ከመይ ገይርካ ኣጥባታ ትትንክፋ Hiyab media

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 24 янв 2025

Комментарии • 480

  • @amanuelmehari3624
    @amanuelmehari3624 17 дней назад +23

    እግዝኣብሄር ምሕረት የውርድ።ሓዳር ብፍርሃት ብእዝኣብሄር ኢንበር በዚ ጻዓዱ ዝጸሓፍዎ ናይ ጥፍኣት መንገዲ ኣይምስረትንዩ።

  • @ykaloabraha5653
    @ykaloabraha5653 22 дня назад +3

    I real appreciate you for being open and what you said is right, but most of us is rushing in judgement even though what you said is exactly most men’s problems
    Keep it up the good work

  • @africaunite4489
    @africaunite4489 22 дня назад +4

    በጣም ጠቃሚ ነገር ይመስለኛል ለኛ ወንዶች good job 👏

  • @FitsumArya
    @FitsumArya 20 дней назад

    ❤❤❤ በርቺ ካንቺ ምክር ብዙ በወሲብ ግንኙነት አለመጣጣም ምክንያት ብዙ ትዳር ከመፍረስ ትታደጊያለሽ … ትዳር ተቋም ነው ሲፉርስ ልጆች ይበተናሉ በአስተዳደጋቸው ለስነልቦና ጉዳት ይዳረጋሉ እና ጥሩ ነው … ሃበሻ ተደብቆ ብዙ ነውር ያደርጋል ጨዋነቱ በመምሰል እንጂ በመሆን አይደለም … ይኸው ሶሻል ሚዲያው ህዝቤን ከነነውሩ ገለጠው እኮ😂

  • @Mazerunner0
    @Mazerunner0 16 дней назад

    Openness
    If it's already in our mind, talking about it won't be surprising.
    Keep it up 👍

  • @MatusalaBereket-z1u
    @MatusalaBereket-z1u 2 дня назад

    ብናትኪ ኣመላኻኽታ ጽቡቅ ትምርቲ እንድዩ፡ ብውልቀይ ከም ጓል ኣንስተይቲ ተዛራቢት ትግርኛ ኣብ ሜድያ ወጺኺ ንሕብረተሰበይ ይጠቅም ኢዩ ዝበልክዮ ትምርቲ ሒዝኪ ብትብዓትን ቅንዕናን ብምምጻእኪ ኣድናቆተይ ይገልጸልኪ። Biilogically ሓሳብኪ ቅኑዕ ክኸውን ይኽእል ይኸውን። ኣነ ብውልቀይ ግን ኣይሰማማዓሉን!!! ምክንያቱ ኣባሓጎታትና ብፍላይ ነበርቲ ሃገረሰብ ወሲብ ክገብሩ እንከለዉ ብከምዚ ትብልዮ ዘለኺ ኣግባብ ኣይነበረን መቸም። ከምናታቶም ዕድመ ዘለዎ ሓዳር ከኣ ነበረያ ነበረ ኢዩ ኮይኑ ዘሎ፡ እሞ ድማ ኣብዚ ወሲባዊ ቴክኒክ በዚሑሉ ዘሎ ግዜ። ስለምንታይ??? መልሲ ናባኺ ክገስፎ።
    3 ሕቶታት ክሓተኪ፡ 1) ብመደረኺ መሰረት ወዲ ተባዕታይ ግድን ድዩ ኣብ ናይ መጨረሽታ ዕላሙኡን ትምርቱን ክበጽሕ ዘለዎ ናይ ኣንጻር ጾታ ዝምድና ንኽምስርት?
    2) ኣብ ቅዱስ ቦታ፡ ኣብ ቅድሚ መራሒ ሃይማኖት ቀሪብካ ቃል ኪዳን ንኽትኣስር እንተሓመመ፡ እንተዓወረ፡ እንተጸመመ፡ እንተደኸየ፡ እንተሰንከለ.....ኢልካ ትገብሮ ማሕላ ኣሎ። እንተ እቲ ኣጥባት gently ምትንኻፍን ክሳድ ምስዓምን እሞ ይትረብ፡ እቲ ብቀንዱ ወሲብ ንኽፍጽም ዘይክእል፡ ምኽንያቱ ኣብ መንጎ ሓዳር ንገዙኡ ድራር እለት ሒዙ ኪኣቱ ክብል ኣብ ስራሕ ብሓደጋ ንዝሰንከለ በዓል ቤት 'ሲ እንታይ ምገበርክዮ?
    3) ብሰንኪ ከምዚታት(ምስ ወሲብ ዝተኣሳሰሩ) ነገራት ኣብ ሓዳር ዝህልዉ ክፍተታት ብዙሓት ኢዮም ኢልኪ። ስለዚ ወሲብን ኣግባባቱን ንፍቅሪ ይጸልዉዎ ኢልኪ ትሓስቢ? ምኽንያቱ ነዚ ዝሃብክዮ ምህሮ ተጠቀመሉ ኣይትጠቀመሉ፡ ብክልቲኡ ጾታ፡ እቲ ምሳኻ ወሲብ ዝፍጽም ዘሎ ኣካል Expert ዋላ ይኹን ዘይተፍቅሮ እንተኾይንካ፡ ንዓይ Sex ከም ኣድካሚ ሰራሕ ኢዩ። ምስ ተፍቅሮ እንተኾይኑ ግን እትረፍ እዚ ትብልዮ ዘለኺ ክትገብሮ፡ ነቲ ብዓቢኡ ውን ገዲፍካ ኣካላትካ ጥራሕ ተጠማሩ ተሓቋቂፉ እንተደቂሱ ዝስምዓካ ስምዒት ፍሉይ ኢዩ። sex እንተጌርካ ኸኣ እሞ.....
    ብመሰረት ኣብዛ ቪድዮ እዚኣ ዝሃብክዮ ምህሮ ንኽትምልስለይ ብትሕትና ይሓትት።10Q sis

