Teddy Press መግለጺ ግዝያዊ ምምሕዳር / "ስልጣን ንህወሓት የዕብዶም" ኣቶ ዮሴፍ ገ/ሂወት

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 20 янв 2025

Комментарии • 56

  • @kibreabhabte7123
    @kibreabhabte7123 15 дней назад +2

    ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ዘይኮነ ግዝያዊ ምምሕዳር እዩ!!😢😢😢

  • @meazabeyene8485
    @meazabeyene8485 16 дней назад +5

    How much is getachow keda paying u ??

  • @testfug578
    @testfug578 17 дней назад +5

    You must tell the truth don't take a side

  • @Abrehet-d3b
    @Abrehet-d3b 16 дней назад

    ❤🎉🎉🎉❤

  • @zeruazerua8751
    @zeruazerua8751 17 дней назад +4

    ተዲ ካብቶም ይምልከተናኡ ኢሎም ዝሰርሕሉ ዘለው ሰብ ጉዳይ ንላዕሊ ብኣጋንኖን ነቲ ትቃለሰሉ ዘለኻ ናይ ኤርትራ ንቅልቁል የውርደካኣሎ

  • @ማማG-o3i
    @ማማG-o3i 15 дней назад +1

    ንስካ ሓማስየን ታይ ይምልከተካ አብ ጉዳይ ሕዋሓት ብስደት ቆንጣ መሲልካ ዘለካ ንዓርስካ ተቃለስ አይምልከተካን ምን ይመስላል ላሀጫም እጨት እህል በልቶ ማያቅ ድመት ይመስላል አሁን አተ ሰለ ትግራይ አብ ዘይምልከተካ ጠዉለቅ ሕክምና ኸድካ ተመርመር ኤዲስ ዝተታሓዝካ ትመስል ራሓጋን

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 16 дней назад +1

    Ezi Dr Debrexion zzarebo zelo nay tiena aykonen yehfreka Tigray b kemziom ktmrah

  • @Abrehet-d3b
    @Abrehet-d3b 16 дней назад

    ❤🎉🎉🎉

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 16 дней назад +1

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen ❤❤❤

  • @solomongobeze6662
    @solomongobeze6662 17 дней назад +2

    ምምሕዳር ደኣምበር ትግራይ መንግሥቲ የብላን።ትግራይ ዲፋክቶ ሃገር እያ።

  • @berheteklehaimanot9489
    @berheteklehaimanot9489 17 дней назад +3

    ተዲ ፕሬስ፣ ናብ ናይ ብስራት ኣማረ ኣቋፋዳ ዘኣተኻ’ኻ ትመስል? ዓገብ ናብ ሓቂ ተመለስ።።
    ኣማሓደርቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ካብ ኣሕዋቶም መራሕቲ ህወሓት ንብልጽግና መሪጾም ንትግራይ ጠቕሊሎም ሒዞምዋ ክኸዱ ዝማወቱ ዘለው ካሕዳማት ባንዳታትዮም።

  • @mikealkibreab3723
    @mikealkibreab3723 16 дней назад +1

    ነዳይ ናይ ልቡ ይሐልም ቴዲ ከይዳትካ

  • @mebrahtomgebremariam4271
    @mebrahtomgebremariam4271 16 дней назад +1

    ሐሳው መዳናገሪ ተዲ አንጭዋ ክልተ ዓደል።

  • @yidnekachew1919
    @yidnekachew1919 17 дней назад +4

    Hi, Yoseph, I have a very high regard, but started questioning myself on its wisdom,. Wny are you indulging yourself in the internal affairs of Tigray as if you don't have enogh problems of yourself, i.e. Eritrea
    Please refrain

    • @onelovehumanityfirst4072
      @onelovehumanityfirst4072 17 дней назад

      Only fool think Tigray problem is only for Tigray.. All Horn of Africa is his and others including Tigray.

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 16 дней назад

    Ane gin aziyu zgermeni Dr Debrexion maere kndzihrfan nay sltan zelewom mkanu aziyom yehfuruka

  • @kirosmengstu6082
    @kirosmengstu6082 16 дней назад +1

    እቲ ግዳይ ኮይኑ ዘሎ ህዝቢ ጠቅሙ ኣቀዲሙ መጻኢኡ ክሃንጽ ጥራይ ኢዩ ዘርብሖ እሞ ህዝቢ ክነቅሕን ክሰርሕን ኣለዎ።

  • @samsamsun367
    @samsamsun367 11 дней назад

    ብልፅግና ተጠሚቆም ምስ ፅግእተኛ ጉጅለ በቃ ቴዲ ፕሬስ አቶ ዮሴፍ ገብሩ 😂😂😂😂😂

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 16 дней назад +1

    Ab Tigray etom kendi Zerigatat
    1 Dr Debrexion
    2 Alem Gebrewahid
    3. Mejorino eyom

    • @meazabeyene8485
      @meazabeyene8485 16 дней назад

      @@yonasmetekie8873 they are your nightmare they are jegano tegsro atum reshay deki wello lahadti meakor abiy Hamed sekramti

  • @eyobeltesfamicael4161
    @eyobeltesfamicael4161 16 дней назад

    Etrawi dika weys tigray ayterdan natka agenda.😊

  • @chefenahailemariam130
    @chefenahailemariam130 16 дней назад

    You better not take a hard position, Teddy.

