Thank you Brhane I appreciate you so greatly for your briefing which is based on facts You are great analyst.keep it up!!ተጋዳላይ ብርሃነ ሕቶኻ ኣብ መርትዖ ዝተመስረተ ብምኳኑ ነቲ ብሩህ ፍልጠትካ ኮሪዐሉ እድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤
I do not belong to any religious group. Your argument is a reflection of your Islamophobia. For you to think a Hijab will distract the concentration of a student, your thought one’s identity is defined only by ethnicity not religion is a manifestation of how shallow you are.
ዋው ብርሀነ ህሩር ትግራዋይ!እድመ ምስ ጥዕና ይምነየልካ
ኩልሻዕ እየ ሓሳባቱ ዘዳምፆ ብጣዕሚ በሳል ነገራት ኩሎም ብመረጃ ዘቅርብ ስልጡን ከምእውን ጀግና ትግራዋይ እዩ ❤
ልፍዓተይ ጂግናን በሊሕ ጥበበኛ ሰብ እዩ , ጂግና ትግራይ!!!
ከዳዓትን ብሄራዊ ጥልመታውያንን ናይ ተጋዳላይ ብርሃነ ገ/ገርግስ ድምፂ ክሰምዑ እንከለዉ ከም ቁሪ ዘኣተዎም ዓይነት ድምፅ ብርሃነ ጅግና የንቀጥቅጦም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ናይ ብሓቂ 😊
ከዳሚ ጉጅለ ኣደመ
ናይ ባሓቂ❤❤❤❤
Me too ✋️
Tegadalay Berhan meager Tigray eka edmen teanan yehbeka neberlna🙏❤️❤️❤️
ተጋሩ ማለት ብርሐነ ማለት ኢና ሰብ መትከል ሰብ ዓላማ ምእንተ ሕዝቡ ምእንተ ሐገሩ አብ ሓቂ ደው ዝብል ።እዙይ ኢና ተጋሩ ማለት ።
ናይዘመና ሐቀኛ ኩርዓት ሕዝበ ትግራይ ኢኻ❤
ናትካ ሓሳብ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ❤❤❤❤❤
Great idea bre
Hero long live
You hit the critical point
Hero of Tigray. GOD bless you bro 🙏
Greetings and love from Seattle Washington State 🇺🇸💖💖💛❤️💛❤️ Tigray Will Prevail
ከመኻ ኣይነት ሰብ ይወለድ ፅሩይ ትግራዋይ🎉🎉🎉
ታርጌት ሚድያ ንጅግና ተጋዳላይ ብርሃ ገ/ገርግስ ብምቕራብኩም ብዙሕ ሰብ ንኽጉብንየኩምን ሚድያኹም ንኽዓብን ዕድል ፈጢሩልኩም እዩ።ኣመስግኑዎ☝️
እዚ ብርሃነ ንትግራይ ብጣዕሚ የድልያ እዩ።
Berhane i will call you back tomorrow morning ❤❤
ብርሃነ ዝወደይ ማርያም አክሱም ፅዬናዊት ተፅልለልካ!!
አብ ትግራይ ምስ ኩነታት ዘይቀያየር ብጣዕሚ ፈላጥ ባዓል መትከል ናይ መጻኢት ተግራይ ዓቢይ ተሰፋ ክኾን ጅግና ሰብ እዩ።
ናይ ትግራይ ሰበስልጣን ፀረ ቡሉፃት ሰባት እዮም ።
ጅግና
yessss❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😘😘😘😘😘
Bre the man of principle
ታርጌት ሚድያ ብጣዕም እየ ዝከታተለካ ና
ጠንክርኻ ቓፅለሉ❤
ተጋዳላይ ብርሀነ ሓውና አብጎንኻ ኢና❤❤❤
❤❤❤❤ ሓሳብካ ብሉፅን ቁኑዕን እዩ ቀፅለሉ ብሬ ❤❤❤❤❤
ልፍዓተይ ቁኑዕ ተቃለሳይ እዩ ቀፅለሉ በለለይ
ብጣዕመሚ ተስፋ ዘስንቀካ በሊሕ
ጀግና አጆካ
Proudest personal skill
ብርሃነ ፀርፋ ገዲፍካ አዝዮ ብሱል ፈላጥ ሰብ እዮ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ ንድሕንነቱ እየ ዝፈርሐሉ ልዑል ጥንቃቀ ክገብር አለዎ
ተጋዳላይ ብርሂነይ 100 ዓመተ ንትግራይ ንበረላ ጀግና ሐቀኛ ተባዕ ❤️💛🌺🌼🙏🙏🙏
@@almazabraha6198 ለኽባጥ ጉጅለ ዓድዋ
ብርሃነ ተባዕ ንዝመሰለካን ንዝአመንኩሙሉ ዘይትደራደር ተጋዳላይ። ምግዳል ብአፈሙዝ ጥራሕ ዘይኮነስ ብሓሳብ ምግዳል ዘረአኻ ተባዕ ትግራዋይ ቀፅለሉ። ሓንቲ ነገር ክሕብረልካ ዝደሊ ሓሳባትካ ናብቲ ዝድለ ህዝብኻን መድመፅትኻ ብአገባብ ብሙሉእ ክፈስስ ፀርፊ አይትሕወስ ሓደራ ዋላ ዘሕርቕ ነገር እንተረኸብካ።
ጀግና ተጋዳላይ ብርሃን ገ/ክርሰቶስ ዕድምን ዪሃብካ
Thank you Brhane I appreciate you so greatly for your briefing which is based on facts You are great analyst.keep it up!!ተጋዳላይ ብርሃነ ሕቶኻ ኣብ መርትዖ ዝተመስረተ ብምኳኑ ነቲ ብሩህ ፍልጠትካ ኮሪዐሉ እድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤
ብርሀነ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን የሀ ከመ ግን እዞም ፀረ ተግራይ አዛብእ ከየሕድጉና ተጠመቀ ተድልየና ኢኻ ወድነይ።
ተጋዳለይ ብርሂነይ 100 ዓመት ንትግራይጀግና ሐቀኛ ተባዕቀፀለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
I do not belong to any religious group. Your argument is a reflection of your Islamophobia. For you to think a Hijab will distract the concentration of a student, your thought one’s identity is defined only by ethnicity not religion is a manifestation of how shallow you are.