  • @Teweldezeslassie
    @Teweldezeslassie 4 дня назад

    ከመይ ዝበለ ሰብኣይ ይፀቕጠኪ ሓፍተይ?

  • @yonasyosief3225
    @yonasyosief3225 23 дня назад +2

    Happy new year. Oll. Mesret shikor❤️

  • @Negussie-k9o
    @Negussie-k9o 23 дня назад +1

    Thank you for your lesson of the smart life contribution

  • @betelihemgebremedhn
    @betelihemgebremedhn День назад

    Hafety egziabher amlak lbona yadlki mnm aybleki kabzi nlaeli

  • @AsegedBrhane
    @AsegedBrhane День назад

    መሰረት ርእተክይ ድስ ባሃልይ እዩ አዘኩይ

  • @Fishayemebrahtom
    @Fishayemebrahtom 22 дня назад

    bhaki bhaki naki zwesede wedi adam btaami edlegna eu ? abey kon trkebi tkoni tsbktn lebamn mhrtn eki?

  • @brhaneassefa3243
    @brhaneassefa3243 19 дней назад

    Thank you❤

  • @eritreagoldenstate7900
    @eritreagoldenstate7900 22 дня назад +7

    እዛ ትምህርቲ ኣይኮነን እቲ ሲቪል ኣቦይ ቐሺ ከማን ተሓቢኦም ክሰምዕዋዮም ቀጽሊ ጥራይ😊

  • @AmanielKidane-u6m
    @AmanielKidane-u6m 8 дней назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meazakahsey5721
    @meazakahsey5721 9 дней назад

    Ya Really Bravo God bless you 🙏💖❤️🙏 dear ❤❤❤❤

  • @Teweldezeslassie
    @Teweldezeslassie 4 дня назад

    ምጥባብ ከ ይከኣል ዶ ማለትሲ ደስ ዶ ይብላ?

  • @amanuelandemariam1556
    @amanuelandemariam1556 22 дня назад +2

    I was your follower from 2021 until now your lesson was really great full I tried in 10 women’s all your method and that was successful please keep continue, thank you so much teacher 🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤.

  • @Geretsadikhailu
    @Geretsadikhailu День назад

    ቀፅልሉ ንዝርድኦ ናይ ሂወት ት/ቲ እዩ ።

  • @TesfayMlaw
    @TesfayMlaw 17 дней назад +1

    ኣብ ብልዕታ ምስዓም ከ ምስ ዕግበት ከመይ እዩ?

  • @YemaneGebremariam-b9s
    @YemaneGebremariam-b9s 22 дня назад +3

    Thtnaki azyu nay hbreteseb zeleki aflto yednkeki so👍👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹

  • @GebrekidanMebrahtom
    @GebrekidanMebrahtom 20 дней назад +3

    ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ።ንባዕልኪከ ከመይ እኪ

  • @desubahtatefferi5293
    @desubahtatefferi5293 23 дня назад

    I Wonder how you sleep ????

  • @resomtewelde5598
    @resomtewelde5598 18 дней назад +1

    You are wonderful and civilized woman you should be encouraged to proceed on this way with out being shay and fear. So I appreciate you and hopefully we may contact on phone one time.

  • @AbebeAbebe-q9y
    @AbebeAbebe-q9y 21 день назад

    Thank you your idea

  • @ANJI-w5uFAB
    @ANJI-w5uFAB 22 дня назад

    konjo eyu gin ezi tmhrti niseb hadar ewn yekatt dyu?

