Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
እዛ ፍልሚ ክትቅጽል ኣሎዋ።ስራሕ ኣብ ዝኾነ ቦታ ሃሉው ንመንፈስካ ናይ ስራሕ ሽውሃት እንተከፍትካ ስራሕ ኣሎ።ስለዚ ኩቡራት መንፈስ ስራሕ ይሃሉወኒ።ደግም ሓወልቲ ደኽሞም እዮም ።ይቅረታ ሰርሕና ነብስና ንክኣል።
Wwwwwww
Amen
ነዛ ፊልም ትከታተል ዘለኻ ምንባርካ ቅሳነት ዘለዎ ይበረልካ ርግጽ ኣቢልካኒ ኣይትሕለፍ ዉሉፍ ናይ ላይክ የ
Amen Amen Amen
Hej hej hej
ትክክል ኤርትራዊ ምካንካ ትሓፍረሉ ስዓትን ግዘን ይከውን ኣሎ ኣሕዋት ንምንታይ ኢና ግን ክንዲ ንፈቀር ንጽላእ ክንዲ ንቀራረብ ንረሓሓቅ በጃኩም ንፈቀር ንተሓላሎ ኣብ ምንጎና ንፈስ ኣይነእቱ የሕዋት ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለና ጽቡቅ ፊልም ማሃሪት ኣጆኩም ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ
👍👍👍
👍👍👍🙏
👍👍👍💯
Ya you are right
ፀሪፊ ገዲዱዲና ሓፉትኹም ትግርወቲ
ነዛ ኮመንት ተምብባ ዘለካ ኣምላኽ ዕድሜኻ የንዋሓልካ ንዘልኣለም ካኣ ሑጉስ ሂወት ይፍተረልካ ቡሩካተይ ካኣ keep it up.
full light green full light green ata keshikashi bele des ybelka
ኣሜን ኮላይ ንዓካ
انا الطيب من السودان بحب موت هني
Amen!
Amennn
ኣቱም ሰባት ካልኣይ ሲዚኒኖ መጺኢና፡ እዋይ እዚ ወዲ ኬፍ ዘለዎ።ናይ ብሓቂ ሙሉእ ብቅዓት ዘለዎ መንእሰይ።ንኤርትራውያን ገሊጽና እድዩ፡ ሓጎልናን ፡ጅባናን ብጥርሑ ኣብ ትምክሕቲ ዓለም እንነብር።
Kebrtey men bayta mes habena ina emo abnay temkhti alem kenenber
Vroeg Wakker op eway anes fetyeyo edye moyte
እዛ ፍሊም ኬፍ ዘለዋ ብጣዕሚ'የ ዝሕብያ እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ሙቁራት
ማራ፣ከፍ፣ዘለዋ፣ዶ፣ኢልካ፣አቦይ፣ተክኽ፣ጅን፣ስተ፣ተሐሸካ፣ካካካካካካካካ
@@Yurda-uu6wn ክክክክ ከመይ ማለትኪ'ዩ ዳኣ እንታይ ኖውሪ ኣሎዎ ድዩ ኬፍ ኣለዋ ምባል?
Hisam habesha
Yorda 12345 sdidi
ብጣዕሚ ሳሓቢት ፍልሚ እያ ቀፅልሉ አሕዋት
🤣🤣🤣🤣🤣🤣 እዋይ ኣቦይ ተክለ መስሓቕ ኢሳቕ ካኣ ንፉዕ ጽቡቅ ትላበስ ❤
ሜሮን ሽኮር አድናቂትካ አጆካ ቀጽለሉ ገጸ ባህርያትካ በጣዕሚ ደስ በሃሊ
ኣቤት ደስ ባሃልቱ እንካእ መጻኩም ላይክ እስከ ሃቡለይ ❤❤❤❤
ከመይ ዊዒልኩም ተካታተልቲ እዛ ፍሊም እንኻዕ ናብ ብርሃነ መስቀል ኣብጽሓና ኪዳነምህረት ኣደይ ትሓልወና
sweet Home om det zgebir welasi nibai gexe kmexi ata lekimax be back
እንካን ደህና መጣችሁ የአዲስ አበባ ልጆች ላይክ ሱጡኝ🇪🇷🇪🇹 👈
የ liverpool ደጋፊ ነኝ. Kenei mergem qqqqq wshaaaa
እንካን ይህና መ
👍
ዋውውው ብጣእሚ ጽቡቅ ቅጽልዎ። ኣብ እቲ ዘሓሰብኩሞ ሓሰብ ልቡኩም ይስምረልኩም።
እዘን ኣዋልድ ክንደይ ሰብ የናኣእሳ እየን በርኣያ ስላሴ ዝተፈጥረ ሰብ ኣይንዓቕን እዩ
Nay derasay segem iyu
ኢሳቅ ሽኮር ናይ ብሓቂ ዝራብዕ ንፉዕ ወዲ ዓዲ ቀጽሎ
ኣነ በቃ ካብ መቀሌ መጻኹ ፊልሚ ክሰርሕ እየ ማራ ተመችዩኒ እወነት🇪🇹❤🇪🇷😊👈👌
Yeye First comment today !! Welcome ደቂ ኤረይ
Yola TD Esaqo shikor mara meshaq eka ajokum qexilewo 👍👍👍
ዊንቱ ሽኮር ያሆ ካብታ ኣብ ገጻት ኮሜድን ፍልምታትን ትመጺ ክሳብ ሕጂ ኣድናቂኪ ምካነይ ዝስማዓኒ ደስታ ክነግረኪ ኣይክእልን ኢየ ብስም ዊንታ ሞኮንን ላይክ እስከ
@not interested in politic ሐራይ ሰበይ ባእስን ጸርፍን ኣይፈቱን ኢየ ፍቅሪ ጥራይ ኢየ ዝክእልን ዝፈቱን ብሩክ ሓወይ
@not interested in politic ድሓን ክልቲኣትኩም ፍቕርን ሰላም ኢኹም ትደልዩ እንኳዕ ባእስን ጸርፍን ኣይፈተኹም ክቡራት የሕዋት
Sedet zemrero eske like habuna👇
Ane aleku kedameti hawey ajoka kea
Meras Issak etom timna delo ke dislike dina knhb
Gual amlak Seb da ketezarbe/bi deliki enber sedet ztamo seb yelen Bzkona ajona kuburat yehwat❤️❤️
አነ ኣለኩ ልክዕ ከም ሓሙት ምርርር ኢሉኒ ኣሎ በጃኩም እግዚአብሔር ደኣ ሰደት የሐፀርልና እምበር
ክክክ መርዓት ሲኢና እምበር ገለ ኣይምበለናን ነይሩ ዕድሜና ምሉእ እስኮቡሊ ኡፍ ምናባቱ!
