ፕራንክ ንኦቦ ወደይ🥺😥አነ ለ የፍቅረኪ እየ🥺😭

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 15 дек 2024

Комментарии • 493

  • @KkkkKkkk-fh2ww
    @KkkkKkkk-fh2ww 2 месяца назад +84

    ዜዱዋይ ምስኡ ቀፅሊ እግዚአብሔር ተፈቂድዎ ምስኡ ቀፅሊ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 месяца назад

      ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚

    • @Awet355
      @Awet355 2 месяца назад

      ደምርኒ ♥️🙏

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 2 месяца назад

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @TiteTi-oc7sc
    @TiteTi-oc7sc 2 месяца назад +45

    እረ ብወላዲትኪ ዛይድዋ ብሓደ ከይንኩም ወድኩም ኣዕብዬ ከይትከስርዬ ስብኣይኪ ለባም እየ ማዓረይ🥲

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 2 месяца назад +68

    ዊይ ሓወይ ምልባሙ ዜድየ እንድሕር ኩሉኽም ምንም ዘይብልኩም ምእንተ ወድኹም ብሓደ ቀፅሉ🙏❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 месяца назад +1

      ደምርኒ ዝሓፍተይ💚💚💚💚

  • @yetewhadoljoch
    @yetewhadoljoch 2 месяца назад +86

    ዘይደይ ሓቢርኩም ቀፅሉ ዝሓፍተይ ናይ መጀመርያካ ዝመስል የለን ደሞ ኣቦ ወድኪ እዩ ወድኹም ሓቢርኩም ኣዕብዩ ከዚ ተመልስኪ ደውልኪ ይቅልድካ እየ ነይረ እምበ ምስካ እየ በልዮ ዝሓፍተይ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 месяца назад +1

      ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 2 месяца назад

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረሉይ❤❤❤

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 2 месяца назад +53

    በሓደ ኾይንኹም ወድኹም ኣዕብዩ❤❤❤❤ልብኹም ብሓዴ እየን ዘለዋ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 месяца назад +1

      ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚

  • @ZeTewahdo14
    @ZeTewahdo14 2 месяца назад +7

    ዜዱ ሓፍተይ ክትምለስዮ ተኮይንኪ እንበር ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ግቡእ ኣይኮነን ብልቢ ሰብ ቻነልካ ምዕባይ ነውሪ እዩ😢😢ተኺእልኩም ጸገምኩም ኢህን ሚህን ኢልኩም ፈቲሕኹም ብሓንሳብ ውልድኩም ኣዕብዩ ዘይትምለስዮ ተኮይንክለ ብዛዕባ ፍቅሪ ኣይተልዕልሉ😔

  • @AaSs-bj7pg
    @AaSs-bj7pg 2 месяца назад +69

    ዋይ ለባም ሰብኣይ እዩ ዘለዉኪ.ዜድየይ እና ደጊምኪ ኣምፅእዩ ኘራነክ እየ ገይረካ እናበልኪ እና ምስ ኣቦ ወድኪ ተትቅፅሊይ ኣነ ይመርፀልኪይ❤❤❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 2 месяца назад

      ደምርኒ ♥️♥️🙏🙏🙏

  • @DgfjSelam
    @DgfjSelam 2 месяца назад +22

    ዜድየይ በጃኪ በጃኪ በጃኪ ተመለስዮ ባሓደ ኩኑ ውይ ዝወዲ ዓቅሉ ደስ ክብል❤

  • @ተግራይዝዓደይ
    @ተግራይዝዓደይ 2 месяца назад +42

    እንድሕር ዘይትምለስዮ ልቢ ወዲተባዕተይ አይትስበሪ ? ደሞ ምሰ አባ ዉላድኪ እዩ ዝሕሸኪ ካብ ምሰ ሰብአይ አዶ ዝዓቢ ዉላድኪ ዜድየ ❤🙏

