ክቡር መንነትን ባህልን ዘለና ህዝቢ ኢና። ዕላል ምስ ዲዛይነር ኣብርሃም ሱልጣን # New Eritrean Video 2024

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 24 ноя 2024

Комментарии • 25

  • @AlayGere
    @AlayGere 3 дня назад +1

    እንኳዕ ብሰላም መጻኹምና ልዋምና ምቅርቲ🇪🇷❤🇪🇷❤🌼🌼

  • @alganeshhabte7432
    @alganeshhabte7432 3 дня назад

    Thank you so much wedi Eritrea 🇪🇷

  • @FeviGebrolibanos
    @FeviGebrolibanos 3 дня назад

    ኣሰይይይይ ጽቡቅ መደብ ኣቅሪብኩምልና የቀንየልና ❤❤❤❤❤

  • @selam8217
    @selam8217 3 дня назад

    ዋዉ ብጣዕሚ መሳጣ መሃሪ መደብ የቀንየልና ቀፀልዎ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉❤

  • @yonastesfom3564
    @yonastesfom3564 3 дня назад

    Nice Thank you 💙❤️🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @andemeskeltekleweini9970
    @andemeskeltekleweini9970 3 дня назад

    ጽቡቅ ኣገላልጻ ብሓቂ ቀዳማይ ቤት ወድሰብ ክዳን'ዩ።

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 3 дня назад

    ኣብርሃም ሓወይ ጽቡቅ መደብ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣብ ባሃላዊ ክዳውንትና እንተላይ እምነትና ዝውክል ክኸውን ኣለዎ ንኣብነት ኣብ እምነታዊ ብዓላትና መስቀል ዘለዎ ወይ ካልእ ነቲ ብሄር ዝውክል ክኸውን ኣለዎ እዚ መስቀል ዘለዎ ኣልባሳት እዳተረፈ ይኸይድ ኣሎ እሞ ከነስተውዕለሉ ይግባእ የቀንየለ❤❤❤

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 18 часов назад

    ብጣዕሚ ንፉዓት ብፍላይ ከኣ እዛ ማሕታ ዝበላ ማለት ንኣንስቲ ስዋኣት ሰቲ ክንስንሰላ ይግባእ ዝብል 👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @hanamelake6239
    @hanamelake6239 2 дня назад

    ❤❤❤

  • @JacobNayadina
    @JacobNayadina 3 дня назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷

  • @abrshhaile7578
    @abrshhaile7578 3 дня назад +1

    Wwwwww niec niec niec Programm ❤❤deki Eri ❤👉🇪🇷👉🐫👉🇪🇷🐫👉🚲🇪🇷🐫👉🚲🚲🇪🇷🐫🐫👉🚲🇪🇷🐫🐫👉🚲🙏🙏🙏

  • @tsigeabreha3374
    @tsigeabreha3374 3 дня назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 3 дня назад

    Nice ❤️

  • @AlayGere
    @AlayGere 3 дня назад

    ❤🇪🇷❤🌼🌺

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 3 дня назад

    ጽቡቅ መደብ እዘን ኣብ ፋንሽሾው ኣሰካፊ ክዳን ክገብራ ሪኢናየን ኢና እሞ ኣጆኹም በርትዑ ንዓና ዝውክል ክኸውን ኣለዎ።

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 3 дня назад

    ከምዚ ጌርኩም ፍልጠት ዘለዎም ከተሙጹሉና ተስፋ ንገብር❤❤

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 3 дня назад

    Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷❤️🇪🇷

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 3 дня назад

    ሰብ ክፍጠር ከሎ ክዳን ኣይነበረን ኣዳምን ሂዋንን ክዳን ኣይነበሩን ብድሕሪኡ እዳማዓበለ ከይዱ።

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 дня назад

    ልዋም ተኽለ፡ኣብ ዜናን ኣብዝን ወዘተን ጸጉራን ገጻን፡ ንጸዓዱ 👱‍♀️ክትመስል፡👱🏿‍♀️መሲላ እንዳለወት ክንሳ፡"ክቡር መንነትን ባህልን ዘለና ህዝቢ'ና" ምባል፡ንሓድሕዱ ዝጋጮ'ዩ።
    #ዓገብ #ልዋም_ተኽለን #Eriwood_Entertainment #ወዘተን😔😭

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 3 дня назад +1

    እዚ ኣብ ሓዘን ጸሊም ምኽዳን ናይ ኤርትራ ከምዘይኮነ ጽሒፈ ኔረ ኣብ ዓዲ ኣብ ሓዘን ጸሊም ዝገብር ርእየ ኣይፈልጥን ኢየ ክንጥንቀቀሉ ኣለና።

  • @tesfomdebas6196
    @tesfomdebas6196 3 дня назад

    ብጣዕሚ ኣገዳሲ ሰብ ኣምጺኺ እዚ ማለት ብስለት ዘለዎ ፣ ንቁሕ ፣ ዓለማውን ፣ ሃገራውነት መንነት ዝፈልጥ ኤርትራዊ ባህሊ ከዕንብብ ዝመጸ መምህር እዩ ። ከምዝበሎ መልክዕን ሕብሪ ደቂ ኣንስትዮና ኣብ ምዕራብ ዓለም ዘለና በቶም ጻዕዱ ክድነቁ ኢና ንሰምዕ ስለዚ ቆርበትክን ሕብርኽን ኣይተባላሽዋ ።ንቅሓት ፣ ፍልጠት የድሊ እዩ ።

  • @zeritfshatsionuqbagergsh5112
    @zeritfshatsionuqbagergsh5112 3 дня назад

    ኣብዚ እነሀልካ ወግዒ