እናደንጎኩም እንበር ብታዕሚ ደስ ዝብል እዩ ደቂ ኤሩ ሽኳርናታት
እንካዕ ብደሓን መፃኩም ዴቂ ኤሬ ፃዕዶ ንዊንታ ዝፍቲ like ፅፍዕኩሙኒ ሕለፋ ብሩክ ቅንያት ንብዓል መስቀል ይግብረልኩም ንኣመንቲ ክርስትያን 🙏🙏🙏🙏
Amen amen amen
Kife zelowa teketatalt film. Issac nufu tewasay eka. N Issac like habeloy😀😊❤
ነዛ ኬሜት ተንብብ ዘለካ ኣምላክ ዕድመካ የንዋሓዮ መልካም በዓለ መስቀል ከኣ ይኩነልነ ምቁራት
አሜነ አሜን አሜን
ዋውውው ውድሃገረስብ ኬፍ አዎ ማራ ቀፅለሉ
ንዝርድኦ ማሃሪ እዮ፡ ቐጽሉሉ ደቒ ኤረይ
እንኳን ደሀን መፀእኩምደቂ ኤርትራ በጣእሚ እየደፈትየኩም ሰላምኩም ይብዘሐለይ
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል አገላልጻ እቲ ዘሎ ናይ ኣዲሰ ኣበባ ሂወት ኣምጺእኩሞ ጽቡቕ
ኣይዞኩም ስደት ክሓልፍ እዩ ኣሕዋተይ መዓረይ!! ነቲ ሕፁይ ድማ ከይተዘጋጀካ መርዓካ ቀሪቡ በሉለይ ቅቅ
ሓባይቢ እንካዕ ምሰላም መጻኹም።ግን ደቂ ኤረይ ምቁራት እዛ ሓዋላ ተቐቢልካ ምስካርን ምበኣስን ግደፍዋ ምቁራተይ። ሓደራ!!!!!!!
ጋል ኣቦኣ ሱቅ በሊ ቆርባዕ ሰሪቆም ሃንግ ጌሮም ድኣ ክጨርሙ
ጎቦዛት ቀፅሉ ላይክ ረጊፅኩምኒ ሕለፉ ያጀምዓ
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ nvv, mo
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ entay amxeo dea kendzi xerfi mekira euka eya ata maas ena kenmebl hanti zeybelt si kendzi xerfi hemba 🤔
ኢሳቀይ ሽኮር😍 ብፈልጣ እምበይ ፈጣጥ ቀይርካኒ😂😂
ናይ ብሓቂ ኩሉ ዝበልኩሞ ዝብላዕ ዘረባ ኣጆኩም ኣብ ጎድንኩም ኣለና
ኣጆኩም እስከ ስደትና ይሕጽሮነተባብዓዮም እስከ ንዓይ ካኣ ላይኽ እስከ ይህዲኒ
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ፅቡቃተይ ግን ይቅርታ ግበሩለይ እና ናትኩም እኮ ስደት ኣይኮነን ማለተይ ዝጋነን ስደት ኣይኮነን ኣብ ስደት ዘለኩም ኣሓወተይ ብሰላም ዓድና ይምለሰና
ሓቂ ተዛረብኪ ብሓቂ ኩሉ ደገ ዝነብር ገንዘብ ከም ዘይብሉ ምርዳእኪ የመስግነኪ ብስም ኩሎም ከምዚ ከማይ
Betammmmm enji
ወልሓደ ኡካ ሞሳቱና ዘይለ ኩላ ፋሕ ፋሕ ኢላ !!! 😢😢😢
Ya ጀምዓ ነዞም ታህዊል ንቕበል አባ ነዞም ኣዝማድና ኣይተራሱኑልና
ክክክክክክ
Good👍👍👍👍
ማራየ ዝፈትወኩም ፕሊስ ኣይተሕጽርዎ ቀጽልዎ ብፍላይ እቲ ጓሳ ኣይላቭዩ ብቅዓት ኣለካ ክክክክክ እንጣጢዕ ላቭዩ ንዓኻ ጓሳ ስሓቅ ቀቲልኩሙኒ ሓዋላ ትብሃል ጾሎት ቅቅቅ ምዕቡላት ለማኖ ኩላ ዝተዛረብኩማ ነጥቢ ዩ ኣድኒቀኩም ምሃሪ
Wintey shkor btaimi eyu kef zeleki bflay ktshki koleki kemzi kemay n winta zehbya like agerchwuley
ዘሪጋ ዘሪጋ እወ ከም ሽሙ ብዓል ዘምዘምያ ኣድኒቀዮ እንበር ክምውት ደልየ ዋላ ዝጽላእ ገጸ ባህሪ የብሉን nic bro በርትዕ ዝዓርከይ።
He is Amazing.