    • @FhgghGhvvdhj
      @FhgghGhvvdhj 2 месяца назад

      ።ብሓቂ❤

    • @salamaa668
      @salamaa668 2 месяца назад

      🥰🤘

    • @arsemahfh8901
      @arsemahfh8901 2 месяца назад

      ኣቦ ወድኪ ዘይኮነስ ተሰሚዑ ግን ደስ ኣይብልን ዜዱ

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 2 месяца назад

      ሰበሰክራይብ በሉለይ ተጋሩዋይ❤❤

    • @Bobo-oe7df
      @Bobo-oe7df 2 месяца назад

      የስ✌️✌️

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 2 месяца назад +36

    ዜድየይ ምስ ኣቦ ወድኺ ብሓንሳብ ቀፅሉ ♥️🙏

    • @Awet355
      @Awet355 2 месяца назад +1

      ደምርኒ ♥️🙏

    • @Arsulove-ke6xd
      @Arsulove-ke6xd 2 месяца назад +1

      @@Awet355 eshni mearey😘

  • @zaharazahara502
    @zaharazahara502 2 месяца назад +75

    እዋውው ደስ ዝበል ስብኣይ ኣለኪ ኣቲ ሰበይቲ ተመለሲ ናብ ኣቦወድኺ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 месяца назад

      ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 2 месяца назад

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 2 месяца назад

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @rehan222-l1h
    @rehan222-l1h 2 месяца назад +9

    ምስ ኣቦ ወድኺ ቀፅሊ ዜዱየይ ። ወላ በይልኪ እንተ ነሩ ሕድገት ግበርላ ሰብ ኸኑ ፍፅም የለን ዘይ ጋገ የለን ብጃኺ ምእተ ወድኺ እልኪ😢

  • @rehan222-l1h
    @rehan222-l1h 2 месяца назад +48

    ዜዱየይ ብሓደ ኽኑ በጃኺ ዓለመይ😢😢

  • @JeDh-he4wn
    @JeDh-he4wn 2 месяца назад +19

    ጎይታዋይ ኣሕዝንኒ 😢ዜድዋይ ምስ ኣቦ ወድኪ ይሓሸኪ😥

    • @user-vd8uz6up6x
      @user-vd8uz6up6x Месяц назад

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

    • @MariChannel-h5o
      @MariChannel-h5o 29 дней назад

      ገይረልኪ መልሲ❤​@@user-vd8uz6up6x

  • @netsanetalem2975
    @netsanetalem2975 2 месяца назад +22

    ከም ናይ መጅመርታካ ሰባኣይ ተመኒካ ኣይረከበን ሰለዚ ምሰኡ ቅፅሊ ማዓረይ ድሰ ክብልካ ላዙኡ ❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 месяца назад +1

      ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ 2 месяца назад +13

    ዎዎዎ ዜድዋይ ለባመ ስብኣይ ከይትገድፍዮ እዉይ ቀፅሊ ምስኡ❤❤❤❤ ብጣዕሚ እየ ኣድንቀዮ❤❤❤❤

  • @gedu8644
    @gedu8644 2 месяца назад +24

    ምስ ኣቦ ወድኪ ቀፅሊ እንድሕር ዘየበደለኪ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 месяца назад +1

      ደምርኒ ዝያዳይ💚💚💚💚💚

    • @MariChannel-h5o
      @MariChannel-h5o 29 дней назад

      ደምርኒ መልሲ❤

  • @ጓልተንቤን
    @ጓልተንቤን 2 месяца назад +24

    ዜዱ በማርያም ከትካሰረዮ ከመዚ ዘበለ ወዲ ኣበይ ክርከበ ❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 месяца назад

      ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚

    • @yyghhu9146
      @yyghhu9146 2 месяца назад

      🥰🥰❤❤❤

    • @user-vd8uz6up6x
      @user-vd8uz6up6x Месяц назад

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

    • @yyghhu9146
      @yyghhu9146 Месяц назад

      @@user-vd8uz6up6x ግይርልኪ ወለላይ💋🥰🥰

  • @rhdbxhff5098
    @rhdbxhff5098 2 месяца назад +10

    ልበንኡ ግን ማርያምን 😢
    ብወላዲትኪ ማርያምን ዜዱየይ ተመለሱ ብሓንሳብ ኩኑ😢

  • @Sndusndu-f9u
    @Sndusndu-f9u 2 месяца назад +5

    ዋዋዋ ከሙዚ ዝበለ ስባኣይ ምረካብ ትዓደልቲ እዩ በጃኺ ዜዱየ ምእንቲ ወዲኺ ክተበሊ ተዓረቂዮ🙏👌 ኣነሲ ካብ ኣቦ ኣደይ ተፈሊየ እየ ዓቢየ ደስ ዝበለኒ ደማ እናተገበረኒ እየ ዓበይ ግን ፍቅሪ ኣቦይን ኣደይ ኣይፈልጦን ቀልጢፈ ደማ ናብ ሰደት ወፂኤ ግን ኣምላክ የመስገን ሐዚ ኩሉ ነገር እዩም ዝሕጉዚኒ 👌❤