Bravo! እሳ እያ እታ ሓቂ።
ኣጆካ ብሬ ጅግና ኢካ።ነገር ግን ንዕላማካ ምንባር ታሪካዊ ጅግንነት እዩ።ስለዝከነ ከኣ ኣንፈት ኣይትሃቦም ነቶም ታሪካውያን ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ።ፅንዓትካ፣ቃልካ፣ኣረኣእያካ "መርዘን" እዩ ዝኮኖም ነቶም ፀላእቲ። ስለዚ ከኣ ቀፅለሉ ቀፅለሉ።ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ።
ጅግና ተጋዳላይ ምኳንካ ማንም ዝፈልጠካ ኢካ በርትዕ
ብሬ ናይበሓቂ ንቁሕን ሓቀኛን ተባዕን ኢኻሞ ኣዮኻ ቀፅለሉ🎉🎉🎉
ጅግና ዝብልቃል ንዓኻ ይውሕደካእዩ💪💪💪💪
Brhane jegna God bless you ❤️🙏🙏🙏
Brilliant!
❤❤❤❤❤❤jegna
ተጋዳላይ ብርሀነ ❤❤❤❤❤
It's woooooow Biríe Great Man........!!
Lfeatey tesfa hizbii Tigrai werkii jegna hawey ❤❤❤❤TDF Ambesa 🐅 🐅 🐅
Bravo
ብርሂን ወዲ ህዝቢ ❤❤❤
መቅሰን
Tebarek zi hawey siltun wedi ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አነ ንበርሃነ ዝኸወን ቃል የብለይን ዕድመ ያሃብካ ከም ብሬ ዝበሉ ዓሰርተ ተዝህሉ ትግራይ ማሐለፈላ ።
I DONT HAVE WORD FOR YOU TDF BIRE REALY BIG REASPECT!!!!!!¡ THANK YOU 🙏
መፃኢት ትግራይ ብተስፋ ትፅበ ቀፅለሉ ጀግና❤❤❤❤
Brhane ayoka abgonka alena❤❤💪
ብርሀነ ብጣዕሚ ጎበዝ በርትዕ
ልፈዓቲ ጅግና
ጀግና💛❤️
Our hero with brilliant mind.
ዕድመካ የንወሓዬ ልፍዓተይ
ንማንም ሰብ ፀርፊ ተትተርፍ ይምረፅ
በራሃነሓስብትካ ፁቡቅ ኣብ እታናይዳምራያሕያጉድ ግንእባ ቀልጥፍእልካ ናብህዝቢኣውፃኣያ
ብራሀነ ጀግና ዕድመ ያሀብካ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Berhan wedi tigray❤❤❤🎉
ቆራፅ ኩሉ እቲ ሓቂ ኢካ ትገልፆ ዕድመን ጥዕናን ጥራሕ ይሃብካ
ብርሀነ አንበሳ ትግራይ አጆካ
ብዕራይ፣ጠዛእ፣ጨላጢ፣እንትበልካዮ ንጌታቸው VODካዊ ብጣዕሚ ይገልፆ እዩ ስለዚ ብሬ እንተዘይብልካዮ ውን ስለዝገልፆ ምንም ኣይትሰከፍ(Targert Media ንተኸተልትኹም ብርሃነ ስለዘቅረብኩምልና ብጣዕሚ ነመስግን❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 1:01:53
ኣንቱም ቖማላት ሰርቒቲ ድሕሪ ሐዚ መሬት ኣይትረግፅዋን ።
ተጠንቅ ብርሽ ካብዞም ኢሰብኣዊያን ኸዳዓትን ጠላማትን መርትዖ ስለ ዘየብሎምን ብኸብዶም ስለ ዝሓስቡ ከየጥፍኡካ ተጠንቀቅ ትግራይና ስለትደልየካ !!👌🤝💪✌️👏👏👏
Gobez✊🏽 TDF FOREVER ✊🏽✊🏽
Teweled❤❤💛💛❤️❤️
ብሬ ጅግና ናይ ኢንፎርሜሽን ሰብ ኢኻ
ቆራፅ ባዓል ስረ ካብ ማህፀን ትግራይ ዝተረከበ ጀግና ሓቦኛ ብሬ ።ንዓካ ንዕካ ትግራይ እትከፍሎ ዕዳ ከም ዘለዋ ሙኳኑ ይአምን በርተዕ ብኡ ቀፅለሉ
ናይ በሓቂ ግሩም ትንተና እዩ ። ተጋደላይ ብርሃነ ካብ ልቢ ብዙሕ አምሂርካና ክብረት የሃበልና ዕድመን ጥዕናን የሃብካ !!
