ኣብ ኢትዮጵያ ባይታ ንምርካብ እንታይ ምግባር ይሓይሽ፣ ቻይና ምስ ኤርትራ ጸጥታዊ ሽርክነት ክትገብር ድልውቲ ኢየ ትብል | Yikealo Tv

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 22 дек 2024

Комментарии •

  • @yikealotv
    @yikealotv  14 часов назад +17

    ኣብዚ ዜና ናይ ኣመሪካ 2 ነፈርቲ ዘይኮነ ክልተ ፓይሎት ሓንቲ ነፋሪት ተባሂላ ትተኣረመለይ ። ይቕረታ

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 15 часов назад +4

    ቀጽሎ ጽፉፍ ኢዩ ኣቀራርባኻ❤❤❤❤❤

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 12 часов назад +1

    ዩኤል ሰሊያ ሙኳኑ ዘጠራጥር አይኮነን ፈቶጽላእ❤❤❤

  • @WediNega
    @WediNega 14 часов назад +3

    ክተባባዕ ዘለዎ ሚድያ እዩ እዚ ምክንያቱ ኣብዚ ዝቀርብ መደባት ብሓውና ይክኣሎ ይዛረብ ጥራሕ ኣይኮነን ንመደባቱ ምስ ጭብጢታቱ እዩ ዘምጽኢልና ስለዚ ኢና ክኣ ወትሩ እዚ ሚድያ እዚ ክተባባዕ ዝግብኦ እዩ ንብል ኩላትና ክኣ SHARE & SUBSCRIBERS ንግበሮ ንብል ፎርሳ ይኪኖ ዓርከይ ዕባይ DC💪💪💪💪✅✅✅👍👍👍✅

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we 15 часов назад +3

    ያይክኣሎ ኣኹየ እዚኦም ንህዝቢ፡ኤሪትራ ኣብ ሕልሚ ድኣሎም ከንብርዎ እምበሪ እዞም ቻይና እዚኦም መምጺኢኦም ናይ ኣዋርቕ ምፍሓር እዩ።

  • @legesetesfa
    @legesetesfa Час назад

    ይካሎ ማለት እንቃዕ ብሰላም መጻኣካ ሰበይ🎉❤

  • @Combeshtato
    @Combeshtato 15 часов назад +3

    🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻👍👍👍👍

  • @SdSe-p8v
    @SdSe-p8v 16 часов назад +3

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MhretFisehaye
    @MhretFisehaye 16 часов назад +2

    ❤❤❤❤❤

  • @woldemichaelgebremichael3126
    @woldemichaelgebremichael3126 9 часов назад

    ቃልሲ ንፍትሒ ንከይዕወት ኣብ ቅድሚት ብምእታው ዝሰርሕ እዩ , ካብ መቃልስቱ ክገልጽዎ ዝሰማዕክዎ ትንታነይ እዩ!!

  • @mekerethabeshawi
    @mekerethabeshawi 16 часов назад +2

    ❤❤

  • @ወዲዓረትብረት
    @ወዲዓረትብረት 12 часов назад

    ይኪ

  • @jontekle-c8w
    @jontekle-c8w 15 часов назад +1

    🌿🌿🌿💙💙💙🌿🌿🌿

  • @Maher123-r1l
    @Maher123-r1l 14 часов назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @risomlegese387
    @risomlegese387 15 часов назад +3

    ናይ ዩኤል ነገር ኣብ ባይታ ዘለው ተቃለስቲ ብደቂቅ ይካታተል
    ክሳብ ውልቂ ተቃላሳይ
    ሰዓት 2+ ድሕሪ ቀትሪ ኣኼባ ኣለና እንተ ኢሎም ንሱ ከኣ ሰዓት 11 ቅድሚ ቀትሪ ኣለና ኢሉ ይጥቅዕ ።ስለምንታይ ኣብቲ ዝተቆጽረ ዘይእከብ?
    ስለምንታይ'ከ ካልእ መዓልቲ ዘይቆጽሮ ?
    ውድብ የብለይን ከኣ ይብል ኣሎ

  • @Gedenagezana6832
    @Gedenagezana6832 15 часов назад +1

    ዕድል ክንገብር ኣብ መሬት ኤርትራ ክወድቃ ነርወን ነቲ ተዳልዩ ዘሎ ባሻድ ናይ ኤርትራ ናዚ ክልከም።

  • @HagosSamuel
    @HagosSamuel 7 часов назад

    💙💙💙💙💙

  • @binyammehreteab8598
    @binyammehreteab8598 10 часов назад +1

    ዩኤል ህግደፍ እዩ 100%

  • @ibrahimsiraj9906
    @ibrahimsiraj9906 15 часов назад +1

    1 wey 2?

  • @quatt.w3141
    @quatt.w3141 12 часов назад

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 13 часов назад

    🌿💙💙🌿💙🌿💙💙💙🌿🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we 14 часов назад

    ያይክኣሎ ኣኹየ ቐንዲ፡ገንዘብ፡ዝህብዎ
    The C.I.A. C.I.A. ከምዚ ዝኣመሰለ ሰብ እዮም ዝደልዩ ፈቐዱኡ እንዳ ኸደ ሓቤረታ ዝእክብ።

  • @AlemMehtson
    @AlemMehtson 3 часа назад

    Alem. Mehtson
    🩵🩵🩵🩵🙏🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌿

  • @gitup7918
    @gitup7918 16 часов назад +3

    Is Finan app HGDEF? He knows this guy is HGDEF. Why is is he trying to partner with him?

