ድሃይ ወለዶ፡"ወዲ 70 ዓመት እየ ፖለቲካዊ ውግንናይ ግና ንወዲ 25 ዓመት'ዩ" ኣይተ ፀጋይ ገብሩ 31/12/2024

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 20 янв 2025

Комментарии • 79

  • @rree-n6e
    @rree-n6e 16 дней назад

    ናይ ብሓቂ ጅግና

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ

    ዝፈትዎም ኣቦ💙

  • @rree-n6e
    @rree-n6e 16 дней назад

    ተባዕ

  • @TekleweyniGereziher
    @TekleweyniGereziher 20 дней назад +2

    ሓርበኛ ፀጋይ ገብሩ

  • @teklithadish8623
    @teklithadish8623 19 дней назад

    Tsegay gebru our hero

  • @HaileselassieGw
    @HaileselassieGw 20 дней назад +2

    ወዲ ገብሩ ፃዕዳ🎉

  • @haiylaykiros3495
    @haiylaykiros3495 19 дней назад

    ፀጋይ ገብሩ ዘቕረቦ ጥቕልል ዝበለ ሓሳብ ንትግራይን ህዝባን ዝሓስብ መንግስቲ የድልያ 'ዩ ዝብል ፅቡቕ መልእኽቲ እዩ።

  • @DawitGebrehiwot-m3x
    @DawitGebrehiwot-m3x 19 дней назад

    Hassawi sebay

  • @hintsakifle6611
    @hintsakifle6611 20 дней назад +1

    አታ ክብል አይካአለን ባህልና ከቢድ እዩ

  • @searegebrekidan
    @searegebrekidan 20 дней назад +4

    እዚ ሰባይ ጥዕና ዘሎዎ ኣይመስልን ዐጃው

  • @GjKj-cq8kx
    @GjKj-cq8kx 20 дней назад +3

    ኣባ ተጋደልቲ
    5ደቆም ዘጋደሉ
    2ተሰዊኦምዎም

  • @LionelMessi-m3v
    @LionelMessi-m3v 19 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AlemAtsbiha
    @AlemAtsbiha 20 дней назад

    ዋይይይይይ እኒሀካ ነፍሕን ተርባዕባዕን

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 20 дней назад

    Set defri abyi

  • @Anemia79
    @Anemia79 18 дней назад

    ሰለም ክብራት ኣሳናዳእትን ኣቅረብትነ ትግራይ Public media
    እንፈተዎምን እነድንቆምነ ጅግና ኣይተ ጸጋይ ገብሩ ኣብ ገዛኹም ምዕዳምኩም እናመስገንኩ
    ናይ ኣቦ ሓርበኛን ኣቦ ስውኣትነ ዝኾኑ ጅግና ኣይተ ጸጋይ ገብሩ ተሌፎነ(His Telephone Number)
    ጽሓፉለይ በጃኹም ብዝወሓደ ቀሩብ መሓገዝኩዎምን ደዊለ እውን
    መተባባዕኩዎምን

