ድሃይ ወለዶ - "ህወሓት ብልፅግናን ህወሓት ሻዕብያን ንትግራይ የፍርስዋ ኣለው" 16 /01/2025

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 29 янв 2025

Комментарии • 58

  • @LoveLove-zx8fl
    @LoveLove-zx8fl 13 дней назад +5

    ጎበዛት ተስፋና ካባኹም እዩ እዞም ብግዕዝይና ዝጠልቀዩ መራሕቲ ይዉረዱልና

  • @MebratuTesfaye-r5r
    @MebratuTesfaye-r5r 13 дней назад +3

    ሕውሓት ሻዕቢያን ሕውሓት ብልግናን ዝብሉ ዘለው ፖለቲካ ሽርሒ እያ ንሶም ንትግራይ ህዝቢ ዘሓሸ ዓላማኦም ክንዲ ምግላፅ ብፀለመ ከስቢ ምርካብ አይከኣልን

  • @FjfDo
    @FjfDo 13 дней назад

    ❤ ህወሓት መድሕን ህዝቢ እዩ ።
    ❤ ህወሓት ዕቀባ ቤህራዊ ረብሓ እዩ ።
    ❤ ህወሓት መሰረት ህለወና እዩ ።

  • @mathiastesfaalebel718
    @mathiastesfaalebel718 13 дней назад

    Viva nationalist party's tigray ❤❤❤

  • @eyobhabte3595
    @eyobhabte3595 13 дней назад +3

    ዓባይ ትግራይ ! ቅድም ንትግራይ
    ኣድሕኑ በጃኩም።
    እቲ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ይትረፈኩም።
    ናይ ቆልዓ ዘረባ ይትረፈኩም።

    • @nalemna
      @nalemna 13 дней назад

      Bjeka hasotin hilimen bsenki bademe abaytin alekhum

  • @dhhfth4904
    @dhhfth4904 13 дней назад +1

    ንባዕልካ ዘይዓረኻሰ ዐረና ፓርቲ እናብካ ንህዝቢ ትግራይ ትርብሽዎ አለኹም ሀሰወቲ

  • @tbtmidia7397
    @tbtmidia7397 13 дней назад +1

    ፖለቲካ ቖልዑ ብዛዕባ #ይአክል✊ስቓይ ተፈናቐልቲ ሌላን ጉሌላን ከውፅእሉ ምርአይ ትግራይ ተተካአይ ፖለቲከኛ ዘይብላ ምዃና የርኤካ!
    እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ዝድላዩ ፖለቲካዊ አራአእያ ይሃልዎ ኩሉ ትግራዋይ አብ ስቓይ ተፈናቐልቲ ሓባራዊ ቃልሲ ክህልዎ አብ ጎኒ ስቢል ም/ትግራይ ዝዘፀዎዖ ይአክል ሰላማዊ ሰልፊ ይፀምበር እዩ ዝብል።
    እዞ ለአካለ ፖለቲካ ዘይአኸሉ ቆልዑ ድማ ነዚ ሓድነት ትግራዋይ ዝራአየሉ ይቃውምዎ,ለው።
    ድንቁርና ተቓዎምቲ መሊኡ ፈሲሱ ።

    • @lShowSpeed-v7s
      @lShowSpeed-v7s 12 дней назад

      ለይተረደአካ ድዩ/ ዋላስ ትዕፍነና ኢኻ ለለኻ?? ታደሰ ወረደ ኣብዚ እንታይ ለሳትፍ ኣለዎ ትብል ተሎ ንሽተይ ዓይንኻ ቋሕ ተብል ኔሩካ ። እዚኦም ዝናገርዎ ዘለዉ ኣብቲ 'ይኣክል' ብድሕሪት ዝደፍእዎ ንሳቶም እዮም እዩ፡፡ እዙይ እኮ ግልጽን ንጹርን እዩ ፤ ዶስ ዓይነይ ለይረኣየ የኣምንይ እዩ ናይካ ኣቋም??
      'ይኣክል' እንትበሃል ተሎ መንዩ ዝብል ዘሎ?? ንመን እዩኸ 'ይኣክል' ዝበሃል ዘሎ እኮ ንጹር ሓበሬታ እውን የብልካን ኣብዚ ትልፍፍ ለለኻ??

