Yest TDF hasb been betrayed by the old AJUSAT Woyane. Yest Tigrian people has been betrayed by the AJUSAT Woyane. Tigrian Diaspora was begrayed by ths old AJSAT Woyane and their money was taken by DABRISE AND MINJERINO. They both with ALEM GW AND GETACHAW ASEFA allied themselves with SHABIA AND FANO. Who is doing the worst betray when ate still with Ethiopa?
ሚሰጥር ንፀላኢ እሕሊፉ ዝሃበ ግምት ካብዚ ንላዕሊ ክቅፅል ኣይንፈቅድን ይጠየቀልና
Thanku. So. Much. NATENA. FORM. YOU. TELLING THE TURUTH. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤💛💛💛💛
👍👍👍👍👍
እቲ ኸዳዕ ጉጅለ ሚስጥር ሰራዊት ትግራይ የሕሊፉ ምሃብ ዝጀመረ ካብቲ እዋን ኩይናት ጀሚሩ እዩ ። ከምዚ ዝበለ ክሕደት አይተርአየን ክሳብ ሐዚ
ስጉምቲ ዘይምውሳድ ናይመን ጸገም እዩ?
“ታብ ሰራቂኡ ተቃባሊኡ ይብእስ” ከምዝባሃል እዩ
ጌታቸውን ጉጅሉን ክህደት
ከም ፈጸሙ ምስተረጋገጸ አብ እዋኑ ስጉምቲ ክውሰድ ይግባ ነይሩ ህጂ እውን አይረፈደን።
@AyalewAlemu-m5y ናይ ብሓቂ ሐዚ ደኣ ናብዓሌት ቀይሮማኮ አብቁሸት እዮም ተሓቢኦም ዘለው ንሱእዩ ትፀገም ኮይኑ ዘሎ
.natna ferom btami xbuk natkum ksab tmxeni bhankewta eye zxbyekum mo❤❤❤❤❤❤❤
ናትና ፎሮም እተቕርቦም ፀብፃባት ፁፁያት እዮም።
1. ላዕለዋይ መራሕቲ ህወሓት ኣብ ክልተ ተኸፊሎም ከዳዕ፣ ጠላም ወዘተ ካብ ዝብል ምፅልላምን ወፂኦም ፀገም ህዝቢ ትግራይ ንምፍታሕ ቅድምያ ክሪኡ ይግቦኦም።
2. መሪሕነት ህወሓት ኣብ ክልተ ተገሚዖም ንወንበር ምርጋሕ ጠጠው እንተዘይ ኣቢሎም ህልውና ህዝቢ ትግራይ ንኽራጋገፅ ግምት TDF ክቆፃፀሮ ኣለዎ ይኣክል ይኣክል ይኣክል።
ክብረት ይሃበልና
እቲ ኣብ ፒፒ ተሸጊጡ ዘሎ እናፈለጥክሞ ንምንታይ ስቅ ይባሃል ንምንታይ ስጉምቲ ተወሲድሎም እፎይ ክብል ህዝብና ዘይስራሕ?
