Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ክቡር መምህር መጋቤ ሓዲስ ብሩክ ኣብ ትሕቲ 'መንበረ ሰላማ' ዘለዋ ሃገረ ስብከታት ትግራይ ዘቕረብኦ ዓመታዊ ሪፖርት መሰረት ገይርኹም ዘቕረብኽምዎ ጠንካራ ሙያዊ ነቐፌታዊ ገምጋም ክመሃር ንዝደሊ ብጣዕሚ መምሃራይ እዩ። ንስኹም መንፈሳዊ ሓላፍነትኹም ተዋፂእኹም ኣለኹም። "ዘቦ እዝን ሰሚዐ ለይስማዕ" እዩሞ ይበል ዘብል እዩ ብኡ ድማ ቐፅልሉ!!ዘመነ ግልጋሎትኹም ፈጣሪ ይባርኽ!!
ቃለ ሕይወት የስምዐልና ዘይስማዕ የለን
መምህር መጋቤ ሃዲስ ቡርክ ቃል ህይወት የስምዕልና ፀጉኡ ብርክቱ የብዝሕልክይ ናይ ዘመኑ ጳውልስ እድስ ኣብባ እና መንብር ስላማ እበይ እንታይ ክን ዝርፎም 😊
መምህረይ ሽርሒ ኣዲስ ኣባባ ከይኾን ትኩረት ሃብዎ በጃኹም።
ብርትዑ!
በረከተ-አበው ይሕደርኩም መምህር ብፁዕ አቡነ ኤፍሬም መንበረ ሰላማ ምስ እተን ኣብ ዓለም ዘለዋ ኣቢያተ ክርስቲያን ክፋለጥ ንዘርኣይዎ ትግሃት "እለሰ ሠናየ ተልእኩ ቀሲሳን ምክዕቢተ ክብር ይደልዎሙ ወፈድፋደሰ ለእለ ይሰርሑ በቃል ወበምህሮ" ዕፅፊ ሕልፊ ኽብሪ ይግብኦም። በረከቶም ብብፅሓናብፁዕ አቡነ ማርቆስ መፃኢ ነገር ኣርሒቖም ብምርአይ ንዘሃብዎ ኣዕጋቢ ርእይቶ ነቲ ኣማዕዲዩ ዘርኢ ብሩህ ኣእምሮኦም"ኦ ንስር ዘእሙር በብርሃነ ኣዕይንቲከ" ኢለዮም አለኹ ። በረከቶም ይብፅሓና። እቶም መዓት ዲያቆናትን ኣቕሽሽትን ስልጣን ዘሃቡ ድማ "ብዝሑ ወተባዝሑ" ዝበሎ ሒዞም እዩ ኣይተሓዙሎም። ፀብፃብ ምብራቕ ደቡብ ትግራይ ምስ ኣዲስ ኣበባ "ሃበ ሃሎ መዝገብከ ህየ ይሄሉ ልብከ" እዩ ኣይትገረሙ።"ዘረፍቲ" እትብሃል ማርያም ከይትሊ ግን ኣይፈለጥኩን
ኡ መምህረይ ሰሓቅ ቀቲልካኒብኡ መጠን ከዓ ሓዚነ ካብቶም ከባቢና ደኣ ብኸመይ ኢና ንሓይሽ።
ዝገርም እዩ ብዘይ ምርዳእ ዶ ይኮን ከምሎሚ ሰሕቀ አይፈልጥን መምህር ንሱኩም ትፈልጥዋ ሓጥያት ይገርም እዩ ❤❤❤ንቅዱስቲ ንማርያም ሰሰረቁስ ገንዜብ ከፈሎም ❤❤❤ ብዛዕባ መናፈቃን ዘረባ ይብሉን አብ ኩሉ ቦታ እዩም ዘለዉ😊
ክክክ መስሓቕን መሕዘንን
❤❤❤
ናይቶም ኣቦ ካብ ኣነባብ እዩ አቲ ፀገም ዩ።😢
እታ ቤተ ክርስቲያን ዘርፈንቲ ቅድስት ማርያም እያ ትበሃል ገዳም እያ እብ እንደርታ ወረዳ እያ ትርከብ። ንሓገዝ ተባሂሉ እዩ ተዋሂቡ ።
ኣብቲ ዘስሕቕ ሲሒቕና😂 ኣብቲ ዝሕዝን ሓዝንና😢 ወዲእናዮ ንእሽቶይ ተስፋ ዝገበርኹሉ እዞም ኣቦና ማርቆስ ኣብ ገምጋም ዝሃብዎ ሓሳብ ሚዛናዊ ዝኾነ ብተግባር ንኽትግበር ተስፋ ንገብር ::