  • @Pamela-cb6gl
    @Pamela-cb6gl 13 дней назад +3

    "ኣምባሳደር" ፍስሃ -ወ - ወንድሙ ዘለውዎ ትኪ ኣለዎ !!! 👎👎

  • @haileduru3080
    @haileduru3080 13 дней назад +1

    ሞባይል ሒዞም እቲ ቃለመሕተት እኮ ረሲዖሞ።

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
    @ወዲዓጋመትግራይደመይ 13 дней назад +7

    ህዋሓት ዝባሃል ግጅለ ክጠፍእ ኣለዎ ሰላም ክንረክብ ካቦኦም ንላዓል ጸላኢ የለን ብሰንኮም 1.5 ሚሎን ህዝቢ ጠፍእ መሬት ትግራይ ተወርሩ ህዝቢ ተፋናቅሉ ካብ ሎሚ በዚኦም ዝምራሓ የለን ። ኣጆኹም ፓርታታት ትግራይ ሓብርኩም ኣጥፍእዎ ዳርጋ ጠፍእ ዲዩ ንስኹም ምሉኡ ብምሉኡ ኣጥፍእዎ ካቡኡ ዲሞክራሳዊት ትግራይ ክትህሉ ንደል ከምዚ ናይ 30 ዓመት ግጅለ ጥፋኣት ዝዕፍኒና ዝነበሩ ኣይሰርሕን ኢዩ

    • @gezahagnshemeles2320
      @gezahagnshemeles2320 13 дней назад

      ፀላኢ ህወሓት እባ ፍግም ይበል

    • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
      @ወዲዓጋመትግራይደመይ 13 дней назад

      @gezahagnshemeles2320 ህዋሓት ሰራቅ ስርናይ ኣሜሪካ ካናዳ እንታይ ታርኽ ኣለዎ እዚ ኣርማ ድኽነት ስደት ጥሜት ዝኾነ ፓርት ምሱኡ ክትጠፍእ ዘለዎ ፓርት ህዋሓት ኢዩ 1.5 ሚሎን ህዝቢ ኣጥፍእ ዘሎ ግጅለ ጽንተት ኢኹም

  • @nalemna
    @nalemna 13 дней назад

    Aselam knetefakum ena ayefeletkumen ab eritera tekelkelu ayteradakumen

  • @nalemna
    @nalemna 13 дней назад

    Nesikhum rebi hewat yeblkumin

  • @Gebray7
    @Gebray7 13 дней назад +2

    ኣጆኹም ኣቱም ለባማት ኣሕዋተይ። ደም መጠጥቲ ትግራይ ውድብ ህወሓት ባዕላ በዳሊት ባዕላ ኸሳሲት ናይ ሰይጣን ውድብ ይኾኖ። ንሶም ደም ክሰትዩ ብ ምዕራፋት ናተቆፀረ ትግራዋይ ኣይረግፍን።