  • @GGg-v3t
    @GGg-v3t 2 месяца назад +13

    ዘዱ ሓፍተይ ተዓድልኪ ኣቦ ወድኪ ከምዚ ዘብል ብሓደ ክትከውኒ ደስ ይብልና🙏❤

    • @MariChannel-h5o
      @MariChannel-h5o 29 дней назад +1

      ደምርኒ ወለላይ❤

    • @GGg-v3t
      @GGg-v3t 29 дней назад

      @MariChannel-h5o ደምረኪ ዛሓፍተይ🙏

  • @salamaaa905
    @salamaaa905 2 месяца назад +6

    ካሊእ ወዲ ተዝኮን እንድዕላኒኪ ታይ ይምልከተኒ ክብል ኔሩ የኮነይ ክሕግዘኪ ኣድኒቐዮ❤❤

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie 2 месяца назад +15

    Zaduway ክልብም ዝወዲ በጃኪ ብሓደ ቀፁሉ ❤❤❤❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 месяца назад

      ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚

  • @tlgray4660
    @tlgray4660 2 месяца назад +12

    መዓረይ በጃኪ ዝወዲ እዙይ ከይትከስርዮ❤❤😢

  • @gjkv7156
    @gjkv7156 2 месяца назад +3

    ዚዱ ወይ ተመልስዮ ወይ ናዓይ ሃብኒ እዙይ ክኽሰር የብሉን በዚ ሕጂ እዋን ታይ ኮይንኪ ተፈልክዮ ትኾን ንዙይስ ጋለይ 😌😌😁ጎይታ ጠባይ

  • @gfhhfhj896
    @gfhhfhj896 2 месяца назад +1

    ጎይታዋይ ኣሕዝንኒ 😢ዜድዋይ ምስ ኣቦ ወድኪ ይሓሸኪ ማለተይ ናይ መጀመሪይ ፍቅርካ ዝመስልወ የለን ምናዳ ተዉሊድካ ❤

  • @GhFg-i2z
    @GhFg-i2z 2 месяца назад +27

    ዊይ ታዓሪኩም ወድኩም ኣዕብዩ ዝያዳይ❤❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 2 месяца назад

      ደምርኒ ♥️🙏

  • @destaMezgebe-v8k
    @destaMezgebe-v8k 2 месяца назад +1

    ማርያምን ማራ ሓዝነ ኣነስ ከትገድፍዮ ጋልነይ❤❤

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc 2 месяца назад +7

    አይ ታዓረኩቁ ወድኩም አዕብዩ ዝያዳይ❤❤😢

    • @user-vd8uz6up6x
      @user-vd8uz6up6x Месяц назад

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

  • @FyVvg-k5e
    @FyVvg-k5e 2 месяца назад +1

    ዘድውይ ብማርም ክብልኪይ ናብ አቦው ወድኪይ ይሐሽኪይ

  • @Mrachey461
    @Mrachey461 2 месяца назад +2

    ዋየይ ከብደይ በሊዑንይ አንታይ ገሩኪ ገዲፍክዮ ምዓአረ ክንድዙይ ናፍከረክስ ኣፍ 🥲🥲

  • @MmMm-hp9ju
    @MmMm-hp9ju 2 месяца назад +2

    ዋይ ተማኪርኩም ደኣ ኮይንኩም እምበር እንታይ ኢሉ እዩ ዘማክረኪ በዓልኪ ትፈልጢ አይምልከተንን እዩ ክብለኪ ነይሩ እንበር ናይብሓቂ እንትኮይኑ ግን ዜድየይ ተመለስዮ ኢኪ ዘለዎ ትሕትና ተዓዲሉ በዚ ሕጂ እዋን ሓቀኛ አፍቃሪ ምርካብ ትዕድልቲ እዩ ምስ ናይ መጀመሪያካ ዝመስልዎ የለን 👏🥰💓😘