መምህር ብ2015 ዓም አብ ዓዲ ጉደም ቅድስ ገብርኤል ቤተ ክርስቲያን ክልተ ኮይንና ፈትኑ ተባሂልና ካብቶም ዝተለኣኹ ሓደ መነኩሴ ናይ ቤት መስቀል ዝበሀል ገዳም ኣብ ሳምረ ዝርከብ ውዳሴ ማርያም አይተመሀረን ግን እቲ ንሱ ዝደልዮ ቅስና እዩ። አነ ዝበሀል መሲሉኒ ንስኻ አሽኳይዶ ቅስና ድቁናውን ኣይግበኣካን ኢለና ከልኪልናዮ ኣባ እሳይያስ ግን መነኮስ ስለ ዝኾነ ኣብቲ ገዳም ክመሀሮ ስለ ዝኽእል ይወሃብ ንምንታይ ትኽልኽልዎ መነኩሴ ስለ ዝኾነ ድዩ ኢሎም ንዓይ ኣውቂሶምኒ ንስኻ ከልኪልካኒ መነኮስ ስለ ዝኾንኩ ግን ደስ ኣይበልካ ወሲዳ ሕርር በል ኢሉኒ ኣነውን ቅርጥም ኣቢለያ
እዙይን ወዲዙይንኮ እዩ ዘናግረና ዘሎ::
❤❤❤❤❤❤
ክቡር መምህር መጋቤ ሓዲስ ብሩክ ኣብ ትሕቲ 'መንበረ ሰላማ' ዘለዋ ሃገረ ስብከታት ትግራይ ዘቕረብኦ ዓመታዊ ሪፖርት መሰረት ገይርኹም ዘቕረብኽምዎ ጠንካራ ሙያዊ ነቐፌታዊ ገምጋም ክመሃር ንዝደሊ ብጣዕሚ መምሃራይ እዩ። ንስኹም መንፈሳዊ ሓላፍነትኹም ተዋፂእኹም ኣለኹም። "ዘቦ እዝን ሰሚዐ ለይስማዕ" እዩሞ ይበል ዘብል እዩ ብኡ ድማ ቐፅልሉ!!
ዘመነ ግልጋሎትኹም ፈጣሪ ይባርኽ!!
ቃለ ሕይወት የስምዐልና ዘይስማዕ የለን
መምህር መጋቤ ሃዲስ ቡርክ ቃል ህይወት የስምዕልና ፀጉኡ ብርክቱ የብዝሕልክይ
ናይ ዘመኑ ጳውልስ እድስ ኣብባ እና መንብር ስላማ እበይ እንታይ ክን ዝርፎም 😊
መምህረይ ሽርሒ ኣዲስ ኣባባ ከይኾን ትኩረት ሃብዎ በጃኹም።
ብርትዑ!
በረከተ-አበው ይሕደርኩም መምህር
ብፁዕ አቡነ ኤፍሬም መንበረ ሰላማ ምስ እተን ኣብ ዓለም ዘለዋ ኣቢያተ ክርስቲያን ክፋለጥ ንዘርኣይዎ ትግሃት
"እለሰ ሠናየ ተልእኩ ቀሲሳን ምክዕቢተ ክብር ይደልዎሙ ወፈድፋደሰ ለእለ ይሰርሑ በቃል ወበምህሮ" ዕፅፊ ሕልፊ ኽብሪ ይግብኦም።
በረከቶም ብብፅሓና
ብፁዕ አቡነ ማርቆስ መፃኢ ነገር ኣርሒቖም ብምርአይ ንዘሃብዎ ኣዕጋቢ ርእይቶ ነቲ ኣማዕዲዩ ዘርኢ ብሩህ ኣእምሮኦም
"ኦ ንስር ዘእሙር በብርሃነ ኣዕይንቲከ" ኢለዮም አለኹ ። በረከቶም ይብፅሓና።
እቶም መዓት ዲያቆናትን ኣቕሽሽትን ስልጣን ዘሃቡ ድማ "ብዝሑ ወተባዝሑ" ዝበሎ ሒዞም እዩ ኣይተሓዙሎም።
ፀብፃብ ምብራቕ ደቡብ ትግራይ ምስ ኣዲስ ኣበባ
"ሃበ ሃሎ መዝገብከ ህየ ይሄሉ ልብከ" እዩ ኣይትገረሙ።
"ዘረፍቲ" እትብሃል ማርያም ከይትሊ ግን ኣይፈለጥኩን
ኡ መምህረይ ሰሓቅ ቀቲልካኒ
ብኡ መጠን ከዓ ሓዚነ ካብቶም ከባቢና ደኣ ብኸመይ ኢና ንሓይሽ።