  • @eyobkesete1198
    @eyobkesete1198 13 дней назад +1

    Thank you ካብ ሎሚ ክጅምራ እየ 🎉🎉🎉

  • @MmWerede
    @MmWerede 22 дня назад +7

    ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ዝበልክዮ፡ ንስድነት ኣይኮነን እንታይ ደኣ ካብ ጡብ ኣደ ጸባ ከም ዝርከብ በኣደ ዝተመሰልት ቤተ ክርስቲያን ድማ ንደቃ መንፈሳዊ መግቢ ተብልዕን ጥበብ ኣእምሮ ተስትን፡ ስለዚ ዘይትፈልጥዮ ካብ መጽሓፍ ኣልዒልካ ምዝራብ ነውራምነት ኢዩ። ናይ ካልእ ዘረባኪ ረብሓ ኣታዊኺ ስለ ዝኾነ....

    • @davidharcot220
      @davidharcot220 20 дней назад

      ኖ ብዛዕባ ሰበይቲ እዩ ዝዛረብ ኔሩ

    • @MmWerede
      @MmWerede 20 дней назад +1

      @davidharcot220 እሞ ሰበይቲ ተባሂላ ዘላ መን ድያ። ትርጓሜ መጻሕፍት ትድማሂርኩም ዲኩም ሱቕ ኢልኩም ናብ ደስ ዝበለኩም ኣይተሽርፍዎ ነቲ ቃል

    • @davidharcot220
      @davidharcot220 20 дней назад

      @MmWerede አይትጋገ ኑሱ ቃል ብቃል እዩ ብዛዕባ ሰብአይን ሰበይትን እዩ

    • @MmWerede
      @MmWerede 20 дней назад

      @davidharcot220 ኣንታ ሱቕ በል እሞ መጽሓፍ ቅዱሲ ብዛዕባ ናይብስምዒት ኣልዒሉ ጫፍ ጡባ ሓዛ ዝብል ኣሎ ኣይትሓፍሩን ዲኩም። ወላ እኳ ሰባይን ሰብይትን እንተፈጠረ ኩሉ ግና ብምስጢር ወይ ብስቱር ዝግበር ቅዱስ መውስቦ እምበር ከምዚ ንስኻትኩም ትዛረብዎ ጽያፍ ነገራት ኣየውጽእን ቁሩብ ፍርሓት እግዚኣብሔር ዘይህልወኩም ሰነፋት

  • @wedimelake9436
    @wedimelake9436 День назад

    ትግርኛ ድያ ትዛረብ ዘላ?

  • @زهراءمريم-ل7ط
    @زهراءمريم-ل7ط 6 дней назад

    ንገሩዮም ማ
    ናይ ዉሽጠይ ተዛሪብኪ ኣጆኺ ዘሕፍር ኣኮነን ንዝርደኦ ይመሃረሉ❤❤

  • @BereketMekonnen-c1g
    @BereketMekonnen-c1g 16 дней назад +2

    ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ ብግልጺ ምዝራብ ንቡር 'ምበር ነውሪ ስለዝይኮነ ዝሓዝክዮ ቅዋም ፈትየልኪ 'የ ‼️👍በርትዒ 👌

  • @Kezran1
    @Kezran1 22 дня назад +7

    በሰመኣብ, ኩሉ ግዜ አውደአመት የለን , ኲሉ ግዜ ኣርኪ አዋልድ ኩ ኑ አዩ ትምህርትኪ

  • @yabetseasgedom9365
    @yabetseasgedom9365 23 дня назад +1

    Thank you Meseret. You know our sosayti has a problem, so good job! be continuing. God bless you!

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 20 дней назад +1

    ከመይ ጌርካ ለሚናታ ትትንክፋ? "ከም ለሚን ትጾምቃ እምበር ንሕሙቶ ዶ ሕቶ

  • @gueshguesh-g8r
    @gueshguesh-g8r 6 дней назад

    ካብዚ ንላዕሊ እንታይ ክትብሊማለትዩ ጓልዓበይቲ

  • @yakobtesfamariam8004
    @yakobtesfamariam8004 22 дня назад +1

    ኣብ መጽሓፈ ምሳሌ ኣሎ ምዕራፍን ፍቅድን መልሲ ክጽበየ ወይ ዝፈልጣ ተሎ ?