    • @GjKj-cq8kx
      @GjKj-cq8kx 2 месяца назад

      ብትክክል ተማኪሮም

    • @MariChannel-h5o
      @MariChannel-h5o 29 дней назад

      ዙናሐዚ ስብኣያ እዩ ኣኪድ😂

  • @fswrcswr8638
    @fswrcswr8638 2 месяца назад +1

    ዜዱየይ ሓፍተይ ተዓድልኺ ኣቦ ወድኺ የሕሸኺ ኸትኻሰረዮ በጃኺ ❤

  • @BisratGaulGezu
    @BisratGaulGezu 2 месяца назад +8

    ዘዱ ሓፍተይ ቅድሚ ሕጅ ብጣዕም እንተዘይበድሉክ እንተዘይኮነ ድክነት ኣይትጽልእ ብቻ ሓቐኛ ኣተሓሳስባ እንተሃልዩ ወላድ ብሓደ ይኮነክ❤ እና ብጃክ ስራሕ ክጥይቀክ እለይ ብመሸንጀር ምቅባል ኣብክን

  • @ማህደርጓልትግራይ
    @ማህደርጓልትግራይ 2 месяца назад +2

    ዋይ ምልባሙ ዋይ መስቀ ናቱ ግን ክረኺበክ እዩ አረ ባሓደ ንበሩ 😢😢😢😢😢

  • @ruiojj
    @ruiojj 2 месяца назад

    ውይ ጎይታዋይ ከሕዝነካ ብሓቂ ተኮይኑ ተመለሱ ናብ ንቡር ፍቅርኩምን ሓዳርኩምን ዜዲየይ ቆልዓ ክኣ ፍቅሪ ኣቦን ኣዶን ማሚቁ ክዓቢ ምእንተ🙏❤💛

  • @ሃይማኖት_ማሓሪ
    @ሃይማኖት_ማሓሪ 2 месяца назад

    እውይይይ ክልብም በጃኺ ዜዱዋይ ምስኡ ቐፅሊ ኣብዚ ሕጂ ሰዐት ዘፍቅረካ ሰብ ምርካብ ማለት በቃ ዓብዪ ዕድል እዩ❤❤❤❤

  • @TakstyHbshi
    @TakstyHbshi 2 месяца назад

    ዛዳወይ,ምሰኡ,ቀፅሊ,ለባም,እዩ,ዝመሰል,ማርያመን,ተመለሲ,❤❤❤❤

  • @Desualnami-vt4nh
    @Desualnami-vt4nh 2 месяца назад +1

    ዜዲ ሓፍተይ ንዉላድኪ ትብሊ ናብ ኣቦ ውላድኪ ተመለሲ

  • @MartaDebru-xs5ev
    @MartaDebru-xs5ev Месяц назад

    መን ከም ናይ መጀመርያኻ ኩሉ ገዳዲፍኩም ብሓባር ኹኑ ሓፍተይ ምእንታን ትወድኹም ኢልኩም❤

  • @BdMs-ci3dp
    @BdMs-ci3dp 2 месяца назад +3

    ዋይ ብሱሩ ኽብር ሰብ እዩ ዝመስል በቃ ምስኡ ኹኒ😂❤

  • @የማርያምልጅነኝ-ጘ8ጨ
    @የማርያምልጅነኝ-ጘ8ጨ Месяц назад

    ማዓረይ😢 ኣደጊፁኒ ዝወዲ😢 ከሊእ እንትኮን ግን ከሊእ ወዲ ኣፍቂረ ናበለቶስ ይዘርየላ ኣሎ 🤴❤😂

  • @سارةسارة-ج5ص2س
    @سارةسارة-ج5ص2س 2 месяца назад +1

    ለባም ዓብዪ ሰብ ትዓዲልኪ ብኡነት ዜዲ ሓፍተይ ክብሪ ይግቦኦ ❤❤❤❤

  • @GalGerye-em2fp
    @GalGerye-em2fp 2 месяца назад

    ወይ ካልአይ ግዜ አምፅእዮ እዚ ወዲ ትዕግስቱ ደስ ክብል አነለ የፍቅረካ እየ ክትብልዮ ንፅበ😢😮

  • @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
    @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 2 месяца назад +8