እድሕር ዘይትቀቦሎ መን አቅርቦ ኢልካ
እዚ እኮ ሚዲያ እዩ። ካልኣይ ድማ ኣይንቅበሎን፣ንቅበሎ ኢና ኣይበልናን። እዚ ሓሳብ እዚ ናይ ሚዲያና ኣይኮነን ኢና ኢልና።ሚዲያ ድማ ኣብ ጉዳይ ውድባት ፖለቲካ መርገፂ ክሕዝ ኣይፍቀድን።
ኣብ ፀለመ ዝተፀመደ ጉጅለ ሰብ ካብ ምፅላም ሓልፉ ሓድሽ ሓሳብ ክምንጩ ዘይኽእል ሓሳብ ዝወደአ ናይ ውልቀ ጉጁለ
ታይ ዝበሃል ሚስጥር ነይርዎ እዩ
ጀነራላት ሱዳን ኢልካ ብቅንዕና አቕርቦ ናይ ትግራይ ወይ ኢ/ያ ከይመስል።
ኪላ ሓሳቦም ዝወደኡ ዘይፀለመ ካልእ ሓሳብ ዘይብሎም ጉጅለ አደመ
ኮካኮላ ኢኻ ግዲ ክሳብ ሎሚ ግምት ይጎተካ ኣሎ ካብ ህዝብካ ንጌታቸው መሪፅካ ዋይ ውርደት
when you talk to them the reality is way way far
ካሕዳማት ደቂ ካሕደማት ኾራኹር ሻዕቢያ እንመን ምዃኖም አጸብቕና ንፈልጦም
ምስ ፒፒ ኮይንካ ሕዝብኻ ምክሓድ እውን ጥልመት እዩ
ምስ ሼዕብያ ኾነምስ ፒፒ ኮይንካ ሕዝቢ ምክሓድ ጥልመት እዩ
ኩሎሜ መራሕቲ ትግራይ ጠላማትን ፈተውቲ ኸብዶም እዮም።
ን ትግራይ ዝሀስብ ካብኦም የለን
ገሊኦም ዱባይ ቁርሲ አአ ድራሮም
ገሊኦም ወርቂ ክሸጡ ገሊኦም ሙሉዕ ዓዲ ከይሓዙ ዲሞክራሲ ዝብሉ ገሊኦም ኣይሰርሑ ወይ ኣየስርሑ
እዚ ኡሉ ተዓምር ፈጠርቲ ዝነበሩ
መጻወቲ ምርኮኛ ገይሮምና
መሕፈርቲ
ትግራይ ብመራሕታ ተዋሪዳ
እዞም ዝተቀትሉ ዝተሰውኡ
ብላሽ ሕዝቢ ተወዲኡ
ሓደ ጅጌና ንኹሎም መራሕቲ እግሪእግሮም እተዝብሎም ትግራይ ሰላም ትረክብ
ናይ ፒፒ ሓሽከር ንምኹዋን እንተኔሩ ድሌት ተጋሩ ወልቃይት ን አሜሐራ ሜሓብ እንተኔሩ ፕሮጀክት ዝነበሮም
ሕዝባ ንምንቲይ ሓሊቁ??
ሰራዊት ክልል ኣየድልን!
* ሓደ ሃገራዊ ሓይሊ ምክልኻል ጥራሕ!
እንታይ ሃገራዊ?
ትግራይ አብ ፖርላመረንት ኢትዮዽያ ተወከልቲ የብላን።
ወጻእ ሃገራት ኧዲማ አብ ትግራይ ህዝቢ ኹናት ከፊታ ዓለም ዘረጋገጾ ጀኖሳይድ ዝፈጸመት ሀገር እያ። ኢትዮዽያ ልትግራይ 360 ድግሪ ከቢባ ሁማኒተርያን ሃገዝ ከይትረክብ ብጥሜት ትግራይ ንክጸንት ዝገበረት ሃገር እያ። ከምኡ ውን
ደህሪ ኹናት ዝተገብረ ናይ ፕሪቶርያ ውእል መሰረት ግዝአት ትግራይ ብኢሳይያስን ብፋኖን ዝተጎብጡ ከይምለሱ እንቅፋት ኮይና ዘላ ኢትዮዽያ እያ። ብኹናት ምከንያት ዝተፈናቀሉ ተጋሩ ናብ መረበቶም ከይምለሱ
ፕሪቶርያ ውእል ተግባራዊ ከይኮውን እስካ እጂ ናደናገረት ትቅጽል ዘላ ሃገር እያ። እሞ ከኧ ምዛ ለማስ ሃገረ ኢትዮዽያ ዲኻ ሐደ ሃገራዊ ሐይሊ እዩ ዘድሊ ትብል ዘለኻ? ስማእ አነ ክነግረካ፥
1-ትግራይ አብ ኢትዮዽያ ተወካሊነት ዘይብላ
2- ግዝአታዊ መሬታ ዘይተመልሰ
3- ተፈናቀልታ ናብ መረበቶም ዘይተመልሱ
4-ጀኖሳይድ ዝፈጸሙ አብይን
ናይኢትዮዽያ ፓርላሜነት፣ ጀነራላትን አብቁጽጽር ዘአተውን
ትግራይ ናይ ኢትዮዽያ አካል ከትኾን አይትክእልን።
Tdf ❤ye tigray serawit new : :❤
@@AyalewAlemu-m5yንገርዎ እዚ ዲቃላ ተጎንባሂ
ካሓዲ መን ከምዝኾነስ አረጋጊፅና ንፈልጥ
አብይ እዩ ዝሾመኒ ዝብል ምስለኔ ብልፅግና ጌታቸው ተከተልቱ 1 ካልእ ትማሊ ዘድሀኖ TDF አይአምንን መከላከያ እዩ ዘድህነና ዝበለ ሀርዒ ርእሲ ፃድቃን ፣ታደሰ ወረደ ምስኦም ኮይኑ ትግራይ ክትዳከም ሀድነት ክበታተን ዝፃወት ኩሎም በደንቢ ብአፍም አፍሊጦም እዬም ባንዳ ምካኖም።
ትግራይ እንታብ ትሽየጥ ፀኒሓ ኣላ እያ እኮ ..ንስኹም ምድያታት ኣጓላ,ጫት,ሽጋራ ዘሳድድ ክትድግፉ እንተለኹም ግርም ይብለኒ ብጌቾ ተስፋ ንትግራየ ምፅባይ እንታብ ደርሆ ፀባ ምፅባይ እዩ
ባዓል ደብረፅዮን ኳናት ደልዮምለዉ!!
