Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Kbrey yehbki kbrti habtey tuom dmsi
ሰላም ኣሕውት ብጣዕሚ ጽብቅ ገርኩም ነዛ መጽሓፍ ዘካፈልኩምና ።ብዝተካእለ መጠን ግን መዝሙር እንተ ትቅይሩ ጽብቅ ነሩ ምስታ መጽሓ ዝከይድ
Qal hiwet yesmalina hafitey marey
ዝጽበያ ዝነበርኩ ጽሕፍቲ ያ ብጣዕሚ ጽብቅ N.B:-| ከም ናተይ ሪኢቶ ግን ሂብኩማ ዘለኩም ክላሲካል መዝሙር ምስዛ ጽሕፍቲ ትከይድ ኣይመስለንን ማለት መዝሙር ሙካኑ ዘይኮነስ እቲ ዓይነት ክላሲካል እየ እዛ ክላሲካል መዝሙር ንናይ ንስሓ መጽሓፈ ጸሎት ናይ ኣስተንትኖ ናይ ትካዘ ክላሲካል ያ ። እዛ መጽሓፍ ከኣ ብዛዕባ ራእን መንእሰይን ያ ስለዚ ሞቲቭ ዝገብር እያ ትደሊ። እታ ክላሲካል ቀይርኩም ተተውሩድዋ ጽብቅ ኔሩ ይብል ❤
ፅቡቅ አስተውዒልካላ አለካ ዘነቃቅሕ አይኮነን ።እዛ ኦድዮ ቡክ ግን ብናይ ወዲ ድምፂ ክትርካ ሰሚዔያ ብጣዕሚ ጥዕምቲ እያ ።ሕጂ አብ ዩቱብ ደልየ ግን ስኢነያ ።
Kbrey yehbki kbrti habtey tuom dmsi
ሰላም ኣሕውት ብጣዕሚ ጽብቅ ገርኩም ነዛ መጽሓፍ ዘካፈልኩምና ።
ብዝተካእለ መጠን ግን መዝሙር እንተ ትቅይሩ ጽብቅ ነሩ ምስታ መጽሓ ዝከይድ
Qal hiwet yesmalina hafitey marey
ዝጽበያ ዝነበርኩ ጽሕፍቲ ያ ብጣዕሚ ጽብቅ
N.B:-| ከም ናተይ ሪኢቶ ግን ሂብኩማ ዘለኩም ክላሲካል መዝሙር ምስዛ ጽሕፍቲ ትከይድ ኣይመስለንን ማለት መዝሙር ሙካኑ ዘይኮነስ እቲ ዓይነት ክላሲካል እየ እዛ ክላሲካል መዝሙር ንናይ ንስሓ መጽሓፈ ጸሎት ናይ ኣስተንትኖ ናይ ትካዘ ክላሲካል ያ ። እዛ መጽሓፍ ከኣ ብዛዕባ ራእን መንእሰይን ያ ስለዚ ሞቲቭ ዝገብር እያ ትደሊ። እታ ክላሲካል ቀይርኩም ተተውሩድዋ ጽብቅ ኔሩ ይብል ❤
ፅቡቅ አስተውዒልካላ አለካ ዘነቃቅሕ አይኮነን ።
እዛ ኦድዮ ቡክ ግን ብናይ ወዲ ድምፂ ክትርካ ሰሚዔያ ብጣዕሚ ጥዕምቲ እያ ።
ሕጂ አብ ዩቱብ ደልየ ግን ስኢነያ ።