ብርሀነ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
The truth hurts , but what Birhane is saying is the truth. Bring it on👏🏾👏🏾👏🏾💐💐💐
Jigen TDF ❤️🔥✊❤️🔥👌☝️
ብትኽክል መሊስዎ ብርሃነ ገብረገርግስ 👍👍👍💪💪💪🤝🤝🤝
Brehan❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉King viva ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
💊💊💊💊💊❤️👍🎉🎉🎉🎉🎉
ጹቡቕ አለኻ ባይታ ማለት ቦታ ሓቂ ዘይከሓድ ማለት እዩ።👏👏👏
ጨርማም
ኣነ ግን ጌታቸው ካብ ሕወሓት ወፅኦም ብሚስጢር ብፌደራል ኢ/ያ ካሊእ ድርጅት ዝምስርቱ ዘለው ሰባት እምብር ካብ ሕወሓት ዝተገንፀለ ካሊእ ናይ ጌታቸው ሕወሓት ኣይኮነን
The smart man...... Berihin!
Perfect idea with wisely Explanation ❤❤❤🎉
Good job bro 🎉
I like this guy, he is smart . Genius, outstanding Keep up berhan 💪💪💪
Kamay ke salam do kesty geber eske
ኣዮኻ ብርሃነ ሓቂ ኢኻ ትትንትን ብዕራይ ብዕራይ ትብሎ
ብህዝቢ ዝተወከለ ወይከዓ ዝተመረፀ የለን ኣብ ሕዋት ኣስተኻኽል
Hijab n haymanot kab wekele.
Meskel ewn n haymanot kab wekele.. Wey kulu yfekedelu wey n kulu ykelkel..
Respect each other
God bless you dear brother Brhane gegna.
ብርሀነ ብሓቂ ትኽክል ትንተና'ዩ በርትዕልና
ሙናፎቅ
❤❤❤❤❤❤❤ብሬ ጅግና ንበረልና ንሓቂ ዝስለፍ
Thank you TARGETMedia for inviting ልፍዓተይ ተስፋ
ከማአካ. የብዘሐዯም. ዚሐወይ
ዓቢዱ እዩ።ቀደም ኮለ ሎሚ ትግራይ ክፋል አካል ኢ/ያ እምበር ብውዕል ፕሪቶሪያ እተኣሰር ዓዲ አይኮንትን።ፍፁም ጌጋ ዩ ዝዛረብ ዘሎ።ሕገመንግስቲ ኢ/ያ ሕገመንግስቲ ትግራይ ውን ዩ።ብርሃነ ወለጋ ተጋጊዩ ከይኮነስ አንፃር ሞስሊም አንፃር እቶም ውፍያት ተጋደልቲን መራሕትን ብሓፍሻ ብፀለመን ሓሰትን ሓዊ ንኽውልዕ ንአብይ ዝፀሎኦ እነመሰለ ግና ካብ ብልፅግና መደብ ተቀቢሉ ነንባዕልና ንኽንባላዕ ን ስሩዕ ኲናት አብ ሞንጎና ክጅመርን ለይቲ ምስ ቀትሪ ዝሰርሕ ዘሎ።
ኲናት ክተርፍ ዶ ምኸኣለ ? ምትራፍ ኣይከኣልን ።
ኲናት ብ ብሉፅ ፖለቲካል ዓቅሚ ተዝምራሕ ልዑል ውፂኢት መምፀአ ነይሩ ። ሓቂ ።
ሽሕ ግዜ ሓቂ ።❤❤❤
ዓሽካ ብሬ እታ ሓቂ ንሳ እያ እታ ትዛረባ ዘለኻ ፡፡
You are Ander minded
ታሓቂ ዛዝብላዞሎ ኢያ ብጣዕሚ ንፉዕ
ከማካ ዝበሉ ክበዝሑ አለዎም ሚድያ ክበዝሕ አለዎ ሚድያ ሐይሊዩ ተናቢብኩ ም ስርሑ ብዓል አሉላ ሰሎሙን ንአዘዝቲ ሰራዊት ማሀይማት እሊዎም ይገርምዩ መሕፈሪዩ
ከምቶም ካልኦት ኣክትቪስት ዲኻ ክትፅዋዕ ኣይመስለንን ቁንጮ ርእሲ ኩሎም ፖለቲከኛታት ኢኻ::