Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ስለ,ቲ ሃናጺ ትምህርትኻ ኣዚና ነመስግን ቀጽለሉ ናይወትሩ ተኻታታሊኻ♥
Nice work ኣጆኻ ቀጽሎ ተኸታታሊትካ
ሓሳዊ ኢኻ ሓቅታት ሃሲኻ ሰባት ምእካብ ኣይከኣልን
Selam selam Btami tahantyea zxbyo Mdebatka azyu Astemahare bmkanu Kexlo kiblaka yfetu 💯👍👍👍👍🤝🤝
Akararibaka bitami xubuk eyu ,eza channel kitabi ab gonka alena much love from 🇪🇷🎁
ዘመን አይኮነን ተቀይሩ ሰብ እዩ ተቀይሩ
Nice job bro
አብ ኮሜንቲ ዝመሰለካ ሓሳብ አቅርብካ ላይክ ዝህበካ ተዘየተረክቡ ንነብስካ /ላይክ አብ ዝፃሓፍካዬ ላይክ ምግጫዉ አገዳሲዶ
ሓራሙ ግሩሽ ይፈትዋ እየን፡ ሓቒ/ሓሶት.ናተይ መልሲ ኩሉ ዝጸልእ የለን።
Yekenyeley
Wela nhiwet tekami ika azekakirkana thank you
ንስኻ...ንስኻትኩም!...
harif eyu desbehali maeda bro
Tnxxx
Haqi du awald deshqen dfetwa?
Newh gize sieneka nere enkuae bselam mexaka chanel wn keyrka mesleni ?
ደቂ ኣንስትዮ ዝማርኸን ወዲ 1፡ ሃፍታም ክኾን ኣለዎ ሃፍታም ኩሉ ግዜ ካብ ድኻ ዝበለጸ ክብርን ስሕበትን ኣለዎ ኣብ ልቢ ደቂ ኣንስትዮ ብፍላይ ንመርዓ ትሓስቦ ወዲ ወዲ ተኮይኑ እዚ ወሳኒ 'ዩ2፡ ፍልጠትን ቅንዕናንሃፍቲ ሒዝካ ቅንዕካ ዘየብልካ ተኮይኑ ገንዘብካ ካሎት ንምሕጋዝ ንቅኑዕ ዕላማ ዘይተውዕሎ ተኮይንካ ኣዋልድ ናይ ገንዘብካ እንበር ናትካ ስሕበት የብለንን 3፡ ዕላማትርጉም ምንባርካ ታይ 'ዩ? ታይ ክትሰርሕ ትደሊ? ወሊድካ ደቅኻ ከመይ ክተምህር ትልሚ ኣለካ? እዚ ንደቂ ኣንስትዮ ኣዝዩ ወሳኒ 'ዩ ምኽንያቱ ድሕሪ ቆልዑት ምውላደን እቲ ሸኽሚ ኣብአን ዝድብሪ ዘይኮነስ ኣብ ክፉእ ይኹን ኣብ ጥዑም ኩሉ ግዜ ኣብ ጎና ክትኮን ዋላ ተፋቲሕኹም ተፈላልኹም 'ውን ምእንቲ ደቅኻ ኢልካ ሓላፍነትካ ከምዘይተጉድል ፍሉጥ ስለዝኾነ
nDeqi tebaetuye ke
Ane wedi ende. Sexam gual hambof zelewa gual eya tmarkeni. Kabu kea make up zeyttikem gual
@@Agaziii neana Kea serihkin qeribaley zeybl Ena nifetu baelu Kichine zeatu
@@habeschawitebaysenafe2590 ክሽነ
Halawun akrabn malet entay malet eyu ? kurub abreh eske ablelna
knjooo eyo Hasbka
ሰላም አናሰ አፍቅር ሰሞያ ንግዘኢአሙ ዘብልከሞ እሕወትይ ዘፍቅርአልን መልሰሃብንዘፍቅር ልብገድፍየ ከትበልን አንሰአፍቅርሰ ሕዋይ ምትየፈርድልከ እልን አሙእተየ ከግብር
Subuk medeb eu
ታንክስ
ትግዜ ግና ብግልባጡ ዶ ሓቀይ
ክእርመኪ ሓንቶ ጓል ኣንስተይቲ'ዩ ዝበሃል፡ እምበር ደቂ ኣንስትዮ ትብሊ፡ እንታይ ክገብረን ኣነ
ay ayneadkukan
💰 kihlweka alewo .
