ናይ ቢኒ ናብ 380 ደይቡ ኣሎ። ስለዚ ምስ ፍሊፕሰን ናይ 82 ኣለዎም። ፍሊፕሰነን ኣብዚኣ 2ይ ኮይኑ ብምውጽኡ 17 ነጥቢ እዩ ረኺቡ።ንኺድ ጥራይ ደቂ ኤረይ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 2 ноя 2024

Комментарии • 3

  • @lemlemluulay6843
    @lemlemluulay6843 3 месяца назад +2

    ኣጆካ ቢኒ ሓየት ወዲ ኤረይ ከም ቀደምካ ይግበረልካ ብሰላም ክትዕወት ጸሎትና ንልዑል ኣምላክ ነብጽሕ❤❤🏆🏆🏆🙏🙏🙏🙏

  • @germatsionmesmer8992
    @germatsionmesmer8992 3 месяца назад +1

    መርሓባ ሓበን ሃገር ቢኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sinatekle7846
    @sinatekle7846 3 месяца назад

    ዮሃና ኤርትራውያን አብ ዓለም ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ልክዕ ብራዚል አብ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ነባሪ ታሪኽን ጦብላሕታ ሙሉእ ዓለምን ኮይና ተመዝጊባ አላ።ኤርትራውያን አብ ቅዲ ኩናትን ምእንቲ ሃገሮም መስዋእትን ጥራሕ ዘይኮኑ ናይ ሰላም ዕድል እንተረኺቦም አብ ዝዓጠቁሉ ኩሉ መድረኻት ቅድሚት ሙዃኖም ንሕዝቢ ዓለም ቡሩህ ኮይኑ አሎ።ደስ ይበልኪ አዴና ኤርትራ ብደቕኺ ምስልኽን ባንዴራኽን አብ ክብሪ መድረኻት ክነብር እዩ።ተመስገን ፈጣሪ።ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስዉአትና።ዓወት ንሐፋሽ!