  • @haileabay4021
    @haileabay4021 17 дней назад +3

    እንታይ ረኺቡኩም ፈላስፋታት ኤሬ ጎሓፍ ምብላዕ ጀሚርኩም?

  • @HWT2024
    @HWT2024 17 дней назад

    Thanks for your genuine thought

  • @chuchechuche1335
    @chuchechuche1335 16 дней назад

    ኣብቲ ዝሓለፈ ብዛዕባ ወርቂ ዝተዛረቦ ኣቶ ዮሴፍ ግን ካበይ ኣምጺእዎ ብዘይ መጽናዕቲ ንሕዋሓትን ንጀነራላትን የጸልም ኔሩ

  • @meazabeyene8485
    @meazabeyene8485 16 дней назад +1

    Reshat gojle teleme neskomsi ne tdf ne general eko tesrfu tasilmo alkom

  • @berihawala7828
    @berihawala7828 16 дней назад

    ዘጸለመ ናብ ሕጊ ይቕረብ? ሓደ ኣብ ትግራይ ኣብዚ ሰዓት እዚ ሕጊ የለን:: ዘጸለመ እንድሕሪ ናብ ሕጊ ዝቐርብ ኮይኑ: ከም ጌታቸው ዘጸልም ዝሕሱ ስለዘይለ: ንሱ እዩ ናብ ሕጊ ክቐርብ ዘለዎ::

  • @kirosmengstu6082
    @kirosmengstu6082 16 дней назад

    እቲ ኣማራጺ መለኪኖ ዝከነ ፖሎቲካዊ ኣተሓሳስባ ሃኒጹ ነዞም ገበቲ ስልጣን ከዕንዎም ጥራይ ኢዩ እቲ ቀንዲ ኣማራጺ ናይ ህዝቢ ክከውን ዘለዎ።

  • @tesfayewoldemihret1034
    @tesfayewoldemihret1034 16 дней назад +1

    አንተ ዓለምን የተቸህበት ምክንያት ሳታቀርብ ወቀሳ ማቅረብ ተገቢ አይደለም።
    ህወሓት እንዳንተ ያሉ ቅጥረኞች እያማከረ ስራውን አይሰራም፣ አይመለከትህምሞ። እናም አትዘባርቅ።

  • @AssabPort
    @AssabPort 16 дней назад

    ስልጣን ንህወሓት ስለዘዕብዶም እኾ እዩ ብደምን ኣዕጽምትን መንእሰይ ትግራይን ብሓፈሽኡ ብህዝብ ትግራይን ኣላጊጾም :: ድሕሪእዚ ኩሉ ገበን ድማ ገና ክመርሕዎ ይሓልሙ ምህላዎም ኣብ ልዕሊ ህዝቦም ዘለዎም ንዕቀት እዩ ዘርእየኻ ::

    • @ማማG-o3i
      @ማማG-o3i 15 дней назад +1

      እሰይ ገበሩ ሓማስየን ጉዳካ ግበር እከክ

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 16 дней назад

    እዛ እንቋዕ መጻኹም ካብ ትብለናሲ " እንቋዕ አሰይ ብሰላም መጻእኹም " እንተትብለና😂😂😂

  • @meazabeyene8485
    @meazabeyene8485 16 дней назад

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣💖

  • @Erifuturedreams
    @Erifuturedreams 15 дней назад

    ስልጣን ንህዋሓት የዕብዶም ትብል ቃል ምስ ኣምበብኩ እቲ ሰብ ፍትሓዊ እንተኾይኑ ፖለቲካዊ ብስለትንወይ ደረጃ ብቕዓቱ. ብሱልን ንነገራት ብኹሉ መኣዝኑ ዝሪኦ እንተደኣ ኮይኑ ድማ ኮነ ኢለጀ ኣብ ናይ እቲ ካልእ ዓማጺ ወይ ኢዱ ዝሃበ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ንዝግበር ዝሕሰብ ናይ ሕነን ምብትታንን ብጉጅለ ጌታቾውን ጻድቃንን ኣቢይን ንዝምድመድ ዘሎ ባይታ ዝረዓመ ሰብ ጥራይ ኢዩ ከምዘከ መግለጺ ዝህብ። እዚ ኮመንት ነዛ ቪድዮ ከይሰማዕኩ አየ ዝጽሕፎ ዘለኹ ዮስየፍ ዲዩ ወይ ቴዲ በሃሊ ብዘየገድስ ኣርእስቲ ርእየ ኢየ ዝጽሕፎ ዘለኹ ካብ ጌጋ ገምጋምኩም ተመለሰጀ።
    ስልጣን ከይሓዝካን ከይወደብካን ድማ ኣብ ዕላማኻ ኣይትበጽሕን፣ወይ ወያኔ ከኣ እቲ እንኮ መራሒ መሰጋገሪ ባእታ ተጋሩ ኢዩ።

