙር,ስነፅሁፍ ጥራህ እዩ ዝጥምት: ወሎዶ ይጠፍእ ኣሎ ሳኣን ትምህርቲ ወንጌል:
ቃል ሂወት የስምዓልና።አምላኽ ይሓግዝኩም
"አለልኝ አባቴ" ትብል ናይ ዘአፌ ክላሲካ ዝገበርካዮ አብ መወዳእታ ግን ደስ አይበለትንን
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዝኾነ ሰብ ዝአመነሉ ሃይማኖት ክመርፅ ተፈጥሮአዊ መሠሉ እዩ
ኩሉ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ወጻኢ ናይ ኦርቶዶክስ ብመንፈስ ኣምላኽ ዝተዳለወ ኣይኮነን
ይሄ ነገር አፕሊኬሽን ነው ወይስ ስቱዲዮ በጣም የተለየ ነው ስቱዲዮህ app ከሆነ ለኔም ሲስተሙን አሳየነኝ ወንድም 👏
App ኣይኮነን፣ብዓመት 500 ዶላር ዝኽፈሎ ሶፍትዌር እዩ
ካብቶም ጆኖሳይዳዊ ኵናት አዊጆም ኽዘምቱ ክሳብ ደብረ ብርሃን ዝገስገሱን ሰይጣን ይሐሸናን ዝብል ናይ 4 ኪሎ ሲኖዶስ ናይ አይተ መሐመድ ሠናይ ግብሪ ስሒብብዎም ክኸውን ይኽእል
እዝጋአቢሕር የሀጊዝካ ቢካመይ ኪሕጊዝ
ቃንቃ ኣስተካክል : ሰሊሞም ❌መስሊሞም ተባሂሉ ይተኣረም ወይ ናብ ሃይማኖት ምስልምና ቀይሮም በል ::
"መሰለመ" ዝብል ግሲ ካበይ ኢኻ ኣምፂእኻዮ?
ወንጌል ስበኹያ ሰንበት ተምሃሮ ኮይንና ስለኢየሱስ መኣዝ ኣምሂረሙና ስለፍጡራት እምበር። ስለዚ ሰብ ኢየሱስ ተበለ እተሳድድድ ቤተ እምነት ደቃ ገና ክብጨሩ እዮም። መሓመድ ግብረሶዶማውን ቀታልን ሓሳውን እዩ ግን 40 ሰብ ዝኣክል ከመይ ወፂኦም? እንታይ ኢለምዎም? ስለሓደፈጣሪ ስለ እቲ ህልውንኡ ዘየለ ሰቢኸምዎም ከይዶም ስለዚ ጎይታ ኢየሱስ ስበክዎምምም ሸቀጥ ይኾነኹም😭
ኣረጋዊ ጋብር ክትብሉ መኣስ ወንጌል ከተርኩቡሉ
ናይ ኣቡነ ኣረጋዊን ገብረመንፈስ ቅዱስን ጸሎቶም በረከቶም ኣይፈለየናመመሊሰ ዝሕጎሶ ነገር እንተሎ ኦርቶዶኩስ ተዋህዶ ብምኳነይ እዩ ተመስገን አምላከይ 🙏✝️
❤❤❤@@ጓልዓጋመእየ
እቲ ናይ ቲኦሎጂ ትምህርቲ ካብ ትጅምሮ ፀኒሕኩም ኣብ ዩቱቭ ብዝበለፀ ግን ኣይተሰርሑን ዘለኹም ኣብ ኦሜጋ ቲቪ ግን 3 ግዜ ሰሪሕኩም : ዝበዝሐ ኣብቲ ቲኦሎጂ ዘይተሰርሑ ፀገም ድዩ ኣለዎ ኾይኑ::
ፅባሕ ክንጅምር ኢናኮ ኢልናለና
@omegatv120 ንፅበ ትምህርትኹም ደስ በሃሊ ነይሩ ግን ኹሉ ግዜ ሰኒ ንጅምር ካብ ትብሉ ፀንሕኹም : እስቲ ናጋ ሰኒ ምስ ጀመርኹም ንኣምን
@@gene6075ተጀሚሩ ኣሎ ኣሚንኺዶ?