    • @Temedes
      @Temedes 22 дня назад

      ምሳሌ 5 (Proverbs)
      19፤ ፍትውቲ ዋላ፡ ጽብቕቲ ሜዳቝ ትዅነልካ፡ እቲ ኣጥባታ ዅሉ ጊዜ የዕግብካ፡ ብፍቕራውን ወርትግ ተመሰጥ።

    • @yakobtesfamariam8004
      @yakobtesfamariam8004 22 дня назад

      @Temedes ምሳሌ 5:19 ንሳ ፍትዉቲ ዋላ ;ጽብቅቲ ሜዳቑ ትኹነልካ : መልክዓ ይማርኽካ : ፍቅራዉን ይመስጥካ ። ቃለይ ካብ ዝሓልፍ ሲ ምድርን ሰማይን ክሓልፍ ይቀልል ስለዚ ካበይ ኣምጺኪዪ ንክጥዕመኪ ብዛዕባ ኣጥባት የለን ካበይ ኣምጺኪዬ (ምዕራፍ 5 ካብ ዝሙት ርሓቅ ይብል ) መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ብዛዕባ ኣታሕዛ ናቱ ዘየለ ኣሎ ኢልኪ ሕብረተሰብ ኣይትባላሽዊ ትጋገይ ኣለኪ ካብ ኩሉ ካብ ክሊ ዕድመ 14 -20 ዝሙት ኢኪ ትነግሪዬም ዘለኪ ኣቆርጽዬ። ምስናይ ይቅሪታ!!

  • @aviaman7624
    @aviaman7624 22 дня назад +3

    ነዚ ሩኩስ ህዝቢ ብዙሙት ዝወደቀ ፈሊጥክዮ ኣለኪ ሓደ ዓይነት ትምርቲ 😁👌

  • @shamlatsegai
    @shamlatsegai 21 день назад +2

    ኣብ ሓዳር"ኮ ኣብ ግዜ ስጋዊ ርክብ ኣብ እዋን ርክብ ወላ ወዲ ተባዕታይ ኣይዓግብን"ዩ, ግን ነቲ ጸገም ንግዳም ኣይውጽኦን እዩ። ከም ጠንቂ ምኽንያት ምፍታሕ ኣይሞርጾን እዩ። ጓል ኣንሰይቲ ግን ንወዲ ጥራሕ እያ ትወቕስ መታን ምስ ካልእ ወዲ ተባዕታይ ስጋዊ ርክብ ክትገብር ስለ ትደሊ እያ። ነቲ ኣውራ ናታ ጸገም ኣይትቅቦሎን እያ። ኣብዚ እዩ እቲ ጸገም ሽግር ዝመጽእ ዝፍጠር።

    • @Meri_we
      @Meri_we 21 день назад +2

      Hade xbuq zereba dezareb terekibu

    • @shamlatsegai
      @shamlatsegai 20 дней назад

      @ ክብረት ይሃበለይ።

    • @shamlatsegai
      @shamlatsegai 17 дней назад

      @ የቐንየለይ & ክብረት ይሃበለይ። እንታይ ይመስለካ ሓዳር ትገብር እኮ ምስ ጓል ሄዋን ጓል ኣንሰይቲ ቖልዓ ክትወልድ ክትዘምድ ኢኻ እምበር ንዕግበት ስጋዊ ርክብ ኢልካ ኣይኮንካን ሓዳር መርዓ ትገብር። ሕጂ እዘን ኩለን ኣዋልድ ዝብልኦ ምጉት ካብ ሓቂን ክውንነትን ዝወጸ ሃለፍታ ልጓም ዘይብሉ ስነ ሓሳብ እዩ።

  • @YonasBahabolom
    @YonasBahabolom 20 дней назад

    nay bhqi haftey nty good job❤️❤️

  • @MichaelSamuel-r6j
    @MichaelSamuel-r6j 22 дня назад

    I like u r confidence

  • @ትስፍውመፃኢ1718
    @ትስፍውመፃኢ1718 22 дня назад +1

    አረ ይሞችኺ!!ሓሪፍ ትምህርቲ እዩ!
    ቀፅልሉ!!

  • @SimonHaile-x6x
    @SimonHaile-x6x 22 дня назад

    Atiyo bisuru li genzeb kitibli lezi rikash likone subject amtsiki? Sahsah likonki fitret. Ezi dea kulu seb kab google kimeharo yikil endiu. Hasas.

  • @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
    @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ 13 дней назад

    Tnx sistry🎉

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 23 дня назад +5

    ካብ ሓበሻና ተጠንቀቂ ንሕና 3ይ ዓለም ኢና።

  • @TarikuGher
    @TarikuGher 23 дня назад +7

    እታ ኣብነት ፈትየያ፡ ከም ብረድስቲ🎉🎉🎉

  • @elhakan389
    @elhakan389 5 дней назад

    እዝግዮ መሓረነ ክርስቶስ እንታይ እዋን ኢና በጺሕና መወዳእታ ዓለም

  • @ምንባርብተስፋ-ዸ9ዀ
    @ምንባርብተስፋ-ዸ9ዀ 23 дня назад +4

    ወውው ደስ ክትብሊ ኮቪደንስ 100% ላዛ አዛራርባ100% አነስ ፈትየኪ ዋላ ፈቲሐ ክምርዓወኪ❤ ብዝኮነ አብታ ትሕቲ ሕምብርቲ ዘላ ብከመይ ትትንክፋ ግልጽ አብልልና እዞም ፋራታትት ከማይ ይማሃሪ ኢዮም እቶም ዘይትደልይዎ ካብ ምጽራፍን ምስማዕን እንተ ተቀጠብቅኩም ዝሓሸ ኮይኑ ይስመዓኒ።

