መጽሓፍ ስዉር ጥበብ መርሓ ህይወት፣ ብደምጺ ምዕራፍ 7/ PART 7
HTML-код
- Опубликовано: 8 сен 2024
- ሰላም ትኸታተልቲ መደብና፣ ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል ዝኾነ ዝትፈላለዩ መጽሓፍቲ ብ ድምጺ ኣብ ቐጻሊ ከነቕርበልኩም ኢና፣ ከምኡ ውን መሃርቲ ዝብልናዮም ምደባት ከነቕርብ ምኻና ኽንሕብረኩም ንፈቱ። ንትህብና ደገፍን ምትብባዓን ኣዚና ነመስግን። ዝትፈላለ ሕቶታትን ብዛዕባ መጽሓፍቲ ኽትእዝዙ ምስ ትደልዩን በዚ ዝስዕብ ኣድራሻና 004917620344938 ወይ www.banabooks.com ተውከሱ።
የቐንየልና ፈጣሪ የኽብረልና ፍቁር ሓውና❤❤❤
🙏❤
ስለኩሉ ትገብሩልና የቐኔልና ዳበልና
ንመጻኢ ብሰላም ምጹና❤❤❤❤
ደስ ዝብል አናብባ . ንእዝኒ ዘይኩርኩሕ::
Www What a book💯
This book is better than been with some one!!!
Your voice is magic 🎩
I don't feel alone when I leasinng this audio book ❤
አዝያ ብልጽቲ መጽሓፍ ብብሉጽ ተራኺ
thank you so much❤😊
Thanks my brother 🙏🙏💕💕
ኣድናቖተይ መዕየሪ የብሉን ንመላእ ባና ቤት-መጻሕፍቲ 🎉❤
Thanks ❤❤❤
ኣነ በዚ እተቕርቦ ዘለካ መሃሪ መደብ ምስጋነይ ወሰን የብሉን🎉 🎉🎉 ኣዝዩ ደስ ዝብል ዩ።
ገለ ክብል ስለ ዘለኒ ጥራይ የ ጽሒፈልካ!
ብራቮ ብራቮ pls ቀጽሎ❤❤❤
Amazing ❤❤❤
❤thank you my dear
thanks
Me don’t put my golden words in the comment section but u forced me to put my fingers on the keyboard sir
Keep it up 👍
❤❤❤❤
ኣብ መወዳእታ ኹላ ጠቕሊልኹም ኣዉርድና እኹም የቐንየልና ኻኣ ስለቲ ኹሉ ነገር ትገብሩልና ።
የቐንየለና❤👍💙
Thanks you so much🙏 🥰❤❤
Thanks gays
ታንክዩ ❤
የቐንየልና🙏 ንጽበ ኣለና 8ክፋል
ሰላም ንዓኹም bana books ብጣዕሚ ነምስነኩም ሰለቲ ዝገበርኩምልና አዝዩ መሃሪ መደባትኩም 8ይ ክፋል ክትሰዱልና ንጽበ
የቀንየልና፣ብ ጥዑም ድምጺ ጽቡቅ ተሪኽካያ። መሃሪ ዝበልካዮ ቀጽሎ።
እዛ ብርሃን ኣእምሮ ትብል መጽሓፍ ኣበይ ክረኽባ ይኽእል?
ብመጀመርታ ካብ ብልቢ ይመስጊነካ
ካቢኡ ብምቅጻል ካብ ኣናብባካ ጀምርካ ክሳብ ኣቀራርባኻ ኩሉ መሳጢ ብሙካኑ ንዓኻኒ ንመሳርሕትካብ ብድጋመ ይመስግኒ
ሽምደዳ ኮይኑ ነበባኻ ረጊእኻ ቡን ሰቲካ ኣንብቦ ብዝኾነ ማሃሪት መጽሓፍ እያ
Thank you 🙏
❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