    ንባዕልና ኢና ኘራንክ ገይራትና ህዝበይ ለዋህ😂

    • @Rahwa-hx1rx
      @Rahwa-hx1rx 2 месяца назад +1

      ካሊእ ወዲ እዩ ፉሉጥ 😂😂😂😂

    • @AskAsj-oq7uw
      @AskAsj-oq7uw 2 месяца назад

      መሳኪን ህዝቢ ይኣኺ ኩሉ ግዜ prank ምስተገበርና ሃምዚ ኢሎም ላዕለሉ ድዩ ተፈላልዮም 😂

    • @rahelrahel6194
      @rahelrahel6194 2 месяца назад +1

      ኣረ ይዕለል እዩ ማርያምን ኣነ የዕልል እየ ግን ክምለሶ ኣይክእልን ​@@AskAsj-oq7uw

  • @ehhrijr
    @ehhrijr 2 месяца назад +1

    ዜዱየ ምስ ኣቦ ወድኺ ይሐሸኪ ምእንቲ ቱ ውላድኩም ❤😢 ከም ናይ መጀመርያኻ ዝኸውን የለን❤❤ደጋጊምኪ ሕሰብሉ በጃኺ ❤❤

  • @Haben_yemane-zu6jp
    @Haben_yemane-zu6jp 2 месяца назад

    ጎይታዋይ እኒአዎ ልቢ 🥰 አረ ተመለሰዮ ዜዲዋይ ማርያምን 😢

  • @نورهمحزري-ل6ر
    @نورهمحزري-ل6ر 17 дней назад

    ወውው ዜዱ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @genetberhechanal
    @genetberhechanal 2 месяца назад

    ጋል ምስ ዘፍቅራ ክትነብር ይበልፅ ካብ ምስ ተፍቅሮ ምክንያቱ ምስ ግዜ ክተፍቅሮ ትክእል እያ። ስለዚ ምስ ኣቦ ወድኪ ንበሪ ክብሪ ዝህበኪ።