  • @GergishYohannes
    @GergishYohannes 22 дня назад +1

    Ariayna ba kemey gerna kinderiz

  • @MawchaMekoneb
    @MawchaMekoneb 19 дней назад

    Thanks

  • @yosiefhagos4205
    @yosiefhagos4205 17 дней назад

    Meakor do tub kitibli rebishkina please athizni .I like your nippil

  • @DanielAregay-i7t
    @DanielAregay-i7t 22 дня назад +8

    አንደበትኪ ዲያብሎስ ካብዝጥቀመሉ እግዚአብሔር ይጠቐመሉ ንገንዘብ ክትብሊ ትፀድፊ አለኺ ሐፍተይ

    • @AmanBerhe-r4s
      @AmanBerhe-r4s 22 дня назад

      ሓሻዊ ተሓቢኢኻ ካሊእ ናሰራሓኻስ

    • @ወዲጥዑም
      @ወዲጥዑም 22 дня назад +2

      ሕጂ እኮ ንስካ ክትልሕስ ትሓድር ትከውን

    • @nuguseteferi188
      @nuguseteferi188 22 дня назад

      ሓሣዊ

    • @fih7949
      @fih7949 22 дня назад

      እቲ ጸገም ወላ ኳ ብግልጺ ብዛዕባ ዚ ሕጂ ንሽኺ ትዛረብሉ ጾታዊ ርክብ ጸገም ብሰፊሑ አብ ዓለም ዝዝረበሉ ነጥቢ እንተኾነ ሓዳር ግን ካብቲ ዝቀደመ ዘመን አብዚ ሕጂ ዘመን ዘሎ ምብትታን ዘይምትእምማን ይኸፍእ ማለት መፍትሒ ዘምጽእ እንተትኸውን አብዚ ቀዳማይ ዓለም ናብ ግብረሰዶምን ሌዝቢያንን ህዝቢ አምበይምተቀየረን ። እንታይ ክብል ደሌ መስለኪ ሰብሲ ብዛዕባ ስግኡ ጥራይ ብምሕሳብ ሞት ዮ ዘምጽኦ ብዛዕባ መንፈስ ምሕሳብ ግን ሂወት ዮ ዝህቦ ። ሓዳርውን ክጸንዕ ዝኽእል አብ ጾታዊ ርክብ አክቲቭ ብምዃን ዘይኮነ መሰረቱ ፍቅሪ ዮ ። ካብኡ ሓሊፋ ጾታዊ ርክብ ክም ሓደ ረቋሒ ምዃኑ አብ መጻምዲ ዝስሓት አይኮነን ። ካልእ ክአ ማሕበረሰብ ከመይ ኢሉ ሓድሽ ምሕዞ ይገብር ከመይ ኢሉ ብሉጽ አብ ትምህርቲ አብ ስራሕ ይኸውን ዝብል ትምህርቲ ስለምንታይ ዮ አብ ቅድሚት ዘይመጽእ ????? ብዛዕባ ከመይ ጌሩ አብ ሂወቱ ገንዘብ የምጽእ ከመይ ኢሉ አብ ትውልዲ ናቱ ፍልልይ የምጽእ አይትዛረብን ኢኺ ሓቀይ ?? ወዮ ሎሚ ዓለም ብሃብታማት ግን ሸፋቱ ስለትመሓደር ወይ ክፈርዮ ዝድለዮ ሰባት አብ ክብረቶም ዋጋ ዘይብሎም ንጾታዊ ርክብ አብ አእምርኦም ቀዳማይ ጌሮም ዝሓስቡ ናይ ባቢሎን አተሓሳስባ ዘለዎም ክኾኑ ስለዝተደለየ ጥራሕ ዮ ። እዚ ክአ ቀዳማይ ውድቀት ሃገራት ኮይኑ ማሕበረሰብ ዝበታትን አሚቅ ዘይኮነ ገንዘብ ተኮር ትምህርቲ ዮ ። ንስኺ ግን ፍረ እንተረኸብክሉ ቀጽልዮ ወዮ ውጽኢቱ ክንሪኦ ኢና ።

  • @AbedomMaedn
    @AbedomMaedn 22 дня назад +2

    1300 ቪድዮታት ኩሉ ናይ ዓራት ናይ ምርዋእ ጥራይ። ዋእ ኣንቲ ሕብረተሰብ ትጽይቒ ኣለኺ ዓገብ። 1300 ጓሓፍ ዝሓዘ ኮንቲነራት እኮ ኢኺ ናብ መንእሰያት ጒሒፍኪ ዘለኺ። ጡዑይ ትምህርቲ ኣምጺ። 1300 ጓሓፍ ዝሓዘ ኮንቲነራት ጒሒፍክልና ከም ዘለኺ ፍለጢ!