ዉሸት መሆን ኣለበት😢
መምህር እንታይ ኣብ ኦሮምያ ኣኺድኩም ኣብዚይ ኮ ኣሎ ኣብ መቀለ ብኣሽሓት ናብ ፕሮቴስታንት ብገፍ ከይዶም ኣለው እርግጥ ይርድኣኒ እዩ። ቤተ ክርስቲያን ኣለም ኣቀፋዊት እያ ድምበር የብላን ። ግን መቅድመ ኩሉ ኣውፅእ ስለ ዝብል ከም መቀለ ዝተወረረ የለን።
መምህር እንታይ አለዎ ካብ ገዛ ሙሉእ ሳዕሪ ቤት ሓንቲ ክልተ ሳዕሪ ተመዚዘን እንታይ ፀገሙ እኒ ኣሪዮስን ም ቅደንዮስንውንኮ ወፂኦም እዮም እታ ቤተ ክርስቲያን ግን እስካብ ሐዚ ኣላ ክትቅፅልውን እያ ፀገም የለን ። ንሶም ብምውፅኦም ንሕና ተጠቅምና ኢና እንኳዕ ወፁ ዝብሉኮ አለው ሕዚውን ኣይደሓናን።
@@berhetesfay7714 እዙይ ጃህራ እዙይኮ እዩ ቤተ ክርስቲያን ዘዳኽማ ዘሎ። ሓደ ሳእሪ ዝተበሃለ ፅባሕ ሓደ ኣዳራሽ ይኸውን። ናብ ውሽጥና መኣዝ ከምንርኢ ይገርመኒ። ስለሓሳብኩም ግና ከየመስገንኹ ስቕ ኣይብልን።
ቃለህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ካብ ጥፍኣት ይሓልወኔ
እውነት ቃል አምላኽ ዘይተምሀረ ሰብ ክአምን አይኽእልን! እንተዘይአሚኑ
ናብ ዝረኸቦ መንገዲ ይኸይድ!! ናብ ስርቂ፣ ስኽራን፣ ርኹሰት....
ወንጌል መድሓኒት እዩ !
ዘይተመሀረ ቀሺ ክምህርን ክጓስይን አይኽእልን!
ሀ
ም
መጽሐፍ ቅዱስ(ወንጌል ) ዝዓጠቀ ዝገጠመ ሽግር ይግጠም ሰይፍውን ይኹን ንቅንቅ አይብልን
አብ ትግራይ ዓደይ ወንጌል ያድሊያና አሎ ህዝቢ ይጠፍእ አሎ አቦና ሓንቲ ክናገር ብእንተሪኔት ጥራሕ አይኹን ብአካል ክኸውን አለዎ።እምነት ብተገባር እምነት ብሕጊ ክኸውን አለው።በብቦቱኡ መንፍሰዊ ብት/ቲ ክስራሕ አለዎ።አብ ከተማ ብቻ እንይኹን ወንጌል ፈቲፊትካ ክብላዓ አለዎ።
እንኳዕ ብዳሓን መፃኹም ክቡር መምህረይ
ሰላም መምህር ከመይ ሓዲርኩም እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም😍😍😍 ክረክበኩም ይክኣል ተኮይኑስ ተሌፎንኩም ሰደድለይይ
Betami Betami Betami zehezen tarik you
ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብን ትምህርትን ኣበርቲዕኩም ክትሰርሕሉ ኣለኩም ኣምላኽ ይሓግዝኩም
ብሰላም መፁኡና መምህር ያትፀበየና እዩ❤👏
Thank you so much
እንቋዕ ብዳሓን መጻእካ መምህር ኃወይ!
ዋይ መምህር ይገርም እዩ ንዓሰርተ ሸሞንተ ዓመት አብ ሰንበት ትምህርትቤት ዝተምሃረት ናይ አቡነ አረጋዊ ታሪክ አብ መፅሓፍ ቅዱስ ምዕራፍ እና ጥቅሲ ንገረን እላትኒ ይገርም እዩ😊
ነዝይ እኮእዩሞ ኩሉ ግዜ ትምህርቲ ክመሃር ዘለዎ ኩሉ ሰንበት ተምሃር ኩሉ ወጣት ትምህርቲ ሃይማኖት፣ ክርስትያናዊ ሰነምግባር፣ናይ ቅዱሳን ታሪክ ፣መፅሓፍ ቅዱስ መፅናዕቲ ተትሙሁርና ብዙይ ብዮቱብ ❤❤❤❤
ናይ ብሐቂ ነበረያነበረ ክተርፍ አለዎ ሰብ ከይሰርሕ ብበዐላት ፀሚዶም ንጥምየት ንልመና የቃልሑዎ እዙይ ክእለ ዘለዎ ስርዐት አስተምህሮ እዩ::
መጽሐፍ ቅዱስ ዝሐዘ እየሱስ ዝበለ ብሕማቕ ዐይኒ እንዳተርአየ ከመይ ኢሉ ክመሀር?