  • @amanuelhabtemariam7744
    @amanuelhabtemariam7744 16 дней назад

    ብ ህወት ደቂ ሰባት ዝቓመኑ ሰብኣዊ ነት ዘይብሎም ኮሚንስት እዮም።

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 16 дней назад

    ሳዕስዕ እሞ ዓድኻ አይትረስዕ እንድዩ ወረ ዓድና ኸአ አምጻአልና ደአ ። ናይ የሴፍ ዓቢ ተጽላአኒ ነገር እንታይ እያሲ " ኧኧኧኧኧኧ ምሽ አለካ እወ እእእወ ሓቅኻ" ዝብል ዘረብኡ የሰልችወኒ

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 16 дней назад

      ኣይትስምዓዮ እንተሰችዩካ ንዓና ዘገድሰና እቲ መዋዳድርቲ ዘይርከቦ ቁምነግሩን ሃገራውነትዩ ቀንጠመንጢ ኣየድልየናንዩ ግደፈና።

    • @davidharcot220
      @davidharcot220 16 дней назад

      @tsegaygebru9534 ኦይ ገልጣም አነስ ከአ ቁም ነገር ዝጸሓፍካ መሲልኒ እኳየ አንቢበዬ ክሳብ ሕጂ እምባአር አቱም ገልጣማት አለኹም ኢኹም አነስ ከአ ህልም ኢልኩም ዝጠፋእኩም መሲልኒ ኔሩ ከመይከ ...

  • @Hadis7486
    @Hadis7486 17 дней назад

    I new this camouflaged guy from day one.
    Tedy,i respect you but try to challenge the guests sabustentialy so to expose their inside out.

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 16 дней назад

    150 ኪለመተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ኢዩ ፈንተለ።

  • @remhayzeaxum7026
    @remhayzeaxum7026 15 дней назад

    Tedy sile eti etgebro zeleka awentawi aberkito btaemi eye zemesgneka@ ezi nikulatna ztekim zeysherawi n awentawin kiwamka yekenyelna ebleka

  • @alemabay-sh5kw
    @alemabay-sh5kw 16 дней назад

    Thank you, Teddy, for publicizing the truth as usual.

    • @meazabeyene8485
      @meazabeyene8485 16 дней назад

      @@alemabay-sh5kw 🤣🤣🤣🤣 ewe do

  • @tesfaytsige8683
    @tesfaytsige8683 16 дней назад

    ኣት።ያስፍ.አታ።ምፍትህ።ህዝር።ዛብላ።ታዝርብ.ትንትንካ.ኮልል.ኮይኒ

  • @saaraaraya5413
    @saaraaraya5413 16 дней назад

    Tedi bres sheyati adu n erttra halika zey konka dey m abi ahlifka Ktba eka delika

  • @futsumtesfamariam5896
    @futsumtesfamariam5896 16 дней назад

    ንስካ ስውእ ዲካ ኣብ ስደት ኣሎካ

  • @futsumtesfamariam5896
    @futsumtesfamariam5896 16 дней назад

    ዘይክሩምትካ ሑጻ ቆርጥመሉ ኢዩ ፡እንታይ ዝብልዎ ሃተፍተፍ ኢዩ

  • @birhanebezabihambaye6636
    @birhanebezabihambaye6636 16 дней назад

    MlLLT is endocrenated and DOGMA

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 16 дней назад

    Yosief believes Eritrea to be part of Ethiopia, "Eritrean independent is fake and was made by the intrigues of TPLF". Now, Eritreans are spilted some of them like 'Felese'doesn't want Eritrean independent, thus why like Yosief through G/Tsadekan are working with Abiy to submit it Ethiopia infact, Oromo

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 17 дней назад

    ቴዲ ኣዋሽ ፈንታሌ ካብ ኣዲስ ኣበባ ብዙሕ ኣይርሕቕን:: ናይ ዓፋር ካርታ ቀጢን ነዊሕ እንድዩ; ፈንታሌ ናብ ደቡብ ዓፋር ጭፍ ኣቢሉ እዩ::

  • @yennygebre9216
    @yennygebre9216 17 дней назад

    Teddy, we expect you not to side with any of them out of respect. HIWAHAT TPLF is a mighty one-party and always will be. What makes you take sides with traitors Getachew and Tsadkan? What's wrong with you, Eritrean " Delety Fethi?”