ይስሓቅ መጸለል ያሆ በሓቂ ሓያል ኮሞድያን ኢካ ማለተይ ባዕልካ ምድራስ ክ፡እለት እንተ ሃሊካ
ኣብዛ ኢሮቮ ዘአለና ውን ዓድና ኽንምለስ ኢና ንደሊ። ኣብ ኢሮቮ ዘላኦስ ኣይጣዓሞን ዓድና ሰላም የውርደልና ደአቂኢ ኢረአይ ጻዓዱ
Micael Mehari ኣበይ ዩ ኸ ኢሮቮ
@@asmaraeritrea1780😂😂 Europa maletu Eu😂😂
ናይባሓቂ መሃሪት ፊልም ኩሉ መሃሪ እካ ነናቱ ትምህርቲ እንተ ሃለዎ ናይዛ ፊልሚ ፉሉይ ዝገብራ ግን ምልኣክታ ንጹር ብምካኑ እዩ
Nice ppl! Keep simply going🇪🇷
ሰላም ደኪ ኤረይ ከመይ ኣለኩም ኩሉኩም ዝዓበኩም ዝንኣስኩም ተዋሳእትኩም ተዓዘብትኩም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ይምነየልኩም ሰላም ወ ሰናይ ስደትና የሕጽሩ ምስ ቶም ምጭዋት ስድራና የራክበና ኣሜን
ኣቤት ኣንታ ክንደይ ይጥዕም እቲ ኣፍካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኹሉና
@@berihutesfamichael5566 thanks you berie ትሕሾ
Zeriga meksen zfetu like ygber kkkk
ፕሊስ ስውር ስፌት ስደዱልና
ኢሳቅየ ኣድናቂትካየ
ያ እዚ ኢሳቅ ዝብልዎ ኣበይ ተሸኒጉ ፀኒሑ ብሓቂ ፉሉይ ተውህቦ
እንካዕ ዳሓን መፀእኹም ብጣዕሚ ፅቡቅ. ስራሕ እዩ ቆፅልዎ ፣ ሰሪሕካ ትቁርጡም ዶ በለ ሳሕ ሞይተኮ ሳሓቅ ክክክክክክክክ ሓፍቱኹም ካብ ትግራይ ሶ ሰሰናዩ ።
Sk beli komal agame qondaf egeri
@@danielkahsay5038 ኣታ ድሁል ቆማል ሱዳን ቆማል ሓንጎል
Nice job ab sdet koinkum emo Kea mzi kulu shigr Abi srah msrahkum znad u.. Sesenayu neakum.. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
isaac & Ama i miss you❤❤😍😍❤😍
Nezom 2 deki hawbo dhbi like rgetsu
በረኸተይ ሽኮር አድናቂትካ ካብ ትግራይ ሰላም ንኩሉ ህዝቢ ኢትዮ ኤረ ሰደት እዩ ክአ አይትበሉ ገዛኹም እዩ ሽኮሪናታት
ልክዕ ኣለካ;ኪ
Kbur yekbreka , yekenyelna gual tgeay shikor❤
ለባም ኢኪ ብሓቂ ከማኪ ይብዛሓ
@@ሄሪሓዊእንቺ የቀንየለይ sweet
እወ ምቅርተይ ብሰንኪ ሓደሓደ ሩጉማን እምበይ
Oh wow welcome to guy's /sister's Nice movies so good I like it. don't forget.....!!