  • @AfeYohanes
    @AfeYohanes 8 часов назад

    Nafe kaxlo yekalo xebki madaba

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 15 часов назад +1

    ተጋግየ ክኸውን ይኽእል እየ እምበር ሓንቲ ካብተን ክኽተ ናይ ውግእ ነፈርቲ ዳኣ ከይትኸውን ወተሃደራት ኣመሪካ ብገጋ ብኣንጻር ነፋሪት ሚሳይል ሃሪሞም ኣውዲቖማ ::

    • @yikealotv
      @yikealotv  15 часов назад +1

      ጽቡቕ ኣለኻ፣ ክልተ ፓይሎት ሒዛ ዝነበረት ነፋሪት ኢያ ተሃሪማ

  • @RobelTesfay-p5q
    @RobelTesfay-p5q 6 часов назад

    Bmengedi Ethiopia diplomsi gerka zmetse lewti yelen Ethiopia ab leli Eritrea wdqeta eyom zdelu mejemerta kem hager yekbrwa bahri do gele zbehal nay dukumat atehasasba xbuk aykonen maletey ms Ethiopia & Eritrea mtemman yele abzkone seat hzbi Eritrea lelawi meretu ms bahru ahlifu ayhbn u lewti ente koynu mjemerta bslet nay atehasasba zelewo menesey twdb + poletc + genzeb + atswar bota kem amaratsi sudan + gbtsi Egypt entete kaelu kea bwshti hager twdeb tezey koynu nhagerna n Ethiopia yehlifna aynhbn abeden :: Eritrea n Eritreawyan awet nhzbi Eritrea

  • @MeseretJohn
    @MeseretJohn 12 часов назад +1

    Yikealo bro this yuel am not trust. Maybe hgdef eyu

  • @desbelezewde1815
    @desbelezewde1815 9 часов назад

    ይካኣሎ እዞም ደለይቲ ፍትሒ ነዚ ናይ ኢትዮጵያ መንግስቲ ከመይ ኢልኩም ምስኡ ክትሰርሑ ታሓስቡ ኣለኹም ኣቢ ኣሕመድ ዘረብኡ ካብ ንጎሆ ክሳብ ምሽት እዩ ትጸንሕ እምበር ሓንቲ ቁምነገር የብሉን ክልተ ግዜ ምሕሳብ ከድልየና እዩ ምስ ህግደፍ ተባኢሶም ይባሃል መንእሰያትና ኻኣ ገፊፉ ናብ ኤርትራ ይሰዶም ጸላኢ ኢሰያስ እንተዳኣ ኮይኑስ ከመይ ኢሉ ይሰዶም ይጥርዞም ዓጢቖም ተመሊሶም ከም ዛሃርምዎ ኣይፈልጥን ማለት ድዩ ተቃላጢፍካ ምውራድ ኣየድልን እዩ ምናልባት ናይ ምውራድ ሓሳብ እንተዳኣ ሃልዩ ከም ኣሜርካ ፡ሕብረት ኤውሮጳ ክሰምረኦ ኣለወን ንባዓል ኣቢ ኣሕመድ ኣሚንካ ምውራድ ማለት ምጥፍእ ማለት እዩ እዚ ናተይ ርእይቶ እዩ

  • @dawitweldeghergish7349
    @dawitweldeghergish7349 3 часа назад

    He is double agent

  • @JamieSuleiman
    @JamieSuleiman 5 часов назад

    France 🇫🇷 da bokoharam keteseltin ila imber kamti ab mirab Africa 🌍tigobro😂😂

  • @AmeliakTemesgen-ec1mt
    @AmeliakTemesgen-ec1mt 12 часов назад

    Ata yekealo dehay tigiray eba amexslna bejak mesh yoteber eka entay dea time elka mesh tigiray tewet tebil nerka

  • @AbrahamAraya-i1n
    @AbrahamAraya-i1n 6 часов назад

    ኣላ ብኣል መህፈር ንከብድካ ክትብል ሃተውተው ምባል ግደፎ መክንያቱ ኣብ ኢሪትራ ዝክየር መንግስቲ የለን ዝክየር ፖሊሲ ግን ኣሎ በኣል ንስካ ከኣ ዋላ መንግስቲ ይከየር ካባይ ጀሚርካ ብ ህዝቢ ኢሪትራ ትሃታቲ አካ

  • @ibrahimsiraj9906
    @ibrahimsiraj9906 14 часов назад

    Fnan wey bnan hade racist Anxar muslim eyo.

  • @kudusgebremarim
    @kudusgebremarim 15 часов назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @MeseretJohn
    @MeseretJohn 12 часов назад +1

    Yikealo bro this yuel am not trust. Maybe hgdef eyu

  • @Ostirch
    @Ostirch 15 часов назад +1

    ❤❤❤

  • @hagosateklemariam2889
    @hagosateklemariam2889 14 часов назад +1

    ❤❤❤❤