  • @salamaaa905
    @salamaaa905 2 месяца назад +1

    ናይ ልብኪ ስባኣይኪ ተኮይኑ ምስኡ ይሐሸኪ ዜዱየይ ምልባሙ ❤❤

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 2 месяца назад +1

    ❤ምስ ኣቦ ወድኺ ቀፅሊ ወድኩም ባሓደ ኣዕብዮ መዓረይ ይፈትወኪ እዩ❤

  • @lylaarishi9028
    @lylaarishi9028 2 месяца назад +1

    ብወድኪ ክልምነኪ ዘፍቅረኪ ተከይኑ ኣቦ ወድኪ የሐሸኪ 🙏🖤

  • @GanaaatSlam
    @GanaaatSlam Месяц назад

    ተጋሩዋይ ሰሳትኩም ምድምማር አይትሕመቁ❤❤❤❤❤

  • @marryadiss2
    @marryadiss2 2 месяца назад +2

    ውይይይ ማራ እዩ ለባም ብሓቂ ጭራሽ ክትከስርዮ የብልክንን 🙏🙏🙏💘💘💘💓💞💞

  • @CLf-kg7gb
    @CLf-kg7gb 2 месяца назад +37

    ኣነስ ናብ ኣቦ ጓለይ ክምለስ ብጣዕሚ እየ ዝደሊ😢😢😢😢

    • @AhmedAli-zo2sx
      @AhmedAli-zo2sx 2 месяца назад +2

      ዋላ ኣነ 🙏☝️🤭🥺🥰

    • @CLf-kg7gb
      @CLf-kg7gb 2 месяца назад

      @@AhmedAli-zo2sx 😁😁😁😁

    • @ጎልራያኩኩፉቶ
      @ጎልራያኩኩፉቶ 2 месяца назад

      ​@@AhmedAli-zo2sx😢😢😂❤❤❤እማ ትመለሳ

    • @FjfigHchcu
      @FjfigHchcu 2 месяца назад

      ክምለስ ምደለኩ ልበይ ኣብዩኒ😢 ኡፍፍ ኣቦ ወደይ

    • @gamilahgamilah3329
      @gamilahgamilah3329 2 месяца назад

      ክምለስ ዘይደልይ የለን ግን በደላት ከመይ ገይሩ ክርስዖ ኣሕ ለበይ😢

  • @ፅልልቲ
    @ፅልልቲ 2 месяца назад

    ዜዱዋይ ተመለስዮ ኣብ መንጎኩም ለ ቆልዓ እንየኩም ውላድኩም ብሓደ ኣባፅሕዎ ዜደይ😢❤❤❤

  • @እናቴእወድሻለሁ-መ3ኈ
    @እናቴእወድሻለሁ-መ3ኈ 2 месяца назад +1

    ፍቅሩኹም ይቀፅል ዘዱየ 🎉❤❤❤❤❤❤

  • @TsgeReda-c2p
    @TsgeReda-c2p 2 месяца назад +17

    ኣይ ፈሊጢኪሰ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FbIh-ri2et
    @FbIh-ri2et 2 месяца назад

    ዋይ ዜዱ ሓፍተይ ድሕን ዘይትምለስዮ ተጋጊኪ ከሕዝነካ 😢😢😢

  • @jftstrr7463
    @jftstrr7463 2 месяца назад

    ዜዱየይ ማዓረይ በጃኪ ተመለሱ ላብ ኣቦወድኪ ዛናተይ😥

  • @AsAs-dy9jl
    @AsAs-dy9jl 2 месяца назад +2

    ጎይታዋይ ምልባሙ በጃኺ ተዓረቁ 😢😢🙏🙏

  • @MGAWMGAw
    @MGAWMGAw 2 месяца назад

    ዋይይ ማሪያምን ዜዱየ ምእኒቲ ዉላድኩም እልኩም ብሓድ ቀፅሉ ዉላድ እማ ምስ ስብኣይ እኖለ ክዓቢ የብሉን ምስ ስይቲ ኣቦለ ክዓቢ የብሉን ኣምላክ እንተ ፈቂድዎ🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @YrdgYedf
    @YrdgYedf 2 месяца назад

    ውይ ዜዱየ ትመለሲዮ😢😢

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ 2 месяца назад +8

    ዉይይ ጎይታዋይ ክልብም ከሕዝነካ እፍፍ ናመጀመርያካ ዝመስል የለን ድክነት አይትፅልኢ ኣብዛ መሬት 100 ዓመት ኣይንነብርን ይትረፍ ወሊድኩምስ ተዘይትወልዱ ዉን ኖርማልዩ ተኳሪካ ምዕራቅ እና ኩሉ ሓዲግኩም ምእተ ወድኩም ኢልኩም ትዓረቁ ምዓረይ🙏🥺

    • @jeirejeire8992
      @jeirejeire8992 2 месяца назад

      ንሳ ሃፍታም ዱያ ልምንታይ ደክነት አይትፅልኢ ትብሉዎ አለኩም

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 месяца назад

      ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ ዓበይቲ💚💚💚💚

  • @اللالل-ل8ض
    @اللالل-ل8ض 2 месяца назад +1

    ዊይ ታዓዲልኪ ዜድየ ክልብም ❤❤❤❤

  • @FghhFgh-s5u
    @FghhFgh-s5u 2 месяца назад

    እረ ብወላዲትኪ ባሓደ ቀፅሉ የኔ ለባም❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MAARGHdjdk
    @MAARGHdjdk 2 месяца назад

    አረ ዘዲዋይ ምሰ ኣቦ ውላድካ ዝመስልዎ የለይ እና ምእንቲ ወድኪ 😢😢😢😢

  • @GiGh-o3k
    @GiGh-o3k 16 дней назад

    ታይ ገቨረኺ😅😅

  • @ለምለም_ዩቱብ
    @ለምለም_ዩቱብ 2 месяца назад +1

    ዜዱዋይ ምስ ኣቦ ወዲኺ ይሓሸክ ለባም እዩ
    ግን ብኸመይ ተባእስኩም?