ክንዲ ሽሕ እንኮዕ ድሓን መጻኹም ♥️♥️♥️♥️🙏🙏
Yesss lomanti kedameyti bealey enka bselam.mexakum bruk mshet deki erey shikorinatatt layk aythmeku
Eway libey habite kemza films ey reakun gele aynet deki eriyyyyyy mearey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏
ኢሳቅ ዝበሃል ወዲ ♥♥♥♥
Wawww diki ኤሪ ፅሩያት ቀፅሉሉ ምቁራተይ ይሳቅ ቆንጆ ዎዮ መርዓ ኮ ረሲዕካዮ
Wintey mkrti kulu zexebkela love u eko ♥️♥️♥️
እዛ ድራማ ብጣዕሚ እያ ደስ ትብል
God bless you, deqi,ereo👍
ዋውውውውው እንካዕ በሰላም መፂኣኩም ክፅበያ እየ ቀንየ ደቂ ሓወቦታት ኬፍ ዘለወም ህቅ ሓብየኪ ያዓኪ ምሰኪን ፍጥርት ከሐዝን
Ewey film ba Respekt 🥰😘👑👑👑👑✌👌🤞
ፍቅሪ" ብኣፍካ ኣብዚሕኻ ናይ ዝጸዋዕኻያ ዘይኮነትስእምነት፡ሓልዮት፡ ተግባራዊ ዘለዎ ሓቅነት,,ወዘተ,, ሒዝካ ዩ።
Ja ናይ ብሓቂ
Kulom nufut gen ay km eisakon
ፊልሚ ማለት እዚኣ ኔራ ሰብ ኣጸሊላ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wintey moksi ftew keman naylbey 😍😍😍😍😘🤩🤩🤩🤩🤗🤗🤗🤗
እዋይ ኢሳቅ ሽኮር ናይ ብሓቂ ካብ ልብኻ ተዋሳአይ ሰሓቅ ሞይተ
*bhaki meharit film nic job deki eri*
❤❤❤❤❤❤❤ lovely movie
wawa well cam dki erye shkorat keftwekum eko neza film tireu zelkum kia idmena teina yehabkum sedtkum yehxrlku fetar 👏👏👏
ምስ ተደለለ ደኣ ምጽላል እዩ እምበር እንታይ ደኣ ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ሰሓቅ መይተ ሕጅስ ። ከም ናይ ፈረንጂ ጌረ እየ ይዕብየዮም ደቀይ
Meron gebrehiwet and Kbret Amare well done boys. kef alewo kulu srahkum, bkatkum, aserarhakum. ketslwo aythmeku.
winta and wedi haweboy kef alekum
Headphone (ሄድፎነይ) ሰሪቆሙኒ እስከ ኣጆካ ክትረክባ ኢካ ኣብ ዘይ በልዕ የውድቃ ኢልኩም ላይክ ሃቡኒ ክክክክ
Ayzoka maarey ktrekba eka
ሰላም ክቡራት ኤርትራዊያን ኣሕዋተይ መጀመርያ ነዚ ካብ ዓድኹም ወጺኹም ትፈትዉዎም ስድራኹምን ሃገርኩምን ተፈሊኹም ተብርክትዎ ዘለኹም ስራሕ ከድንቐኩም ይፈቱ ኣጆኹም ዉን ይብለኩም እንተኾነ ነዚ ካብ ኤርትራ ዝመጸ ግን ዋላሓንቲ ከምዘይፈልጥን ቀንዲ ከኣ ንዓብዪ ይኹን ንእሽቶ ከምዘይኽብርን ገርኩም ብተደጋጋሚ ተቕርብዎ ኣለኹም ነዚኣ ክትእረሙላ ጌጋ ምኻና ክትፈልጡ ይግባእ ብዝተረፈ በርትዑ
Velkommen Jeg Elsker alle dere
Wentay xebkti haftey u know how much love u 😘
Thanks you
Betaemi xebqti; meharit; Ewanawait film qexelwo des tblu
ብጣዕሚ ኑፉዓት ተዋሳእቲ እንታይ ድያ ሰሓቅ ቀቲላትኒ ንመኣዛ እወ ይፈልጣ እሞ እበላ ኣበይ እሞ ክብላክክክክክክክክክ
Wellcome deki erey mukurat qexlwo habayb ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇫🇷👈
Aykyden eye isaco 😃😃 bravo 👏
waww des zbl srah u bflaymo issak fun adis shkor
Wwwwww nicc gele aynet Film yesak kea nicc ajoka koxlo
ኢሳቅየ ፍቅሪ ሕዝዉ ክክክ አድስ ተረፍካ ዳአ ምዕቡል ለማኒ ከይትከዉን ፈሪሐልካ ። ዊንታይ ሽኮር ሰብ ብፍቅሪኪ ክመወት ደልዩ ። ካባይ ጀሚሩ 😍😍😍😍😍😍😍
WAWWW heley &freta btami xbuk srah aden gale so nice job 💋💋💋💋
Welcome deki Eriiiiyyy skornatata 🇪🇷😘❤️
Welcome #habeybey 💓👏👏👏👏
Esaco you are perfeket artest mharleyyyy eske
እዉይ ሓንቲ ኮሞንት ረሲዐ ሳምየ ቆላሕታ ዓይንካ ደስ ይብል
Well come deki eri kem kedemkum nice
Tanks
Wintu schkorrr 😍😍😍naybehaki nhawiy nwedi agoy knbll gze hallif🙉😍😅😍
Xbuk alekn bro
Welcome deai Eriy shikorrnatat👄❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
Àseyyyyy ezi Isaq zbhal kfteweka wintu kea thank you shgrna teredieklna
Wawwww dekiy ere shkor filmiy ketsllu admen tianan nakum💕