    • @mihretabyobio3671
      @mihretabyobio3671 19 дней назад

      Ezi ab hiwet dekiseb zelo eyu wey teftrawi neger eyu

  • @semirkah2
    @semirkah2 20 дней назад

    Respect 🫡 ❤❤❤ libona u deserve better for our people

  • @TafesseYefru
    @TafesseYefru 6 дней назад

    ጅግና100/100

  • @MsgnaAxum
    @MsgnaAxum 4 дня назад +1

    Ok ok ok

  • @HaftomHadush-sv4lw
    @HaftomHadush-sv4lw День назад

    ሽኮሪና መምህር ናይ ሂይወት ኢኺ❤

  • @AdalEr-y3y
    @AdalEr-y3y 21 день назад

    What you’re describing is normal value in western society! 🇺🇸

  • @TesfuTesfaye-r3b
    @TesfuTesfaye-r3b 23 дня назад +2

    መሲ አብ ዓለም 8 ቢልዮን ዝኸውን ህዝቢ አሎ እንተኾይኑ ክንድኡ ዝኸውን ባህርያት አሎ ማለት ዩ ስለዚ ካብቲ እትሕልፍዮ ትምህርቲ ገለ ንኢድዎ ገለ ነቂፍዎ ዝብል ዘይኮነ ዘገድስ እቲ እትሕልፍዮ ጠቃሚ ምኽሪ ረኺቡ ህወቱ ዝልውጥ ዘሎ መንእሰይ ብዙሕ እዩሞ አጆኺ ቀጽልዮ አይትሕመቂ
    ስለቲ ብሉጽ ትምህርትኺ አመስግነኪ

  • @yemanemenghstab6139
    @yemanemenghstab6139 5 дней назад

    እዋይ ካብቲ ዘረበኣ እቲ ቃላት ቋንቋኣ ዘረበኣ ተምላስ የምጽኣልካ እንግሊዝ ኣምሐርኛ ስብርባር ትግርኛ ገራ ስለ ትዛረብ ዘይርድኣካ ስዲ

  • @kidaneGebremedhin
    @kidaneGebremedhin 22 дня назад

    Anti gahba kelbi shrmuta
    Adeki gahba nski gahba qodaf
    Agame resah statit
    Nebski hxsbi dqala gahba?

  • @gueshgebrekal2657
    @gueshgebrekal2657 22 дня назад

    ሰላምኪ ትደፋ ነውራም መዓስ ኢኪ እዚ ናይ ዙሙት መደብ ተቋርጽዮ? ካልእ ጡዑያት መደባት ዘይትሰርሒ ወይስ ናይ ዙሙት ቃላትዩ ብዙሕ ተዓዘብቲ ዝስሕበለይ ስለ ትብሊ ኢኪ ምሽ.

  • @bereketderar6976
    @bereketderar6976 21 день назад

    Anbesa like ur show!!!

  • @GebreNguse-h4m
    @GebreNguse-h4m 14 дней назад

    Ati kemau gierki mstir tewtsei

  • @Hop-6z
    @Hop-6z 22 дня назад

    Thanks more

  • @EriMan1991
    @EriMan1991 21 день назад

    *በሊ ዘረባ ካብ ኣምጻእኪ ካብ ሳዕሳዕካ ተቆጻጸ እንድዩ ብዛዕባ ዝተከንሸበትን ዘይተከንሸበትን ፍልልይ ኣለወን ድዩ?*

  • @mekonenarefaine
    @mekonenarefaine 22 дня назад

    ኣብ እቲ ተቅርብዮ ፕሮግራማትኪ ኣዜ ፈቴዮ እየ❤👍‼ ግን እዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናበልኪ ተፋልጥዮ ገፃ ትርሓቅ እዛ ኣዲስ ኣበባ ዶ ኢትዮጵያ ።

  • @WediBashay-gj3vs
    @WediBashay-gj3vs 22 дня назад +1

    ብጣዕሚ መሃሪ ነገር ኢዩ እትህብዮ ዘለኪ ስለምንታይ ፍቅሪ ቀልዓለም ዘድልዮ ኣይኮነን አዚ ክአ መሃሪ ድኣ እንበር ብዕልግና አይኮነን

