ኣብ 1993 ዝነበረ ፖለቲካዊ ኩነታትን ቅትለት በርሀ ሻዕብያን....

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 25 янв 2025

Комментарии • 44

  • @SelemonAmare-z4s
    @SelemonAmare-z4s 3 месяца назад +1

    ናይ ሱዳን ዉግእ ዚመርሐዋ ጆን ማለት የዉሃንስ ገ/ስቀልን ጎረሳን ኢዮሙ ታርክ አይቨተባላሺዉ

  • @hakieye5649
    @hakieye5649 4 месяца назад +4

    it is sad to hear a hero of Tigray where, when, by whom is died.

  • @VolvoD1379
    @VolvoD1379 4 месяца назад +3

    His nickname is shabeia already we knew he is hero we didn’t need more explanation

  • @NatanHabtom-b5d
    @NatanHabtom-b5d 3 месяца назад +2

    እወ ብርጋዴር/ሜጄር /ጄነራል በርሄ ሻዕብያ/በርሄ ወ/ልደጊዮርጊስ ተዋግቶ የሚያዋጋ የጀግናው ክፍለጦር አሉላ23ኛ መሪ ነበር።

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 4 месяца назад +3

    ሻዕብያ ክሳብ ክንድዚ ድዬም ኣብ ደምኩም ኣትዬም :

  • @BerheDce
    @BerheDce 4 месяца назад +4

    ሰበይቱ ንዕኡ ቀቲላ ንባዕሉ እውን ነብሳ ኣጥፊኣ እታ ኹሉ ሰብ ዝፈልጣን ብመንግስትን ቤሰብን ዓጀብቱን እተነገረት እዚኣ እያ

    • @gelau777
      @gelau777 3 месяца назад

      ሀሶት እዩ😢እነ መለስ እዮም ንበርሃን ንሰበይቱን ዝቀተልዎም😢ወ/ስላሴ ዝባሃል ናይ ድህንነት ባአልስልጣን እዩ እት ቀተለት ዘፈፀመ😢

  • @NassirWahabey
    @NassirWahabey 4 месяца назад +8

    ኩርዓት ዓጋመ እንዳበልካ ትግራዋይ ንምክፋል አይትሕለም ኩርዓት ትግራዋይ እዩ

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 месяца назад +2

      ሓበን ትግራይ፣ኩርዓት ዓጋመ እያ ትብል እዚኣ ጌጋ ኣለዋ ድዩ

    • @YonasGebreegziabher-x8s
      @YonasGebreegziabher-x8s 27 дней назад

      Leba eka...entay koynu kureat agame zeybehal? Meles kemzekitelo wushitka slezifelit eyu. Meles wedi Shaebiya eyu qetiluwo.

  • @hailemariamkahsay3086
    @hailemariamkahsay3086 4 месяца назад +4

    ንሓደ ከባቢ ኢሉ ተጋደለ ስለዘይኮነ ዘረባኻ ይታኣረም.

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 месяца назад +1

      ሓበን ትግራይ፣ኩርዓት ዓጋመ እያ ትብል እዚኣ ጌጋ ኣለዋ ድዩ

  • @siemyohannes5416
    @siemyohannes5416 3 месяца назад +3

    ታሪኽ ትግራይ ደይ ታሪኽ ሓሶትን: ታሪኽ ምጥልላምን እዩ ኩሉ ግዜ። ሕጂ ኸዓ 90% ዝልከፍ ዘይብሉ ብጥሜት ዝሳቐ ህዝቢ ሒዝኹም ን ኣቢ መን ተሓሽኸረ ትነሓንሑ ኣለኹም። ታሪኽኩም ናይ ፈይስቡክ ኮይኑ ተሪፉ። የሕዝን እዩ!😪

  • @WeyniTshaye
    @WeyniTshaye 4 месяца назад +1

    ❤❤❤💪💪💪❤❤❤

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 27 дней назад

    Berhe Shaebiya Meles Kemzeqtelo nimintay zeytinager? Hasawi eka. Nay dergi Tarik titintin aleka. Dikum.

  • @አዲስአለም-ዠ2ቸ
    @አዲስአለም-ዠ2ቸ 3 месяца назад +1

    መእረምታ ዝተሰውኣሉ 3/13/1992 ዓ/ም እዩ ናብ ሓድሽ ዓመት 1993 መእተዊ

  • @abrahatsadik652
    @abrahatsadik652 4 месяца назад +3

    በዓል ጀነራል ሐየሎምን ካልኦት ብዙሓት ጀጋኑ አብ ሰላም ወረዳ ሂወቶም ብኮንቱ ጠፊኡ. ናይዚ ቀንዲ ተሓታትይ ግን እቶም ብናይ ስልጣን ህረፍ ዝዓወሩ ጉጅለ ህወሓት እዮም. ዝተፈለየ ሓሳብ ዘለዎ ኩሉ ብሴራ እናጥፍኡዎም እዮም መጽዮም.
    እንበዓል ኮነሬል ክንፈ ብከመይ ሞይቶም?
    ጀነራል ሃየሎም ብከመይ ሞይቱ?
    በርሀ ሻዕብያ ከ ብከመይ ሞይቱ?
    አብ 50 ዓመታት ውሽጢ ሓታቲ ዘይብሎም ብዙሓት ጀጋኑ ጠፊኦም እዮም ብአውርኡ ከዓ ህዝቢ ትግራይ.