  • @BerhaneKidane-lx7fh
    @BerhaneKidane-lx7fh 19 дней назад

    Abona bhaki lebam abo

  • @DawitGebrehiwot-m3x
    @DawitGebrehiwot-m3x 19 дней назад

    Asha sebay mehzeni

  • @DawitGebrehiwot-m3x
    @DawitGebrehiwot-m3x 19 дней назад

    Mengsti aykonen gzeawi eyu

  • @WediSudan-f6j
    @WediSudan-f6j 19 дней назад +1

    እዚ ሰብኣይ ወዲ 2 ዓመትን 5 ወርሕንዩ።ወዲ 70 ዓመት ኣይኮነን

    • @BGFx-d4h
      @BGFx-d4h 19 дней назад

      ንሰኻ ኻብዞም ሰብኣይ ንላዕሊ ንትግራይ ኣየበርከትካ ንትግራይ 2 ደቆም ዝኸፈሉ ኸምዙይ ክትብል ሞራል የብልካን ።

  • @AlemAtsbiha
    @AlemAtsbiha 20 дней назад +1

    ሓቂ ይሃቦ ደርጊ ምካኑ አሚኑ ድርኡ ከምዚ ዓይነት ተቃላሳይ ህወሓት የለን

    • @BGFx-d4h
      @BGFx-d4h 19 дней назад

      ንሰኻ ተሓቢእኻ ኢካ ነይርካ ትኸውን መዚ ኸምዙይ ትብለኻ ። ብሰሩኸ ክንድዞም ሰብኣይ ንትግራይ መሰዋእቲ ኸፊልካ ?? 2 ደቆም ተሰዊኦም 2 ናይ ኣካል መጉዳእቲ 5 ደቆም ኣገዲሎም ጠቅላላ ። ኣብ ቲክቶክ ተሓቢእኹም ዝነበርኩም ሐዚ ኣይሕሙምና ። ብሰሩ ሞራል የብልካን ኸምኡ ኢልካ ክትዛረብ

  • @dawitsemere4759
    @dawitsemere4759 19 дней назад

    ዛ ሰብኣይ ተመችያትኒ😂😂😂😂

  • @lmathans1584
    @lmathans1584 20 дней назад

    Jigna abo 🏃‍♂️🩵🩵🩵

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 20 дней назад

    Giosderi

  • @almazabraha6198
    @almazabraha6198 18 дней назад

    አየ አቦ ግምት ለውጢ ዘይኮነስ ነውጢ እዩ ብልጽግና ጌች ዲክታተር እዩ

  • @aberehamtegaygelegaber7404
    @aberehamtegaygelegaber7404 20 дней назад

    Libi zisaenu weladi

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi 19 дней назад

    የትግሬ ቅጀት መሬት ርስት ተከዜ አይሻገርም ሺማግሌ ትግሬ ውነቱ ተናገሩ ትግሬ በፍፁም ተከዜ አይሻገርም በአስመራ መንገድ ያለጫማ በእግሩ ለሥራ ነበር የሚመጣ ውነቱ ይህ ነው ትግሬ ወሰኑ ተከዜ አይሻገርም

  • @aberehamtegaygelegaber7404
    @aberehamtegaygelegaber7404 20 дней назад

    Ensisa mkan yhaysh kabakas

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 20 дней назад

    Zemenawu !????????

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi 19 дней назад

    በኢትዮጲያ ከ80 ቢሄር በላይ ነው ግን በትግሬ ክልል መጥቶ የሚኖር አንድም የለም ትግሬ ወሰኑ ርስቱ ተከዜ አይጠጋም አይሻገርም ትግራይ ትግርኝት ተከዜ ሳይሻገር እስከ ባህረ ነጋሽ ነው ተከዜ አይጠጋም ውነቱ ይህ ነው

  • @FgchFhghg
    @FgchFhghg 19 дней назад

    ሰሚዕዎ ትአረግቲ ተረፈ ደርግ ሃለዊለዊ ካአፈይ ይዊፃአ ጥሪሓ ሐሻይ ክልተ መሊሓሱ

  • @BerhaneAdha
    @BerhaneAdha 19 дней назад +1

    ኣነ ዝገርመኒ ናይ ህዝቢ ትግራይ ካብ ዝናኣሰ ክሳብ ዝዓብየ ሻዕብያ ብድሎሙና ባሃልቲ እዮም እቶም ፈደራል ከ ማይ ድጋመት ድዮም ዝንጽጉኹም ነሮም ኢለ ምሓተትክዎም
    ሰራዊት ሻዕብይ ብድስፕሊን ዝሰልጠነ እዩ ዘይ ናቱ ኣይ ትሃብዎ እዚ ኩሉበደል ዝተፈጸመ ኣብ ህዝቢ ትግራይ እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝወረደ ናይ ብረት ጉድኣት ዝወረደ ብናይ ፈደራል ሰራዊት እቲ ናይ ዓመጽን ቅትለትን ደቂ ኣንስትዮ ግን ሰራዊት ሕዋሓትን እዩ።ህዝቢ ትግራይ ካብ ሕግብግብ ናብ ስርዓት ኣራት ኪሎ ክውጽእ ኣለዎ