  • @Tesfit331
    @Tesfit331 2 месяца назад

    Bhade kunu ahwat🎉

  • @ፅልልቲእየBTDF
    @ፅልልቲእየBTDF 2 месяца назад +4

    ዜደይ ብጣዕሚ እዩለባም ከይትከስርዮ

  • @HadasHaddes
    @HadasHaddes 2 месяца назад

    ገፅኪ ትከወልዋ ተዓረቅዮ ዜዱ👌👌👌

  • @ሶሊናጓልቶምጀጋኑ
    @ሶሊናጓልቶምጀጋኑ 2 месяца назад

    ብሰም ዙለባም ኣቦ ወድኺ ሳብሰክራይብ ጌረኺ ኣለኹ እና ምሰኡ ቀፅሊ ዜዱየ❤❤

  • @Askalgremay
    @Askalgremay 2 месяца назад +5

    ግን ተፍቅርዮ እኺ ስኽለ ኣብ ገፅኪ የፍልጥሎ ብቃ ምስኡ ቀፅሉ🥰🥰😂😂😂

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 месяца назад +1

      ደምርኒ ዝያዳይ💚💚💚💚💚

    • @Askalgremay
      @Askalgremay 2 месяца назад

      @@tsegatsega238 ህደሻዕ ድምረኪ ቀደም ደምረኪ🥰🤣🤣

    • @mmn5167
      @mmn5167 2 месяца назад +2

      የፍቅረኪ እየ ምስበላ ገፃ ፃሓይኮይና❤❤❤❤❤❤ምስኡ ኩኒ

  • @AaAa-v3v4o
    @AaAa-v3v4o 3 дня назад

    Way zaduye ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Grmaneshyoutube
    @Grmaneshyoutube 2 месяца назад

    ዜድየ ዛናተይ እቲ ሰባኣይኽ በጣዕም እዩ ዝፈትውኪ ትመለሲ ኢኸመ ናቦ ወዲኺ ዛናተይ❤❤❤❤❤❤

    • @idugrmay
      @idugrmay 2 месяца назад

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤

  • @rehan222-l1h
    @rehan222-l1h 2 месяца назад +2

    ተመለስዮ በጃኺ😢

  • @Tarhs21ዋሕሰይ
    @Tarhs21ዋሕሰይ Месяц назад

    ዋይ ካብ ኣፍቃሪ ኣሕድካስ የፍቅረኪ እየ ከራደአክምዬ ደ ኣይብልይ ሓቅነት ዘይ ውሉ ፍቅሪ😊

  • @BlchaBerehe
    @BlchaBerehe 2 месяца назад

    ዋይ ዛዱየ ይመችኪ እስኪ❤❤😂😂😂😂😂

  • @HehegSsgsg-x5e
    @HehegSsgsg-x5e 2 месяца назад +1

    ዋይ የኔ ቆንጆ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Tigigaltgray
    @Tigigaltgray 2 месяца назад

    ውይ በስምኣም አረ ዜዱየይ በጃኺ ከምዚ ኢልኪ ኣትቀልዲ ብነኪ ለባም ሰብዩ ኣይትክሰርዮ በጃኪዋ ላብትን ላብትንስ ፅቡቅዶ ኮይኑ ጋልነይ😢❤