    • @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
      @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 3 месяца назад

      ሕፈሩ እምበርከ ተጋሩ ዲኩም ዘይተፃረየ ወረ ሒዝኩም ሰብ አይተደናግሩ በይዛኩም ሕሰቡ እንታይ ከን ትፅሕፉ

  • @ZebBur-jv5wi
    @ZebBur-jv5wi 4 месяца назад +2

    መን ቀትልዎ ?

  • @LidiyaAlemu-b5i
    @LidiyaAlemu-b5i 3 месяца назад +3

    Tsadkan leba

  • @girmaytesfay-bj8gx
    @girmaytesfay-bj8gx 3 месяца назад

    ሰበይቱ እያ ብቕንኢ ጠርጢራቶ ቀቲላቶ ዝብል እዉን ኣብ እዋኑ ሰሚዕና ነይርና በርሀ ሻዕብያ ካልኣይ ሓየሎም እዩ ዝበሃል

    • @beredu7426
      @beredu7426 3 месяца назад

      ሓቂ እናሓደረ ምቅላዑ ኣይተርፍን ንፀበ

  • @degolnegase7295
    @degolnegase7295 4 месяца назад +1

    ድሕሪ ሕጂ ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ከይተምጽእ ሰነፍ ታሪኽ እንተኮይኑ ታሪኽ እዩ ኣብ ኣድስ ኣበባ ተስውኡ ኢላካ ዘረባ ኣሎ መደናገሪ ኢኻ እዚ ትማሊ ተገበረ ታሪኽ ዓይንና ክትዕምተና ድሊኻስ ለካ እዚ ቅድሚ 100 ዓመታት ዝተገበረ ኣብ መጽሓፍ ኣምቢብና ን ኣምን ካባኻ ተማሂረ ኣለኹ በል ክትፈልጥ በርሀ ብ ሰቤቱ እዩ ሞይቱ ቁሩብ ከ 23 ዓመት ዝገበረ ናይ ትማሊ ብ ኣካል ን ፈልጦ ታሪኽስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እዩ ተሰዊኡ ኢልዎ በቃ ን ምንታይ ከ ናይ ሕጂ ታርኽ ን ማኣርግ ክትውከስ ክኢልካ ኣይነበርካን ማለት ድዩ 93 ? ዳሓር ካዓ ዓለም ለኸ ጋዜጠኛ ክትኾን ፈትን ንዮ በሎ እዚ ከም ባዓል ማእርግ ዝበሉ መንጨብጨብቲ ዝጻሓፍዎ ኣምጺኻ ኣይትድገመልና!

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 3 месяца назад

    እንታይ እሞኒ ጀግና ውላድ ኤርትራዊ ክይኑ ጀግና አጋመ ተተባሕለ እንታይ ጸገም አለው ጀግና ሐየሎም ውላድ ሐማሴን አዲ ሐገራይ ውላድ ተተባሕለ ብርግጽ እዩ Dictator እዚ ሐቂ ታሪኽ አይደልውን ታሪኽ ታሪኽ እዩ. ብዙሓት ኤርትራውያን ምስ ሕዋሐት ተቃለሱ ክሳብ ሕጂ ብዙሐት ኮኔሬላት ልእሉኡ ማአርግ ዘለውም አለው ብኸምኡ ድማ ካብ ኢሳያስ ትውልዱ ትግራዋይ ካሎኦት ተጋሩ ኮይኖም ዝተጋደሉ ሐለፍቲ ብዙሐት እዩም እዚ ስለዝኾነ እዩ ሐደ ሕዝቢ አብ ክልተ መንግስቲ ዝተመቀለ ዝባሐል ዘሎ።

  • @MeazaTehaye
    @MeazaTehaye 4 месяца назад +1

    Tsadkan zbhaL erkuse ktefe alowo

    • @Everyday-i7u
      @Everyday-i7u 3 месяца назад

      ንእሽተይ ግን ስኽፍዶ ኣይብለኩምን ኣንቱም ሰባት ንምንታይ ኢና እከለ ዝብሃል ሰብ ክጠፍ ኣለዎ ንብል?

    • @Everyday-i7u
      @Everyday-i7u 3 месяца назад

      ኣብዚኣ ግን ግልፂ ዘይኮነለይ ነገር ንምንታይ በርሀ ሻዕቢያ ኸምዝተብሃለ'ዩ!

