Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
TPLF and his DONQORO followers don’t have any kind of tactics and strategy. Because they walk without heads they go wherever their lags take them. They don’t have any shame for their crimes
When i see ተጋዳላይ አለም ገብረዋህድ I see Meles Zenawi I see Ambassador Seyum Mesefen I see the hero Abay Tsahayi and I see Abay nebesu My life they Reste in peace 💔😥 ተጋዳላይ አለም ገብረዋህድ he can make a difference in Tigrayn’s lives thanks long live እውነት ትቀጥናለች እንጅ አትበጠስም አደለ እነ ጌታቸው ረዳ ፃድቃን የመሳሰሉት ግን ህዝብ ትግራይ እንዲጠፍ እየ ስሩ ነው ። አቶ አለም ገብረዋህድ ውድ የትግራይ ልጅ የ ወጣቶች አባት ሰለ ትግራይ ህዝብ እና ሰለ ትግረሰይ ስትል ዝም እንዳትል
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
Our beloved hero GOD bless you 🙏
TPLF and his DONQORO followers don’t have any kind of tactics and strategy. Because they walk without heads they go wherever their lags take them. They don’t have any shame for their crimes
When i see ተጋዳላይ አለም ገብረዋህድ I see Meles Zenawi I see Ambassador Seyum Mesefen I see the hero Abay Tsahayi and I see Abay nebesu
My life they Reste in peace 💔😥
ተጋዳላይ አለም ገብረዋህድ he can make a difference in Tigrayn’s lives thanks long live እውነት ትቀጥናለች እንጅ አትበጠስም አደለ
እነ ጌታቸው ረዳ ፃድቃን የመሳሰሉት ግን ህዝብ ትግራይ እንዲጠፍ እየ ስሩ ነው ።
አቶ አለም ገብረዋህድ ውድ የትግራይ ልጅ የ ወጣቶች አባት
ሰለ ትግራይ ህዝብ እና ሰለ ትግረሰይ ስትል ዝም እንዳትል
ትግራይና ምስ ህወሓት ትስዕር
ሓሻክር ብልፅግና ትግራይና ግደፉልና
😭😭😭😭😭
Isn’t he wonderful isn’t he genius thank you our hero 🙏
Get rid Getachew and Tsadkan and their associates😢
ከምዚኦም ዝበሉ ፖለቲካኛታት ንዲሒሪት ገይሪካ ሰካራማት ንቅዲሚት ምምፃእ እንታይ ጉድ እዩ
የህዝን ደጋፊ ጌታቸው እየ ነይረ ህጂ ግን ካብቱ አብ ጦርነት ዝገጠመና ችግር ብዘይንእሰ እዮ በፁህና ዘሎ አነ ህጂ ግልፂ ኮይኑለይ ዘሎ ናመን ወኪል እየ ዝብል ምሰ ህዋህት ከደራደር ዘይክእል
ንሕውሓት ዘጥፍኡ እምበር ንህዝቢ ክልል ትግራይ ዘጥፍኡ ሓይልታት የለውን:: መንእሰይ ክልል ትግራይ ኔው በሎም እዞም ሰረቕቲ::
ሰደተኛታት መሊሶም ድዬም ወረርቲ ወፂዬም ድዬም ? ንደልዬ ንትግራይ ችግር ዝፈትህ እምበር ???
ክቡር ሓዉና ኣይተ ኣለም ገብረዋህድ ነዚኹሉ ጸለመ ብትዕባትን ተወፋይነት ምስ ብጾትካ ሓሊፍካ ብምርዓየይ ህጉስ እየ በርትዑ ኣብ ጎንኹም ኣለና።
ህዝቢ ተረዳእ ኣሰላልፋ ምርጫ ቦርድን ኣብ መቀለ ዝግበር ዘሎ ዕግርግርን ብሓደ ይምራሕ ከምዘሎ ኮለል ኢሉ።
God bless you all of you amen 🙏 ❤
This guy is not living without innocent tegarus blood
ምርጫ ቦርድ መግለፂ ንሕወሓት ሰልፍ አብ መቀለ፡ እንታይ የርእየና
ጌታቸውን ፃድቃንን ፡ንትጨፍጫፊ አሕልፎዝሃቡናን ዶ ኣይመስልን
ዋ ህዝብና አስተውዕል፡፡ኣታ tdf ከ፡እንታይ ሰርሕሎ ፡
አቶ ሙሓመድ ዓብል ቃድር እቲ ዘቕረብካዮ ሓሳብ ውድቂ እዩ ። እቲ መሪሕ ጭርሖ ናይቲ ጉባኤ ህዝቢ ንምድሓን ውድብ ምድሓን እዩ ዝብል እምበር ስልጣን ንምድሓን ኣይብልን።
ስልጣን ንመንእሰይ ኣረክቡ ዝበልካዮ ናይ ስልጣን ሪኽክብ ዝግበረሉ ድማ ብምጉሪራስ እምበር ብጠረባን ብዕግርግርን ኣይመፅእን።
🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ልክዕ ከማኻትኩም አቱም ዓስታኻት ጉጀለ አ ደ መ
መጀመርያ ህልዉና ስልጣና ኣብሓደጋ ኣሎ ብዝብል ይስተካከል ብድህሪኣኡ ንስካትኩም ክብ ስልጣን ወሪድኩም ነዙ ልተምሃረ መንእሰይ ትግራይ ስልጣንኩም ኣረኩቡ ብድህሪኣኡ ዓድና ትዕሪ ኣያ
ህወሓት ሎሚ ይኹን ፅባህ ብህዝቢ ዝተሓነፀትን ዝተመረፀትን ስለዝኾነት ምርጫ ጥራይ ይምፃእ 'በር ከምትምረፅ ጥርጥር የብላን
@@MuhammedAbdelkadir ወይ ደኣ ኣብ ክልተ ዓመት ዩ ዝርደአካ ኰይኑ'ምበር ኣለም ደኣ ካብ ስልጣን ወሪዱስ ኣገዲዶም ኳ ከምብሓዱሽ መሪፆሞ!!!!