    • @BereketGirmay-yo2vl
      @BereketGirmay-yo2vl 19 дней назад

      Barya lehasie dunkro shbaya gezakume halwo eta betrie nabkume eya

  • @abrehamabay2509
    @abrehamabay2509 20 дней назад

    ስበይ ደዝዙ እዩ ዘዋፅእ ምስ ፋኖ ተወዲብካ ስራዓት ዓዲዋ ምዲምሳ ስ ዪ ኩፉእ ግዜ ከይመፅ ህዝብ ኣጋኣዝ

  • @almazabraha6198
    @almazabraha6198 18 дней назад

    ጻድቃን ቀዳማይ ዲክታተር

  • @GrmayG
    @GrmayG 19 дней назад

    ተባዕ ዝኮነ ሰብኣይ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 20 дней назад

    666 abyi giosdri midy

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 20 дней назад

    Litre kefu

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 20 дней назад

    No 666

  • @dawitgirmai5523
    @dawitgirmai5523 20 дней назад +1

    መስሐቒ ሰብኣይ

  • @Hdegeley
    @Hdegeley 20 дней назад

    አረ ይመችኹም ወላዲና

  • @temesgenhaile2754
    @temesgenhaile2754 20 дней назад

    Ata segram sebaey😂😂

  • @almazabraha6198
    @almazabraha6198 18 дней назад

    አየ አቦና ጌጋ መገዳዲ ኢኩም ትከዱ ዘለኩም

  • @WediMemher
    @WediMemher 19 дней назад

    ቱርቡእ እዮም ዞም ሰብኣይ ከም ጌታቸው።

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 20 дней назад

    Orthodox viva no

  • @weldegebriealHagos
    @weldegebriealHagos 20 дней назад +2

    ሓቁዩ ዝሰብኣይ ናይቆልዓባህርዩዘለዎ

  • @AlemAtsbiha
    @AlemAtsbiha 20 дней назад

    አምሰሉታት አሰር ደቆም ዘይተከተሉ አረጊት ሓሳዊ

  • @KINDAHAFTY
    @KINDAHAFTY 20 дней назад

    ክላ ሓሳዊ ካልእ ቁምነገር አውግዕ

  • @temesgenhaile2754
    @temesgenhaile2754 20 дней назад

    Eska Tata yeblkan bkebdka eka thasb guhaf

  • @AmanielFsha-s3j
    @AmanielFsha-s3j 20 дней назад

    ወላዲ ምትዕራቅ ምሸጋል እዩ ነይሩ ፓርቶም

  • @bererahwaesu3179
    @bererahwaesu3179 14 дней назад

    ዓጃው ኣብዚ ዕድመ ሓሶት ምኻን ቆልዓ የ ድኣ ኢልካ እምበር ሻዕብያስ ኣብ ግዜ ኩናት እንዳ ሜስ ክኣቱ እምበር እቲ ቀታሊኹምሲ ትነግረሉ ውን ኣለኻ ።ኣነ ዝገርመኒ ነዚ ሰብኣይ ዝሓቱ ክክክክክክ ግዜ 0

  • @sunrise3179
    @sunrise3179 20 дней назад

    ሰክራም ሰብኣይ ጸረ ኣደታት .....

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 20 дней назад

    666

  • @Eritreana1991
    @Eritreana1991 20 дней назад

    ኣብቲ ሕማቅ እዋንስ ሜስ ምሻጥ ተራኡኻ 😂 ጉኑፍ ሰብኣይ 🤦

    • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
      @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 20 дней назад

      @@Eritreana1991 ሰብ ፀሊም ታሪክ ታይ ይምልከተካ እስከ🙄

    • @sonofelamida
      @sonofelamida 20 дней назад

      😂😂😂

    • @Eritreana1991
      @Eritreana1991 20 дней назад

      @@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ ታሪክና ታሪክ ሃገር ምፍጣር ዩ 😂 ወዲ አውራጅ ትግራይ 🤦😂