Really
Nay bahaki xebuk aleka hawey natey ezean ehwatna daki anesteyo abze ewan eze genzeb teray koynom wehodat eyan fokri zebla
ይቕሬታ ድኣ እምበር ገሊኡ ሲ ይድገመኩም ኣሎ ምኽንያቱ ኣብዛ ቻነልኩም ቅድሚ ሕጂ ሰሚዕ ስለ ዝነበርኩ እየ ምስ ሰናይ ይቅሬትኡ።
1.Ya za arkey marey gdn yu kdgem mknatu mebazhti ykonom yu 2.knzkro elom eyom kaa zkonu nmalbat 💞💞💞💞
ኣይጸላእኩካን ጽቡቕ ዘረባ እዩ
@@yikalogebremicael968 kkkkkk ok za arkey marey
Kkkkkk nska ke fetinkayo do
Kkkkkk
Wrong kesab hji begenzeben mekinan ember bezom keteblom zexenahka temarek gual yelan
ሓሶት እዩ እዚ ኩሉ ናይ ኣቦካን ኣደካን ዘሙጹልካ እዩ ሓቅን ልዙቡን
ስለ,ቲ ሃናጺ ትምህርትኻ ኣዚና ነመስግን ቀጽለሉ ናይወትሩ ተኻታታሊኻ♥
Nice work ኣጆኻ ቀጽሎ ተኸታታሊትካ
ሓሳዊ ኢኻ ሓቅታት ሃሲኻ ሰባት ምእካብ ኣይከኣልን
Selam selam Btami tahantyea zxbyo
Mdebatka azyu Astemahare bmkanu
Kexlo kiblaka yfetu
💯👍👍👍👍🤝🤝
Akararibaka bitami xubuk eyu ,eza channel kitabi ab gonka alena much love from 🇪🇷🎁
ዘመን አይኮነን ተቀይሩ ሰብ እዩ ተቀይሩ
Nice job bro
አብ ኮሜንቲ ዝመሰለካ ሓሳብ አቅርብካ
ላይክ ዝህበካ ተዘየተረክቡ ንነብስካ /ላይክ አብ ዝፃሓፍካዬ ላይክ ምግጫዉ አገዳሲዶ
ሓራሙ ግሩሽ ይፈትዋ እየን፡ ሓቒ/ሓሶት.
ናተይ መልሲ ኩሉ ዝጸልእ የለን።
Yekenyeley
Wela nhiwet tekami ika azekakirkana thank you
ንስኻ...ንስኻትኩም!...
harif eyu desbehali maeda bro
Tnxxx
Haqi du awald deshqen dfetwa?
Newh gize sieneka nere enkuae bselam mexaka chanel wn keyrka mesleni ?
ደቂ ኣንስትዮ ዝማርኸን ወዲ
1፡ ሃፍታም ክኾን ኣለዎ
ሃፍታም ኩሉ ግዜ ካብ ድኻ ዝበለጸ ክብርን ስሕበትን ኣለዎ ኣብ ልቢ ደቂ ኣንስትዮ ብፍላይ ንመርዓ ትሓስቦ ወዲ ወዲ ተኮይኑ እዚ ወሳኒ 'ዩ
2፡ ፍልጠትን ቅንዕናን
ሃፍቲ ሒዝካ ቅንዕካ ዘየብልካ ተኮይኑ ገንዘብካ ካሎት ንምሕጋዝ ንቅኑዕ ዕላማ ዘይተውዕሎ ተኮይንካ ኣዋልድ ናይ ገንዘብካ እንበር ናትካ ስሕበት የብለንን
3፡ ዕላማ
ትርጉም ምንባርካ ታይ 'ዩ? ታይ ክትሰርሕ ትደሊ? ወሊድካ ደቅኻ ከመይ ክተምህር ትልሚ ኣለካ? እዚ ንደቂ ኣንስትዮ ኣዝዩ ወሳኒ 'ዩ ምኽንያቱ ድሕሪ ቆልዑት ምውላደን እቲ ሸኽሚ ኣብአን ዝድብሪ ዘይኮነስ ኣብ ክፉእ ይኹን ኣብ ጥዑም ኩሉ ግዜ ኣብ ጎና ክትኮን ዋላ ተፋቲሕኹም ተፈላልኹም 'ውን ምእንቲ ደቅኻ ኢልካ ሓላፍነትካ ከምዘይተጉድል ፍሉጥ ስለዝኾነ
nDeqi tebaetuye ke
Ane wedi ende. Sexam gual hambof zelewa gual eya tmarkeni. Kabu kea make up zeyttikem gual
@@Agaziii neana Kea serihkin qeribaley zeybl Ena nifetu baelu Kichine zeatu
@@habeschawitebaysenafe2590 ክሽነ
Halawun akrabn malet entay malet eyu ? kurub abreh eske ablelna
knjooo eyo Hasbka
ሰላም አናሰ አፍቅር ሰሞያ ንግዘኢአሙ ዘብልከሞ እሕወትይ ዘፍቅርአልን መልሰሃብንዘፍቅር ልብገድፍየ ከትበልን አንሰአፍቅርሰ ሕዋይ ምትየፈርድልከ እልን አሙእተየ ከግብር
Subuk medeb eu
ታንክስ
ትግዜ ግና ብግልባጡ ዶ ሓቀይ
ክእርመኪ ሓንቶ ጓል ኣንስተይቲ'ዩ ዝበሃል፡ እምበር ደቂ ኣንስትዮ ትብሊ፡ እንታይ ክገብረን ኣነ
ay ayneadkukan
💰 kihlweka alewo .
Really
Nay bahaki xebuk aleka hawey natey ezean ehwatna daki anesteyo abze ewan eze genzeb teray koynom wehodat eyan fokri zebla
ይቕሬታ ድኣ እምበር ገሊኡ ሲ ይድገመኩም ኣሎ ምኽንያቱ ኣብዛ ቻነልኩም ቅድሚ ሕጂ ሰሚዕ ስለ ዝነበርኩ እየ ምስ ሰናይ ይቅሬትኡ።
1.Ya za arkey marey gdn yu kdgem mknatu mebazhti ykonom yu
2.knzkro elom eyom kaa zkonu nmalbat 💞💞💞💞