  • @semaymeret7573
    @semaymeret7573 3 месяца назад

    Mistmisal

  • @BerheDce
    @BerheDce 4 месяца назад +1

    ንሱ ንትግራይ ተጋዲሉ ንኤርትራውን ተጋዲሉ ንኢትዮጵያ እውን ኣገልጊሉ ናይ ብሓቂ ዓለምለኻዊ ተጋዳላይ እዩ ጀግናውን ንስኻ ግን ገድሉን ጀግንነቱን ናይ ዓጋመ ጥራይ ከምዝነበረ ጌርካ ዕላማ ምግዳሉ ተጽብቦን ተፍኩሶን ኣለኻ ጌጋ
    እንተዝሰምዓካ ቀዳማይ ባዕሉ ዓገብ ምበለካ ተኣረም

    • @abebeh.8145
      @abebeh.8145 3 месяца назад

      ናይ ጀግና መቦቀሉ ምንጋር እንታይ እዩ ሽግሩ ልቶም ካልኦት ከባቢታት ኣትሒቱ ኣይተናገረን ሓየሎም ልምንታይ ኣብከባቢኡ ብፍሉጥ ይፅዋዕ?
      እዙ መድያ ምንም ጥፍኣት ኣገበረን ግን " ልቅሶው ከፍየልዋ በላይ ነው" ካብ ኩሉ ትግራይና ጀጋኑ ኣለው ኩሎም ስሞም ይሰነድ እዙይ ከባብያዊነት ኣይኮነን.

  • @ZebBur-jv5wi
    @ZebBur-jv5wi 4 месяца назад +2

    በርሀ ሻዕብያ ዚ ቁኑፅል ትረኻ አይገልፆን
    1 መለስ እዩ አቅትልዎ

  • @alemtesfamichael2121
    @alemtesfamichael2121 4 месяца назад +1

    ዋይ የልዕልካ ሓሳዊ ቤተሰብ ዘመድ የብሉን ኢልካ ዲኻ ትሓስብ? ወይለከ ጻዕዳ ሓሶት ንመን ክተርብሕ ንመን ክተጸልም ኢኻ እዛ መደብ ሰሪሕካያ ካሊእ ጉድ ምውጻእ እሞ ይትረፈኒ በርሀ ሻዕቢያ ዝተቐተለ ብበዓልቲ ቤቱ ብድቅሱ ኣብ ገዝኡ ቀቲላቶ እያ ርእሳ ኣጥፊኣ ናበይ ናበይ ትወስድዎ ለኹም ደፋር ሓሳዊ

  • @sabazeru2153
    @sabazeru2153 4 месяца назад +1

    ሓሳዊ መለስ እዩ ቀቲሉዎ

  • @Everyday-i7u
    @Everyday-i7u 3 месяца назад

    ብዛዕባ ኻልኦት ፍፃመታቱኳ ብቐጥታ እንተዘይፈለጥኩወን እታ ናይ ሸሸቢት ፍፃመ ግን ብኣካል ናይታ ኽፍለጦር ኣባል ስለዝነበርኩ ዝፈልጣ ሓቂ ኽዛረብ ናፍቱ ዂናት ሒዙወን ዝኣተወ በራግዲ ሓንቲ ናይ 23 ኣሉላ ክፍለጦር እግረኛ ብርጌድን ሓንቲ ተበቲና ዝነበረት ናይ 13ኛ ክፍለጦር ሜካናይዝድ ብርጌድን ሒዙ ንሱ እንተዋግእ ሻዕቢያ ግን 16 በራግዲ ሒዙ ኸምዝነበረ እዩ ዘለኒ ሓበሬታ ከም ምልክትውን ኣፍታ ውግእ ንሳ ሓንቲ ማይ ዝፀዓነት ቀያሕ ናይ ኣውራ ጎዳና ትመስል ቦትን ሓንቲ ቑምብላ ዝፅዓነት ኢነትረን ተማሪኸን እዬን 4 ታንክታት ሻዕቢያ እንትትቃፀላ 2 ድማ ተማሪኸን እዬን።

  • @Buy-wg3qk
    @Buy-wg3qk 4 месяца назад +1

    Shabia Leba! Wabadde ! He sold his country for Italian. So you are not hero . You Zero Lebba..

  • @muluaseged5266
    @muluaseged5266 3 месяца назад

    ቦኽቧኽ እንተዘይትኾኑ ኣማውታ በርሀን በዓልትቤቱን ግሁድን እታ በላዒት ጀጋኑ ኣጋንንታዊት ውድቡን ከምዝኾነት ዓለም ዝፈልጦ እዩ።

  • @smalleggvr
    @smalleggvr 3 месяца назад

    በርሀ ሻዕቢያ ምስ ባዓልቲገዝኡ ብመለስ ከምዝተቐተለ ዘይገለፅኹም ፍርሒዶ ወይስ ዘይምፍላጥ? ዓቢዪ ጉዳይ ዓልዒልኹም፣ ባዶ ትሕዝቶ ኣቕሪቡኹም። ዘይትደፍርዎ ጉዳይ ኣይተልዕልዎ። ዓሚል ቻነልኹም እዩ ዘርሕቐልኩም።