  • @aaaall7364
    @aaaall7364 2 месяца назад +4

    ዋይ ለባም ኢዩ ግና😘😘😘😘

  • @Sara-m8w
    @Sara-m8w 2 месяца назад +1

    እረ ታዓረቁ ዘፍቅረካ እሞ ለባም ተዒዲልቲ ዩ❤❤❤

  • @SalamSalam-pz5ot
    @SalamSalam-pz5ot 2 месяца назад

    ለባም ወዲ ማርያምን ዕድመን ጥዕናን ያሃበኻ😘😘😘😘

    • @user-vd8uz6up6x
      @user-vd8uz6up6x Месяц назад

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

  • @AnAv-ws2vp
    @AnAv-ws2vp 2 месяца назад

    ናዓና ኢኩም ብራክ ገይርኩሙና 😂😂😂 ባይዘወይ ለባም ስባአይ አለኪ ዜዱ ሓፍተይ

  • @jfsf4802
    @jfsf4802 2 месяца назад +3

    አረ ተመለስዮ 😢 ኣባ ወድኪ የሕሸኪ

    • @user-vd8uz6up6x
      @user-vd8uz6up6x Месяц назад

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

  • @ufffokk7826
    @ufffokk7826 2 месяца назад +3

    ዋምቅረተይ🙏🙏❤❤❤❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 2 месяца назад

    ብጣዕሚ አሕዝንኒ በጃኪ ብሓደ ኮይንኩም ወድኩም አዕብዩ ብሓቂ ለባም ትሑት ሰብ እዩ ተመለስዮ 😢😢😢

  • @AsSa-u2m
    @AsSa-u2m 2 месяца назад

    ብጣዕሚ እዩለባም እና ተመለስዮ

  • @milihabesawit8861
    @milihabesawit8861 2 месяца назад +2

    ሐዚ ፍሉጥ ሃፍቲማ ኢሉ ዋላ ሓዳሩ ክፍትሕ ተይሩ እዩ ኣየ ኣወዳት😂😂😂

    • @user-vd8uz6up6x
      @user-vd8uz6up6x Месяц назад

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

  • @AbxhdBsjs-fl2ec
    @AbxhdBsjs-fl2ec 2 месяца назад

    ዋይይይ ዜድየ ተዓዲልኪ ትትሕትንኡ❤❤❤

  • @RozaBeyene-r5q
    @RozaBeyene-r5q 2 месяца назад

    ዜድየ በጃኩም ተዓረቁ ❤❤

  • @Gfd432-n8q
    @Gfd432-n8q 2 месяца назад

    ዋይ ገለ ክንሰምዕ ኢና ለሙስ ክምለሰኪ ዶ በለ በል ብሬ ዓይነይ ከይትሰምዕ ደቂኻ ከ ወደይ እእእእእእ ከምዚኣስ የላን 😢😢😢😢😢

    • @TsritiHaftu
      @TsritiHaftu 2 месяца назад

      ብዓል ሓዳር ድዩ ዘሎ🙄🙄

    • @Gfd432-n8q
      @Gfd432-n8q 2 месяца назад

      @@TsritiHaftu እወ ተመርዒይስ 2ተ ቆልዑ እኮ ወሊዱ

  • @DestaKalayu-vg8pf
    @DestaKalayu-vg8pf 2 месяца назад

    ወይ ክልብም ሓዳርኩም ቀፅሉ ዜዱየይ🎉❤❤❤

  • @محمح-ت2د
    @محمح-ت2د 2 месяца назад +1

    አረ ዜዱዋይ ታዓረቁ ምርግዑ ደሰ ክብል❤❤❤❤❤

  • @ማኣዛ
    @ማኣዛ 2 месяца назад +1

    አረ በጃኪ ካልኣይ ኣምፅእዮ ዋይ🎉❤❤

  • @HsgdgBdbdhh
    @HsgdgBdbdhh 2 месяца назад

    ለባም ወዲ ❤❤

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 2 месяца назад

    ብሓቂ ኣቦ ወድኪ እንተ ኮኑ ማለተይ ንኣና ብራንክ ትገበረና ኣለኪ ከይትኮኒ?ብሓቂ ተ ኮኑ ግን ንሰኪ ውን ስምዒት ናይ ፍቅር ከምዘለኪ ኣብገፀኪ ይንበበ ኣሎ ንሱ ውን ካብ ፍቅር ብላዕሊ ክብር ከምዘለዋ ይንበበ ኣሎ ደማ ጓል ህዋን ካብማንም በላይ ዝክብር ስማዒታ ዝረደእላ እያ ዘትደሊ እሞ ብጀኪ ምስ ሰብኣይኪ ኮኑ ደማ ኣቦወድኪ እዩ ዘይጋጌ ስብ የለይ ግን ካብ ሓሎፊ ጋጌኩም ትኣረማኩም ትማህረኩም ካብ ሕጀ ንዳሕሪ ፍቅርኩም ብፍቅር ዛዝምዎ ዜዲ ዛሓፍተይ ስብኣይ ዜዲ ውን እንተ ዙፅሕፍ ረእካዮ ምስ ስብተካ ብሓደ ኩኑ።❤

  • @HshshShsh-e1o
    @HshshShsh-e1o 2 месяца назад

    ዋው ደስክብለካ 🥰🥰🥰🥰

  • @selej9581S
    @selej9581S 2 месяца назад

    ንዙይ ተከሲርኪ ምስ ወድኪ ክትጨማለቂ እኪ ምስ ካሊእ ሰባይ ኣዶ😢