  • @MedhanieAfeworki
    @MedhanieAfeworki 13 дней назад +1

    ጎበዛት

  • @Qondaf
    @Qondaf 13 дней назад

    Is there anyone could be deceived by LiBi Tigrai?😂😂😂

  • @habtomkahsay8698
    @habtomkahsay8698 13 дней назад +1

    እዚ ሰልፊ እዚ ንማንም ትግራዋይ ብዘይ ኣፈላላይ ዝምልከት ህዝባውን ሕልናውን ሰልፊ ትግራይ ኢዩ። መን ተሰሊፉ ዘይኮነ እጃምካ ኣብዚ ሰልፊ ምብርካት ኢዩ ነይሩ ግቡእኩም ካብ ከተጸልምዎ። ዓቅምኹምን ውድብኩምን ትሕቲ ህዝቢ ኢዩ። ብመልሓስ ዘይኮነ ብግብሪ ዝረሳዕኩሞ ህዝቢ ኢዩ ይኣኽለኒ ዝብል ዘሎ። ጀነራል ይኹን ኣምበሳደር ድጋፉ ምግላጹ የሐብን እንበር ክጉርዓኩም ኣይምተገብኤን ብኸብድኹም ስለ ትሓስቡ እንበር። ኣብ ጸበል ጻድቃን ኣበል ክትረኽቡ ንኸብድኹም ዶ ትውዕሉ ዶ ኣይነበርኩምን ኣይፋሉን ዝቅድም ካልእ ኢዩ ስደተኛን መረትናን ይቅድም ኢልኩም ዘይኮነንኩሞ ኣብ ማሙቅ ገዛኹም ኮይንኩም ንዝቆረረ ተመዛባሊ ይኣኽለኒ ምባሉ ኣጀንዳ ጻድቃን ድዩ ፈሪስኩም ኣብ ተንዳ ዘይበለየ የሕሚሙኩም ስሱዓት። ንስኹም ብፍጹም ሰብ ክሲበኩም ኣይክእልን ብኸብድኹም ስለ ትሓስቩ

    • @user-pn2sv4sf7j
      @user-pn2sv4sf7j 13 дней назад

      ሃየ 😅 ኣቤት ትንተና። ጅነራል ሰልፊ እንትችጽውዕ ኣበይ ተምሃርናዮ😊

  • @samuelmebrahtu1981
    @samuelmebrahtu1981 13 дней назад

    ዓንዶም ጥሕኒ ግና እካ ንፕሊቲካ እእይበፃሕካን ህፃን😮

  • @EnquiBahri
    @EnquiBahri 13 дней назад

    ኣነኳ ተረዲኡኒስ።
    ካብ ሃፋትም ዘርኡ
    ካብ ትካላት ገሪኣልታ
    ካብ ጀነራላት ወዲ ወረደ፡ መዲድ፡ ህንጻ፡ ምግበይ ...
    ካብ ኣምባሳደራት ወንድሙን ኣሳምመውን ፍስሃ ኣስጎዶምን
    ካብ ሃይማኖት ኣቦታት ኣባ ጥዑም
    ወዘተ
    እዚኦም ይረኣየኒ

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 13 дней назад +1

    አዚኹም በርትዑ ህዝቢ ምሳኻትኩም እዩ ፣ ንትግራይ አብ ከቢድ ጭንቀትን ቅልውላውን ዘእተዋ እዞም ግዕዙያት ሰረቕቲ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ፎእ ዓስታኻት ኢሉዎም እዩ።

  • @Lemishe
    @Lemishe 13 дней назад

    ምን ሺ ግዜ ሰላማዊ ስለድፍ እያረጋችሁ ተስብስባችሁ እንባ አይደለም ደም ብታለቅሲሱ
    በየ አስፓልቱ ብትንከባለሉ
    እዬዬዬዬዬ ውዑዑዑታውን
    ሀዘኑን ውርደታችሁን
    ብታንጋጉ ምን ጠብ ልታረጉ
    ነው
    ግራም ነፈሰ ቀኝ ተወደደም
    ተጠላም ከዚህዘመን ቡሃላ ቀና ብላችሁ ህልውናችሁን የምታስቀጥሉበትምድር የለም
    ምሮ የሚምራችሁም የለም !

  • @Gebray7
    @Gebray7 13 дней назад

    ኣምባሳደ ፍስሃ ካብ ድያስፖራ ገዛ ን ገዛ ናዘረ ልኣከቦ ሚልዮናት ዶላር ኣበይ ኣተወ በልዎ።
    ናብ ተጋሩ ና ደወለ ልሰብሰቦ ቅርሺ ማስረጃ እኒሆ እዩ።