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 22 дня назад

    ምሕረት የውርደልኪ እዛ ሓብተይ ናብ ልብኪ ተምለሲ እዚ ሓበሬታ ኣይደልዮን ኢዩ ምውጽኡ እበር ምእታዉ ቀሊል ኢዩ ምክንያቱ ስራሕ ድያብሎስ ስለ ዝኮነ ሰብ ካብ ዝሙትን ካልእን ብለመይ ይወጽእ ይጽዕር ንስኪ ድማ መንገድታቱ ንሕብሪ ብጃኪ ንሲኪ ኣድሕኒ እዚ በዚ ስኣቱ ገንዘብ ከጥፍኣኪ እበር ከልምዓኪ ኣይክእል ኢዩ ምክንያቱ ስድራጅ ድያብሎስ ስለ ዝኮነ ዓገብ ነብስኪ ፍቀዲ😂😂😂😂

  • @abinetlideto3443
    @abinetlideto3443 8 дней назад

    መምህሪ ዝኾንና ምኽሪ ከም ብዕልግና / ኣንፃር እምነትና ኣይኮነይና ቐፅሊ ብመርትዖን ብሳይንሳዊ ማስረጃን ብመረጃን ተሓጊዝኪ ጓልኖ❤

  • @hyabare3272
    @hyabare3272 22 дня назад

    Kem tsahli....🎉🎉🎉🎉

  • @mussiefissehaye8553
    @mussiefissehaye8553 21 день назад +1

    Azi felomaya entekoyna tray u kemzredaeni

  • @berhanegebretatios8601
    @berhanegebretatios8601 5 дней назад

    Komal agame

  • @Sunwhite-entertainment
    @Sunwhite-entertainment 20 дней назад

    I'm proud❤

  • @RediHaile
    @RediHaile 11 дней назад

    ቀፅልሉ❤❤❤

  • @michaelhagos9656
    @michaelhagos9656 23 дня назад +1

    I like it

  • @AnTesfay
    @AnTesfay 21 день назад +2

    B Video eba areyina

  • @kesiehope1627
    @kesiehope1627 22 дня назад

    Great idea

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 23 дня назад

    😂😂😂thank you ክንጥቀመላ ኢና።ኣወዳት ጉንፍላት ጌሩ ፈጢሩና።

  • @mhireteabgoitom2303
    @mhireteabgoitom2303 20 дней назад +1

    ኣኔ ካባኺ ብዙሕ ተማሂሬ ቀጽልዮ ኣጆኺ ቀኘጸልዮ❤❤❤

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 22 дня назад

    ብመልሓስ ከ ከመይ ይመስለኪ?
    ጥቕሚ መልሓስ ኣቕርብልና በጃኺ

  • @grmayshewit1778
    @grmayshewit1778 19 дней назад

    ብጣዕሚ ዝጠቅም ግንዛበ ስለዝሃብኽና ኽትምስገኒ ይግባእ ዛሓፍተይ።

  • @fissehageremeskel115
    @fissehageremeskel115 21 день назад +1

    ዓገብ ዝሓብተይ ካልእ ትምህርቲ ሲእንኪ

  • @hagostesfay192
    @hagostesfay192 21 день назад

    ሰላም ወ ጽቡቅ ዩ እቲ ትምህርትን ሓሳብክን ከምቲ ዝበልክዮ ሰብ ብዝተጠቀመልካ ዩ ዝጻረፍ ከምኡ ኣይባሃልን ምር ኣታ ታትምህርና ዘላስ ብጉብሪ ተይንረኽባስ ከመይ ገይራ ምመሃረትና ከምዝብሉ ኣይጠራጠርን ጽቡቅ ትምህርቲ ዩ ከምዚ ዝብል ኣዘራርባ ኣሎ ንቲ ዘይፈልጥ ኣግህድካ ተዛረቦ ንቲ ዝፈልጥ ከ ኣዚርካ ተዛረቦ ክንዳይን ከይስሕቶ ዝብል ኣበሃህላ ኣሎም ቀጽልሉ ትምህት ኺ!

  • @samitkala8317
    @samitkala8317 23 дня назад

    wawawaww❤❤❤❤❤❤ thanks

  • @aliraya6192
    @aliraya6192 22 дня назад

    ፅቡቅ ገይረ ክደርዛ እየ ምስተመርዓኩ 🥰🥰🥰🥰

  • @Hadastewelde-vc8kc
    @Hadastewelde-vc8kc 22 дня назад +4

    ባዓለገ ኢኺ ሕብረተሰብና ብዕልግና ኣይተምህሪ

    • @solomonabraha756
      @solomonabraha756 22 дня назад

      እስኪ ክሓተተ ናትኪ ጡብ ኣተንኪፍክያ ኣይትፈልጥን ዋላ ባዕልኪ ድርዝ ..ድርዝ ..ኣቢልክያ ኣይትፈልጥን ማለት ድዩ ሓቂ..ሓቂ..