አስላማይ ይበዝህ እዩ አብቲ ቦታ
ክርስትያን ነፃነት የብሎምን
ዋላ ትምህርት ቤት እትምሃሩ እንኳ ሂጃብ ገይሮም እዮም
እቲ ዋና ፀግም ሃይማኖቶም ዘይምፍላጥ እንተሆኑ
ካልእ ግና ናይ አስላማይ ክፉ ሃይማኖት ምሗኑ እዩ
ምክንያቱም አስላማይ አብ ብዙህ ዝሆንሉ ቦታ ክርስትያን በሰላም ክነብር አይፍቅድን
ክፉ ሃይማኖት እዩ
ካልእ ሃድር ዝገብር ወድ የለን እዩ እቲ ምክንያት ዝበሉ
ዝሆነ ሆይኖ መፀሃፍ ቅድስ ምፍላጥ አጋዳስዩ
ብጣዕሚ ዘሕዝንን ንኦርቶዶክሳውያን እውን ዘሕፍር እዩ።
😢ዋእ ከመይሉ ክኸውን ይኽእል
ሁሌ ስተትን ብቻ መመዝገብ ወደፊት አያስኬድም
እናም ምን መደረግ አለበት
እኔስ ምን ማድረግ እችላለሁ ብለን እናስብ
እንጂ በልቶ ማደር ብርቅ እየሆነ ባለባት አገር ለሚኖሩ ሰዎች ስተታቸውን ብንነግር ለውጥ የለውም
ግን ብናግዝ
ብንተባበር ብዙ መስራት ይችላል
ኦመጋ ኪቢረት የሀበና
ካብናጋ ሰኒድዩ ልጅምህር መምህር
እወ ካብ ፅባሕ ሰኑይ ክጅምር እዩ
ናይ ወንጌል አመሀህራ ፀገም ኣሎ : እቲ መሰረት ወንጌል እንዳሀለወ ,አብ ሞዝሙር,ስነፅሁፍ ጥራህ እዩ ዝጥምት: ወሎዶ ይጠፍእ ኣሎ ሳኣን ትምህርቲ ወንጌል:
ቃል ሂወት የስምዓልና።አምላኽ ይሓግዝኩም
"አለልኝ አባቴ" ትብል ናይ ዘአፌ ክላሲካ ዝገበርካዮ አብ መወዳእታ ግን ደስ አይበለትንን
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዝኾነ ሰብ ዝአመነሉ ሃይማኖት ክመርፅ ተፈጥሮአዊ መሠሉ እዩ
ኩሉ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ወጻኢ ናይ ኦርቶዶክስ ብመንፈስ ኣምላኽ ዝተዳለወ ኣይኮነን
ይሄ ነገር አፕሊኬሽን ነው ወይስ ስቱዲዮ በጣም የተለየ ነው ስቱዲዮህ app ከሆነ ለኔም ሲስተሙን አሳየነኝ ወንድም 👏
App ኣይኮነን፣ብዓመት 500 ዶላር ዝኽፈሎ ሶፍትዌር እዩ
ካብቶም ጆኖሳይዳዊ ኵናት አዊጆም ኽዘምቱ ክሳብ ደብረ ብርሃን ዝገስገሱን ሰይጣን ይሐሸናን ዝብል ናይ 4 ኪሎ ሲኖዶስ
ናይ አይተ መሐመድ ሠናይ ግብሪ ስሒብብዎም ክኸውን ይኽእል
እዝጋአቢሕር የሀጊዝካ ቢካመይ ኪሕጊዝ
ቃንቃ ኣስተካክል : ሰሊሞም ❌መስሊሞም ተባሂሉ ይተኣረም ወይ ናብ ሃይማኖት ምስልምና ቀይሮም በል ::
"መሰለመ" ዝብል ግሲ ካበይ ኢኻ ኣምፂእኻዮ?
ወንጌል ስበኹያ ሰንበት ተምሃሮ ኮይንና ስለኢየሱስ መኣዝ ኣምሂረሙና ስለፍጡራት እምበር። ስለዚ ሰብ ኢየሱስ ተበለ እተሳድድድ ቤተ እምነት ደቃ ገና ክብጨሩ እዮም። መሓመድ ግብረሶዶማውን ቀታልን ሓሳውን እዩ ግን 40 ሰብ ዝኣክል ከመይ ወፂኦም? እንታይ ኢለምዎም? ስለሓደፈጣሪ ስለ እቲ ህልውንኡ ዘየለ ሰቢኸምዎም ከይዶም ስለዚ ጎይታ ኢየሱስ ስበክዎምምም ሸቀጥ ይኾነኹም😭
ኣረጋዊ ጋብር ክትብሉ መኣስ ወንጌል ከተርኩቡሉ
ናይ ኣቡነ ኣረጋዊን ገብረመንፈስ ቅዱስን ጸሎቶም በረከቶም ኣይፈለየና
መመሊሰ ዝሕጎሶ ነገር እንተሎ ኦርቶዶኩስ ተዋህዶ ብምኳነይ እዩ ተመስገን አምላከይ 🙏✝️