  • @fkreayele3056
    @fkreayele3056 13 дней назад

    ውድብ ሕወሐት እንተተበቲና ስልጣን እንተረከብና እምበር ናይ ርእሶም ራኢ ዘይብልኩም ንርእስኹም

  • @Mohdshamz
    @Mohdshamz 13 дней назад

    ጉዕ ዝኾኑ ዉድባት

  • @tesfamariamseyoum-pk2ze
    @tesfamariamseyoum-pk2ze 13 дней назад

    I believe that Arena is the Ethiopian st more than tplf, was best partner of kinijit in 1997 who said Tigre wede mekele..... If we categorize people with their backgrounds, someone was ambassador and the other one is general, speeches are irrelevant for our current situation. Do you understand Amdom and the other brothers? Yiakl should be, irrespective their views, of all Tigrayans voice. Are you smart politicians? I don't see such consciousness in these opposition parties, except sawet.

  • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
    @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 13 дней назад

    ህዝቢ ትግራይ ብደቁ ገጢምዋ ዘሎ ሽግር ከቢድ እዩ. መፍትሒ ዘይብሎም ( ኣብ ኢዶም ዘየለ ) ኣዳራሻትን, ሰድያን, ምድያን... እናቀያየርካ ነቲ ኹሉ ዝፈልጦ ሽግር ክትትንትን ውዒልካ ምሕዳር. ነቲ ሓሚሙ ዝመጸካ ሕሙም ሓሚምካ ኣለኻ ትብሎ እሞ መድሃኒት የብለይን ኪድ ገዛኻ ትብሎ. ዓባይ ትግራይ? ግርምቢጥ, ኤርትራ ንኤርትራውያ እምበር ትግራዎት( ዓጋመ ) ክንከውን ኣይተሰዋእናን. ላህማም ፖለቲካ

  • @Tues-q9j
    @Tues-q9j 13 дней назад +2

    እቶም አምባሳደራት እና ዝብሉ ካብ ዲያስፓራ አኪበሞ ዝመፅዑ ብምልየናት ዝቁፀር ዶላር አበይ አእቲኹምዎ ክባሐሉ አለዎም

  • @nalemna
    @nalemna 13 дней назад

    Bjeka hasoten fekheran weren zeybelom kumneger kkkk meshakat denakur

  • @herculeseri9141
    @herculeseri9141 13 дней назад

    ኣየ ተጋሩ በቃ ካብ መስፋሕፍሒ ኣተሓሳስባ ኣይተውጹን? በቃ ከብ መሕነቂኹም ገመድ ምፍሓስ ምቁራጽ ኣቢኹም። በሉ ንዑ መንደላይ ኣብ ቦትኡ ኢዩ ዘሎ ጆባይደን ምባል መንከሊኡክን።

  • @mika0289
    @mika0289 13 дней назад

    Donkoro zkone gazetegna, agedasi guday gedifu anewnew zbl

  • @habtomkahsay8698
    @habtomkahsay8698 13 дней назад

    ዶክተር ደጀን ሓሳባይ ዘይኮንካ ተጻራፋይ ኢኺ ምሓሪ የውሃንስ ሰሚዕካ ንዓኻ ምስማዕ ሰማይን ምድርን ኢዩ። ጻድቃን ክመርሖ ዲኻ ትሓስብ 😂😂😂😂😂😂😂 ንኣዲስ 😂😂😂😂😂😂

    • @LoveLove-zx8fl
      @LoveLove-zx8fl 13 дней назад

      @@habtomkahsay8698 ክፃረፍ ዲኻ ሰሚዕካዮ ኮይንኻ ? መሓሪ ዮዉሀንስን ዶ/ር ደጀን ኩሎም ማዕረ እዮም♥️ለዛይ ሀለዉለዉ ኣይትበል

    • @habtomkahsay8698
      @habtomkahsay8698 13 дней назад

      @LoveLove-zx8fl 🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 13 дней назад

    😂😂😂 ዓዶም ለኽባጥ ትግራይ ትግርኚ ኤርትራ በሊዒኻ ትሓስቦ መጥፊኢኻ ኢዩ።

  • @nalemna
    @nalemna 13 дней назад

    Knefinfenkum zegebrena ezi eyu hasotin fekheran moten

  • @haileduru3080
    @haileduru3080 13 дней назад

    ውርንጭላታታ። ንሳኹትኩም ከ ወጺኹም ይኣክል ኢልኩም ዶ። ግዝያዊ መንግስቲ ይኹን ሕወሓት ይኣክል ክብል እኮ ግዴትኡ እዩ። እዚ ሕቶ ናይ ሉእላውነት ትግራይን ተፈናቀልትን እዩ