    • @ዱላ
      @ዱላ 21 день назад

      😂😂😂😊​@@solomonabraha756

    • @Yorda0808
      @Yorda0808 День назад +1

      መዓረይ ብግልጺ ስለ ዝተዛረበቶ አዩ አምበር ኩሉ ሰብ ኣብ ገዝኡ ዝገብሮ አዩ ሓንቲ ክሓተኪ ምስ ሰባይኪ ርክብ ምግባርኪ ብዕልግና ድዩ ንዓኺ?

    • @Tesfaxbah1234
      @Tesfaxbah1234 День назад

      Hasawit atbatki kthseyi endhaderki abzi mexiki lebam lebam aytxaweti kelbi

  • @MeazaLeake
    @MeazaLeake 22 дня назад +2

    እቶም ዘፀርፉኺ ዘለዉ ኣንሶላ ተሽፊኖም ብፀልማት ዝትግብሩዎ እዮም። ኢግኖር ግበርዮም።

  • @ibraman1494
    @ibraman1494 14 дней назад

    Kemaki gal delya Alako England 🏴󠁧󠁢󠁥󠁮󠁧󠁿 tenebrer inta Ala Hi beleni

  • @Habrom1988
    @Habrom1988 4 дня назад

    ዝትንከፍ ኣጥባት ይረኸብ'ምበር ኣታናኽፋስ ንዋንኡ ግደፍዮ ክክ

  • @Sembelinomedia
    @Sembelinomedia 22 дня назад

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣለኺ ካብ ኩሉ ናትኪ ዝፈትዎ ኣብ ኣቀራርባኻ ውሕሉልን ስነምግባራዊ ኣዘራርባ ስለ ትጥቀሚ ጸገም የብሉን

  • @FutwiFtwi
    @FutwiFtwi 22 дня назад

    Hiyab shicorrrr gud nays

  • @HaileManka-t2t
    @HaileManka-t2t 20 дней назад +1

    Kemaki yelen tankes

  • @HermonGera
    @HermonGera 2 дня назад

    Waye

  • @mesfinmebrahtu4946
    @mesfinmebrahtu4946 10 дней назад

    Abzeytefelton zaytrideon guday atticka tse adu zetsehfuwo zible hateftef gedifka ezee keteredaaka tistero zela misty nisikha abb addekha tifelto kheyenetsatserka kabzen naeshtu temehar. Entezeyele himakh hagereseb quenka khitt nebir eekha!!

  • @אחלילושיקוראה
    @אחלילושיקוראה 22 дня назад

    ❤ iskea nbailke haseir Tarek hwerki ngarin hugaste dekia so I loovegirils tigiary

  • @arontesfay7978
    @arontesfay7978 21 день назад

    እዚኣ ዲያ ዓቅምኪ ይኣክለኪእዚ ትምህርቲ ኣይኮነን ድፍረት ኢዩ ትግራይ ዘይትብልዎ የለን😊

    • @efyabrha9839
      @efyabrha9839 21 день назад

      ክደይ ኤርትራውያን ድየን ምዓኮረን ዶ ብኣፍን ግበርወን ኢለን ትምህርቲ ዘሕልፋ ሓንቲ ነይራ ስርብ ዛጻረብ ጋል ሕጂ ጠፊኣ እበር ብዓል ኣድሒን ዶ ስምዓየን ደቂ ከረን ዘይብልኦ ዘይብለን እታ እምኒ ወትፋሉ ትብል ዝነበረት ኣበይ ድዩ ሃገራ ዶቆሮ ዝኾንካ ሰብ እተን ኩቱሞ፡ጠኣይ ገይረን ኣብ ቲክቶክ ዝስዕስዓ መን ድየን እተን ኣብ ኣውሮጳ ንሰቡኡትን ፈቲሐን ኣብ ጎደና ዝጉሑፋ መን ድየን ንስኻ ርግጸኛ ኢየ ካብቶም ፉቱሓት ናይ ኣውሮጳ ኢኻ ወዲ እታ ኣላዪ ዘይብላ በይና ዝተረፈት ኣደ

  • @Eritrea-t7b
    @Eritrea-t7b 22 дня назад

    Kab tegaru tay xubuk trekbu

  • @Redseafish-x4u
    @Redseafish-x4u 7 дней назад

    Thanks sweetie ♥️👸🙏🏼 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽

  • @GuesheSahle
    @GuesheSahle 20 дней назад

    እሞ አግብርና ዶ!!!

  • @habtomgebru3097
    @habtomgebru3097 23 дня назад

    Yordanos da kabzi halfia entay do geria eya