ጌታቸው ናይ ፌዴራል ፖሊሲ ግብኝት ጌሩ ዝበሎ ሰሚኩም ዶ መከላከያ መፂኡና ኢልክም ኮሪኩም ዘይከነ ብሰላም ክትቅበሉ አለኩም ምባል እንታይ ማለት እዩ ምስፌዴራል ኮና ፀላእቲ ክናጥፍእ ኢና ኢሉ ጌታቸው እንታይ ትዝ ኢሉኒ ኢሳያስ 😊ናይ ኢትዬጲያ አየር ሀይሊመከላከያ ኬዲ ዝራአያ ጌታቸው ምስፌዴራል ኮይኑ ንትግራይ ክወግአ እዩ
ሃገር ኮነ ተባሂሉ ዝስራሕ ሸርሒ ተየፃረኩም ናብ ሚድያ ምውፃእ ናይ ህዝቢ ትግራይ ሓድነት ዝበጣጥስ ናይ ፀላኢ ሽርሒ ካም ዝኮን ምግማት አይከብድን-ንጠንቀቅ ፀገን እንኻን እንተሓሊዩ ብውሽጢ ምእራም የኸይሽ ዝብል ውልቃዊ ሪኢቶ አለኒ።
ሓሻዊ ነቡቢ ልምቁፃር እዩ።
ናይ DDR ትግበራ በዓል ዋንዑ ሠራዊት ዝመርሑ ጀጋኑ መራሕቲ አለውዎ።
Yest TDF hasb been betrayed by the old AJUSAT Woyane. Yest Tigrian people has been betrayed by the AJUSAT Woyane. Tigrian Diaspora was begrayed by ths old AJSAT Woyane and their money was taken by DABRISE AND MINJERINO. They both with ALEM GW AND GETACHAW ASEFA allied themselves with SHABIA AND FANO. Who is doing the worst betray when ate still with Ethiopa?
ዝኾነ ይኹን ትግራይ ዘጥፍኡ ዘለዉ ደቂ ሕወሀት እምበር ወለዲ ሕወሀት አይኮነን።
እስካ የለኻን
NO. NO. WAY.
The group was a traitor eversince its inception to the political power of Tigrai
እዚ ናይ ስብሐት ጉጅለ ጸለመን ሐሶትን ካብ አምሐራይ ዝገደደ እዩ ። ንስልጣን ክብል ዘይሕስዮ ከይወርዮ ዘይልጥፎ ነገር የለን
ኣታ ማከላይ ይኩን ወሰናይ ይኩን ዝገበረዎ ከይቃላዕ እምበይ ግዝያዊ ምምሕዳር ምንም ጌጋ የብሉን ሓሰውቲ እቲበሉ እቲበሉ ብመፃወድ ከምዝተትሓዘት ኣንጭዋ ከምዘምለጠት
ኪላ ሓሳቦም ዝወደኡ ዘይፀለመ ካልእ ሓሳብ ዘይብሎም ጉጅለ አደመ