  • @dhhfth4904
    @dhhfth4904 13 дней назад

    የሕዋሓትነ ጦሰ ይዛቹ ጥፉ መጥፋታችሁኳን አይቀርላችሁም

  • @dhhfth4904
    @dhhfth4904 13 дней назад

    ጌታቸው ረዳኳን ለትግራይ ህዝብ የካደ እናንተ ዐረና ብላችሁ የጀመራችሁ ከህደት እናንተ ናችሁ መንገዲ ጥፍአት የጀመራችሁት

  • @TafesseYefru
    @TafesseYefru 13 дней назад

    ዱደብ ውድብ ምሥብልፅግና ሻዕብያ ማዕረ ትርዕይ ደደብ

  • @SisWeldu
    @SisWeldu 13 дней назад

    ከምዚ ከኾን አለዎ ጋዜጠኛ

  • @dhhfth4904
    @dhhfth4904 13 дней назад

    የፍርስካ አንተ እንካን ትግራይ ነጻ ልታወጣ ራስህ ነጻ አልወጣህም አንተ ብሎ ደኩተር

  • @haymongeher682
    @haymongeher682 13 дней назад

    ንታይኣክልስ ለለ ፖለቲካ ሰሪሕኹምላ

  • @haymongeher682
    @haymongeher682 13 дней назад

    ካብ ህወሓት ግን ንምንታይ 4ይ ዘይመእተኻ?
    ጥያቄ ንዓረና ኽዓ ዓረና ብሄራዊ ፓርቲ ድዩ ምስ ኢ/ያ ንምቅፃልዶ አይኮነን ዝቃለስ? ከመይ ኢሉ ትግራይ ሃገር ምስ ዝገብር ፓርቲ ቃል አትዩ?

    • @HaileselassieGw
      @HaileselassieGw 13 дней назад

      ዘይቐርቡ ሚድያ ጥይቶም🎉
      ምሱኡውን ድንቁርና ትዕቢት ኣሎ😢

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 13 дней назад +1

    Pp kefu

    • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
      @ወዲዓጋመትግራይደመይ 13 дней назад

      ካብቶም ግጅለ ጥፋኣት ዲኺ ፕፕ ይሓይሽ ካባኹም ጠላማት ካሓዳማት ዳኣ ንስኹም ን 17 ዓመት ምሳኹም ዝተቃለሱ ጠልምኩም ምስ ኦሮሞ ኣማሓራይ ን 27 ዓመት ትሰርሕ ነይርኩም ኦሮሞማራ ኢሎም ካብ ኣድስ ሰግጎምኹም ገለኹም ተማርኽኩም ገለኹም ተቀጽልኩም ግጅለ ጥፋኣት ጡፍ ምሳኹም ሓዊን ሓሰር ኢና ኣንቲ ኣመንዝራ

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 13 дней назад +1

    ኤርትራ በሊዓ ዓባይ ትግራይ ክትፍጠር ምሕሳብኩም ኢዩ ኣጥፊኢኩም ሕጂ እውን ኣይተማሃርኩሙን ዘለኹም
    ካርታ ድኣ ኤርትራ በሊዒኺ
    ክልል ኣምሓራ በሊዒኻ ኢዩ እቲ ሕልሚ 😂😂😂 ክትጠፍኡ እምበር ተምጽዎ የለን።

  • @BirhaneTeklu-q4d
    @BirhaneTeklu-q4d 12 дней назад

    እንታይ ትብል ኣልኻ ዓነዶም?? ወርቂ ምስ ምዕራብ ትግራይ ተወዳድር አለኻ? እንድያዉም ይብእስ ኢልካ ትዛርብ. Shame on you!