አለም መጀመርያ በአልኹም ኢኹም እቱ ጥፍአት ፈጺምኩምዎ ሽምግልነት ኢልኩም ብሸምግልነት ስልጣን ሂብኩም ሕጂ አብ ርእስኹም ተስቂሉ እቱ ገዛኢ ደርቢ በሉ ሕጂ እውን አጥቢቅኩም ተቃለሱ ሸታሕታሕ እንተኢልኩም ግን ከጥፋአኩም እዩ።
ኣለለም እታይ ስልጣን ኣለዎ ስልጣን የብሉን ኣባል ሕዋሕት ጥራይ እዩ።
So what ?
Translation to Amharic please
ናይ ትግራይ ሕማም ሓደ ንስኻ ኢኻ:: በይዛኻ ምእንተ እዞም ጀጋኑ ኣሕዋትና ካብ ወንበርካ ውረድ:: "ኣነ እንተሞይተ ዳንዴር ኣይትብቆላ" ማለት ግደፍ::ዋላ መልክዕኻ ክንሪአካ ኣይንደልን:: ካብ እቲ ጋንየን ኣብይ ኣሕመድ ግራኝ ፈሊና ኣይንሪአኩምን
ኣለም ኣብ ስልጣን ኣሎ ድዩ???
@@halay4067አበይ ፈሊጡዎ እዩ ጻልኢ ጥራሕ እዩ መሊኡ
🤣🤣 ካብ ኣዝዩ ዝኸፍአ ሕማቕ እቲ ዝሓሸ ሕማቕ ይምረጽ። ሒዚ ግን እቲ ሕቶ: ካብኣቶም ኣየናይ ሕማቕ ይሓይሽ ዝብል እዩ። ኣነ ንባዕለይ ኩሉ ነገር ይዘባረቐነሎ።
@lanteTV1 ነ ቲ ንሱ ዝጋገዮ ን መተካእትኡ ብመርትዖ ነቲ ሓሳቡ ክትግምግም እምበር ናይ ማንም ሰብኣዊ ክብሪ ምዝላፍ ቀጥታዊ ባእሲ ምበር ሰባት ብሓሳብ ኣማዕቢልና ማለት ኣይኰነን
@@halay4067 ምስ ርእይቶኻ ይሰማማዕ እየ።
ናይ ትግራይ ሕማም ሓደ ንስኻ ኢኻ:: በይዛኻ ምእንተ እዞም ጀጋኑ ኣሕዋትና ካብ ወንበርካ ውረድ:: "ኣነ እንተሞይተ ዳንዴር ኣይትብቆላ" ማለት ግደፍ::
@@yorted7529 ንሓሳብ ብሓሳብ ምውቃዕ ይከኣል ዩ። ግን (ንስሐ ኢኻ ናይ ትግራይ ሕማም ) ማለት ፀርፊ እዩ እትም ኩን። ብሕጊ የጠይቐካ እዩ።
አታ ንስኻ ትፈትሖ ሽግር የለን ንስኻ ንባዕልኻ ሽግር ናይ ህዝቢ ትግራይ ኢኻ ደፋር
ስታሊን ናዓኹም ክድግፍ ህራስ ስኢኑ:: ስታሊን ጀግና ወድ ህዝቢ ዝነበረ ናዓኹም ክብል ምስ ዝኣምኖ ሰቡ ተፈላልዩ:: ኣንቱም ርጉማት
@@yorted7529 ስታሊን ንሕግን ደንብን እምበር ምስ ውልቀ_ሰባት ኣይወገነን።
አይድብረካን ክንደይ ኮሞንት ኢኻ ጺሒፍካ ዘለኻ ገጻካ ትርሓቅ ባንዳ ንአኻ ጅግናኻ አራት ኪሎ ከይድ ሰራዊት አብይ ይእተወልና ዝበለ እዩ TDF እጥቂ ይፍታሕ ዝበለ እዩ ንአኻጎይታኻ ወዲ ለማኒት ጥቕመኛ ሓሻዊ
❤🎉❤🎉❤🎉❤