Deki hawebotat mara kief alekum ,kulukum tewaseti ,derasi naybhaki ,
I miss him ስውር ስፌት 😪😪😪
Me to
ሙዑቡላት ለማኖ ዶ ኢልካ ሓዋላ ዝቁርጡሙ ዝጽበዩ ኣብደገ ዘለና ዘበላሸናዮም መንእሰይ ኣሕዋትናን ደቅናን
እዛ ፍልሚ ክትቅጽል ኣሎዋ።ስራሕ ኣብ ዝኾነ ቦታ ሃሉው ንመንፈስካ ናይ ስራሕ ሽውሃት እንተከፍትካ ስራሕ ኣሎ።ስለዚ ኩቡራት መንፈስ ስራሕ ይሃሉወኒ።ደግም ሓወልቲ ደኽሞም እዮም ።ይቅረታ ሰርሕና ነብስና ንክኣል።
Wwwwwww
Amen
ነዛ ፊልም ትከታተል ዘለኻ ምንባርካ ቅሳነት ዘለዎ ይበረልካ ርግጽ ኣቢልካኒ ኣይትሕለፍ ዉሉፍ ናይ ላይክ የ
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen
Hej hej hej
ትክክል ኤርትራዊ ምካንካ ትሓፍረሉ ስዓትን ግዘን ይከውን ኣሎ ኣሕዋት ንምንታይ ኢና ግን ክንዲ ንፈቀር ንጽላእ ክንዲ ንቀራረብ ንረሓሓቅ በጃኩም ንፈቀር ንተሓላሎ ኣብ ምንጎና ንፈስ ኣይነእቱ የሕዋት ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለና ጽቡቅ ፊልም ማሃሪት ኣጆኩም ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ
👍👍👍
👍👍👍🙏
👍👍👍💯
Ya you are right
ፀሪፊ ገዲዱዲና ሓፉትኹም ትግርወቲ
ነዛ ኮመንት ተምብባ ዘለካ ኣምላኽ ዕድሜኻ የንዋሓልካ ንዘልኣለም ካኣ ሑጉስ ሂወት ይፍተረልካ ቡሩካተይ ካኣ keep it up.
full light green full light green ata keshikashi bele des ybelka
ኣሜን ኮላይ ንዓካ
انا الطيب من السودان بحب موت هني
Amen!
Amennn
ኣቱም ሰባት ካልኣይ ሲዚኒኖ መጺኢና፡ እዋይ እዚ ወዲ ኬፍ ዘለዎ።ናይ ብሓቂ ሙሉእ ብቅዓት ዘለዎ መንእሰይ።ንኤርትራውያን ገሊጽና እድዩ፡ ሓጎልናን ፡ጅባናን ብጥርሑ ኣብ ትምክሕቲ ዓለም እንነብር።
Kebrtey men bayta mes habena ina emo abnay temkhti alem kenenber
Vroeg Wakker op eway anes fetyeyo edye moyte
እዛ ፍሊም ኬፍ ዘለዋ ብጣዕሚ'የ ዝሕብያ እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ሙቁራት
ማራ፣ከፍ፣ዘለዋ፣ዶ፣ኢልካ፣አቦይ፣ተክኽ፣ጅን፣ስተ፣ተሐሸካ፣ካካካካካካካካ
@@Yurda-uu6wn ክክክክ ከመይ ማለትኪ'ዩ ዳኣ እንታይ ኖውሪ ኣሎዎ ድዩ ኬፍ ኣለዋ ምባል?
Hisam habesha
Yorda 12345 sdidi
ብጣዕሚ ሳሓቢት ፍልሚ እያ ቀፅልሉ አሕዋት
🤣🤣🤣🤣🤣🤣 እዋይ ኣቦይ ተክለ መስሓቕ ኢሳቕ ካኣ ንፉዕ ጽቡቅ ትላበስ ❤
ሜሮን ሽኮር አድናቂትካ አጆካ ቀጽለሉ ገጸ ባህርያትካ በጣዕሚ ደስ በሃሊ
ኣቤት ደስ ባሃልቱ እንካእ መጻኩም ላይክ እስከ ሃቡለይ ❤❤❤❤
ከመይ ዊዒልኩም ተካታተልቲ እዛ ፍሊም እንኻዕ ናብ ብርሃነ መስቀል ኣብጽሓና ኪዳነምህረት ኣደይ ትሓልወና
sweet Home om det zgebir welasi nibai gexe kmexi ata lekimax be back
እንካን ደህና መጣችሁ የአዲስ አበባ ልጆች ላይክ ሱጡኝ🇪🇷🇪🇹 👈
የ liverpool ደጋፊ ነኝ. Kenei mergem qqqqq wshaaaa
እንካን ይህና መ
👍
ዋውውው ብጣእሚ ጽቡቅ ቅጽልዎ። ኣብ እቲ ዘሓሰብኩሞ ሓሰብ ልቡኩም ይስምረልኩም።
እዘን ኣዋልድ ክንደይ ሰብ የናኣእሳ እየን በርኣያ ስላሴ ዝተፈጥረ ሰብ ኣይንዓቕን እዩ
Nay derasay segem iyu
ኢሳቅ ሽኮር ናይ ብሓቂ ዝራብዕ ንፉዕ ወዲ ዓዲ ቀጽሎ
ኣነ በቃ ካብ መቀሌ መጻኹ ፊልሚ ክሰርሕ እየ ማራ ተመችዩኒ እወነት🇪🇹❤🇪🇷😊👈👌
Yeye First comment today !! Welcome ደቂ ኤረይ
Yola TD Esaqo shikor mara meshaq eka ajokum qexilewo 👍👍👍
ዊንቱ ሽኮር ያሆ ካብታ ኣብ ገጻት ኮሜድን ፍልምታትን ትመጺ ክሳብ ሕጂ ኣድናቂኪ ምካነይ ዝስማዓኒ ደስታ ክነግረኪ ኣይክእልን ኢየ ብስም ዊንታ ሞኮንን ላይክ እስከ
@not interested in politic ሐራይ ሰበይ ባእስን ጸርፍን ኣይፈቱን ኢየ ፍቅሪ ጥራይ ኢየ ዝክእልን ዝፈቱን ብሩክ ሓወይ
@not interested in politic ድሓን ክልቲኣትኩም ፍቕርን ሰላም ኢኹም ትደልዩ እንኳዕ ባእስን ጸርፍን ኣይፈተኹም ክቡራት የሕዋት
Sedet zemrero eske like habuna
👇
Ane aleku kedameti hawey ajoka kea
Meras Issak etom timna delo ke dislike dina knhb
Gual amlak
Seb da ketezarbe/bi deliki enber sedet ztamo seb yelen
Bzkona ajona kuburat yehwat❤️❤️
አነ ኣለኩ ልክዕ ከም ሓሙት ምርርር ኢሉኒ ኣሎ በጃኩም እግዚአብሔር ደኣ ሰደት የሐፀርልና እምበር
ክክክ መርዓት ሲኢና እምበር ገለ ኣይምበለናን ነይሩ ዕድሜና ምሉእ እስኮቡሊ ኡፍ ምናባቱ!
እናደንጎኩም እንበር ብታዕሚ ደስ ዝብል እዩ ደቂ ኤሩ ሽኳርናታት
እንካዕ ብደሓን መፃኩም ዴቂ ኤሬ ፃዕዶ
ንዊንታ ዝፍቲ like ፅፍዕኩሙኒ ሕለፋ ብሩክ ቅንያት ንብዓል መስቀል ይግብረልኩም ንኣመንቲ ክርስትያን 🙏🙏🙏🙏
Amen amen amen
Kife zelowa teketatalt film. Issac nufu tewasay eka. N Issac like habeloy😀😊❤
ነዛ ኬሜት ተንብብ ዘለካ ኣምላክ ዕድመካ የንዋሓዮ መልካም በዓለ መስቀል ከኣ ይኩነልነ ምቁራት
አሜነ አሜን አሜን
ዋውውው ውድሃገረስብ ኬፍ አዎ ማራ ቀፅለሉ
ንዝርድኦ ማሃሪ እዮ፡ ቐጽሉሉ ደቒ ኤረይ
እንኳን ደሀን መፀእኩም
ደቂ ኤርትራ በጣእሚ እየ
ደፈትየኩም ሰላምኩም
ይብዘሐለይ
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል አገላልጻ እቲ ዘሎ ናይ ኣዲሰ ኣበባ ሂወት ኣምጺእኩሞ ጽቡቕ
ኣይዞኩም ስደት ክሓልፍ እዩ ኣሕዋተይ መዓረይ!! ነቲ ሕፁይ ድማ ከይተዘጋጀካ መርዓካ ቀሪቡ በሉለይ ቅቅ
ሓባይቢ እንካዕ ምሰላም መጻኹም።
ግን ደቂ ኤረይ ምቁራት እዛ ሓዋላ ተቐቢልካ ምስካርን ምበኣስን ግደፍዋ ምቁራተይ።
ሓደራ!!!!!!!
ጋል ኣቦኣ ሱቅ በሊ ቆርባዕ ሰሪቆም ሃንግ ጌሮም ድኣ ክጨርሙ
ጎቦዛት ቀፅሉ ላይክ ረጊፅኩምኒ ሕለፉ ያጀምዓ
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ nvv, mo
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ entay amxeo dea kendzi xerfi mekira euka eya ata maas ena kenmebl hanti zeybelt si kendzi xerfi hemba 🤔
ኢሳቀይ ሽኮር😍 ብፈልጣ እምበይ ፈጣጥ ቀይርካኒ😂😂
ናይ ብሓቂ ኩሉ ዝበልኩሞ ዝብላዕ ዘረባ ኣጆኩም ኣብ ጎድንኩም ኣለና
ኣጆኩም እስከ
ስደትና ይሕጽሮ
ነተባብዓዮም እስከ
ንዓይ ካኣ ላይኽ እስከ ይህዲኒ
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ፅቡቃተይ ግን ይቅርታ ግበሩለይ እና ናትኩም እኮ ስደት ኣይኮነን ማለተይ ዝጋነን ስደት ኣይኮነን ኣብ ስደት ዘለኩም ኣሓወተይ ብሰላም ዓድና ይምለሰና
ሓቂ ተዛረብኪ ብሓቂ ኩሉ ደገ ዝነብር ገንዘብ ከም ዘይብሉ ምርዳእኪ የመስግነኪ ብስም ኩሎም ከምዚ ከማይ
Betammmmm enji
ወልሓደ ኡካ ሞሳቱና ዘይለ ኩላ ፋሕ ፋሕ ኢላ !!! 😢😢😢
Ya ጀምዓ ነዞም ታህዊል ንቕበል አባ ነዞም ኣዝማድና ኣይተራሱኑልና
ክክክክክክ
Good👍👍👍👍
ማራየ ዝፈትወኩም ፕሊስ ኣይተሕጽርዎ ቀጽልዎ ብፍላይ እቲ ጓሳ ኣይላቭዩ ብቅዓት ኣለካ ክክክክክ እንጣጢዕ ላቭዩ ንዓኻ ጓሳ ስሓቅ ቀቲልኩሙኒ ሓዋላ ትብሃል ጾሎት ቅቅቅ ምዕቡላት ለማኖ ኩላ ዝተዛረብኩማ ነጥቢ ዩ ኣድኒቀኩም ምሃሪ
Wintey shkor btaimi eyu kef zeleki bflay ktshki koleki kemzi kemay n winta zehbya like agerchwuley
ዘሪጋ ዘሪጋ እወ ከም ሽሙ ብዓል ዘምዘምያ
ኣድኒቀዮ እንበር ክምውት ደልየ ዋላ ዝጽላእ ገጸ ባህሪ የብሉን nic bro በርትዕ ዝዓርከይ።
He is Amazing.
ይስሓቅ መጸለል ያሆ በሓቂ ሓያል ኮሞድያን ኢካ ማለተይ ባዕልካ ምድራስ ክ፡እለት እንተ ሃሊካ
ኣብዛ ኢሮቮ ዘአለና ውን ዓድና ኽንምለስ ኢና ንደሊ። ኣብ ኢሮቮ ዘላኦስ ኣይጣዓሞን ዓድና ሰላም የውርደልና ደአቂኢ ኢረአይ ጻዓዱ
Micael Mehari ኣበይ ዩ ኸ ኢሮቮ
@@asmaraeritrea1780
😂😂 Europa maletu Eu😂😂
ናይባሓቂ መሃሪት ፊልም ኩሉ መሃሪ እካ ነናቱ ትምህርቲ እንተ ሃለዎ ናይዛ ፊልሚ ፉሉይ ዝገብራ ግን ምልኣክታ ንጹር ብምካኑ እዩ
Nice ppl! Keep simply going🇪🇷
ሰላም ደኪ ኤረይ ከመይ ኣለኩም ኩሉኩም ዝዓበኩም ዝንኣስኩም ተዋሳእትኩም ተዓዘብትኩም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ይምነየልኩም ሰላም ወ ሰናይ ስደትና የሕጽሩ ምስ ቶም ምጭዋት ስድራና የራክበና ኣሜን
ኣቤት ኣንታ ክንደይ ይጥዕም እቲ ኣፍካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኹሉና
@@berihutesfamichael5566 thanks you berie ትሕሾ
Zeriga meksen zfetu like ygber kkkk
ፕሊስ ስውር ስፌት ስደዱልና
ኢሳቅየ ኣድናቂትካየ
ያ እዚ ኢሳቅ ዝብልዎ ኣበይ ተሸኒጉ ፀኒሑ ብሓቂ ፉሉይ ተውህቦ
እንካዕ ዳሓን መፀእኹም ብጣዕሚ ፅቡቅ. ስራሕ እዩ ቆፅልዎ ፣ ሰሪሕካ ትቁርጡም ዶ በለ ሳሕ ሞይተኮ ሳሓቅ ክክክክክክክክ ሓፍቱኹም ካብ ትግራይ ሶ ሰሰናዩ ።
Sk beli komal agame qondaf egeri
@@danielkahsay5038 ኣታ ድሁል ቆማል ሱዳን ቆማል ሓንጎል
Nice job ab sdet koinkum emo Kea mzi kulu shigr Abi srah msrahkum znad u.. Sesenayu neakum.. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
isaac & Ama i miss you❤❤😍😍❤😍
Nezom 2 deki hawbo dhbi like rgetsu
በረኸተይ ሽኮር አድናቂትካ ካብ ትግራይ ሰላም ንኩሉ ህዝቢ ኢትዮ ኤረ ሰደት እዩ ክአ አይትበሉ ገዛኹም እዩ ሽኮሪናታት
ልክዕ ኣለካ;ኪ
Kbur yekbreka , yekenyelna gual tgeay shikor❤
ለባም ኢኪ ብሓቂ ከማኪ ይብዛሓ
@@ሄሪሓዊእንቺ የቀንየለይ sweet
እወ ምቅርተይ ብሰንኪ ሓደሓደ ሩጉማን እምበይ
Oh wow welcome to guy's /sister's Nice movies so good I like it. don't forget.....!!
ክንዲ ሽሕ እንኮዕ ድሓን መጻኹም ♥️♥️♥️♥️🙏🙏
Yesss lomanti kedameyti bealey enka bselam.mexakum bruk mshet deki erey shikorinatatt layk aythmeku
Eway libey habite kemza films ey reakun gele aynet deki eriyyyyyy mearey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏
ኢሳቅ ዝበሃል ወዲ ♥♥♥♥
Wawww diki ኤሪ ፅሩያት ቀፅሉሉ ምቁራተይ ይሳቅ ቆንጆ ዎዮ መርዓ ኮ ረሲዕካዮ
Wintey mkrti kulu zexebkela love u eko ♥️♥️♥️
እዛ ድራማ ብጣዕሚ እያ ደስ ትብል
God bless you, deqi,ereo👍
ዋውውውውው እንካዕ በሰላም መፂኣኩም ክፅበያ እየ ቀንየ ደቂ ሓወቦታት ኬፍ ዘለወም ህቅ ሓብየኪ ያዓኪ ምሰኪን ፍጥርት ከሐዝን
Ewey film ba Respekt 🥰😘👑👑👑👑✌👌🤞
ፍቅሪ" ብኣፍካ ኣብዚሕኻ
ናይ ዝጸዋዕኻያ
ዘይኮነትስ
እምነት፡ሓልዮት፡ ተግባራዊ
ዘለዎ ሓቅነት,,
ወዘተ,, ሒዝካ ዩ።
Ja ናይ ብሓቂ
Kulom nufut gen ay km eisakon
ፊልሚ ማለት እዚኣ ኔራ ሰብ ኣጸሊላ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wintey moksi ftew keman naylbey 😍😍😍😍😘🤩🤩🤩🤩🤗🤗🤗🤗
እዋይ ኢሳቅ ሽኮር ናይ ብሓቂ ካብ ልብኻ ተዋሳአይ ሰሓቅ ሞይተ
*bhaki meharit film nic job deki eri*
❤❤❤❤❤❤❤ lovely movie
wawa well cam dki erye shkorat keftwekum eko neza film tireu zelkum kia idmena teina yehabkum sedtkum yehxrlku fetar 👏👏👏
ምስ ተደለለ ደኣ ምጽላል እዩ እምበር እንታይ ደኣ
ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ሰሓቅ መይተ ሕጅስ ። ከም ናይ ፈረንጂ ጌረ እየ ይዕብየዮም ደቀይ
Meron gebrehiwet and Kbret Amare well done boys. kef alewo kulu srahkum, bkatkum, aserarhakum. ketslwo aythmeku.
winta and wedi haweboy kef alekum
Headphone (ሄድፎነይ) ሰሪቆሙኒ እስከ ኣጆካ ክትረክባ ኢካ ኣብ ዘይ በልዕ የውድቃ ኢልኩም ላይክ ሃቡኒ ክክክክ
Ayzoka maarey ktrekba eka
ሰላም ክቡራት ኤርትራዊያን ኣሕዋተይ መጀመርያ ነዚ ካብ ዓድኹም ወጺኹም ትፈትዉዎም ስድራኹምን ሃገርኩምን ተፈሊኹም ተብርክትዎ ዘለኹም ስራሕ ከድንቐኩም ይፈቱ ኣጆኹም ዉን ይብለኩም
እንተኾነ ነዚ ካብ ኤርትራ ዝመጸ ግን ዋላሓንቲ ከምዘይፈልጥን ቀንዲ ከኣ ንዓብዪ ይኹን ንእሽቶ ከምዘይኽብርን ገርኩም ብተደጋጋሚ ተቕርብዎ ኣለኹም ነዚኣ ክትእረሙላ ጌጋ ምኻና ክትፈልጡ ይግባእ ብዝተረፈ በርትዑ
Velkommen Jeg Elsker alle dere
Wentay xebkti haftey u know how much love u 😘
Thanks you
Betaemi xebqti; meharit; Ewanawait film qexelwo des tblu
ብጣዕሚ ኑፉዓት ተዋሳእቲ እንታይ ድያ ሰሓቅ ቀቲላትኒ ንመኣዛ እወ ይፈልጣ እሞ እበላ ኣበይ እሞ ክብላክክክክክክክክክ
Wellcome deki erey mukurat qexlwo habayb ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇫🇷👈
Aykyden eye isaco 😃😃 bravo 👏
waww des zbl srah u bflaymo issak fun adis shkor
Wwwwww nicc gele aynet Film yesak kea nicc ajoka koxlo
ኢሳቅየ ፍቅሪ ሕዝዉ ክክክ አድስ ተረፍካ ዳአ ምዕቡል ለማኒ ከይትከዉን ፈሪሐልካ ። ዊንታይ ሽኮር ሰብ ብፍቅሪኪ ክመወት ደልዩ ። ካባይ ጀሚሩ 😍😍😍😍😍😍😍
WAWWW heley &freta btami xbuk srah aden gale so nice job 💋💋💋💋
Welcome deki Eriiiiyyy skornatata 🇪🇷😘❤️
Welcome #habeybey 💓👏👏👏👏
Esaco you are perfeket artest mharleyyyy eske
እዉይ ሓንቲ ኮሞንት ረሲዐ ሳምየ ቆላሕታ ዓይንካ ደስ ይብል
Well come deki eri kem kedemkum nice
Tanks
Wintu schkorrr 😍😍😍naybehaki nhawiy nwedi agoy knbll gze hallif🙉😍😅😍
Xbuk alekn bro
Welcome deai Eriy shikorrnatat👄❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
Àseyyyyy ezi Isaq zbhal kfteweka wintu kea thank you shgrna teredieklna
Wawwww dekiy ere shkor filmiy ketsllu admen tianan nakum💕
Deki hawebotat mara kief alekum ,kulukum tewaseti ,derasi naybhaki ,
I miss him ስውር ስፌት 😪😪😪
Me to
ሙዑቡላት ለማኖ ዶ ኢልካ
ሓዋላ ዝቁርጡሙ ዝጽበዩ
ኣብደገ ዘለና ዘበላሸናዮም
መንእሰይ ኣሕዋትናን ደቅናን